S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መእተዊ፥ እዚ (ለካቲት 19, 2017)፡ ጾመ ኣርብዓ ዝኣትዋሉ ቀዳማይ ሰንበት ናይ ጾመ ኣርብዓ እዩ። ጾመ ኣርብዓ፡ እቲ ዝዓበየ ናይ ቤተ ክርስትያንና ናይ ጾም እዋን እዩ። በብሰሙኑ ድማ ነቲ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ካብ ምውራዱ ክሳብ ትንሳኤኡ ዝሓለፎ ህይወት ብምስትንታን እንዝክረሉ፡ ኣብቲ ናቱ ስራሕ ሓቢርና ምህላውና ርእስና እንምርምረሉ ክቡር ግዜ እዩ። ኣብ ናይ ሎሚ ትምህርትና ሕጽር ዝበለ ትምህርቲ ጾምን፡ ናይዛ ሰንበት ኣርእስቲዘወረደዝብል ምውራድ ወልድ ዋህድን፡ ዕላማ ምስጋዉን ክንርኢ ኢና።

ከምቲ ኣነ ንክርስቶስ ዝመስሎ ዘሎኹ ንስኻትኩም ንኣይ ምሰሉ” 1ቆሮ 111

ዋና ባዕሉ ይበላከም ዝተባህለ ነዚ ጽሑፍ እዚ ካብ ቅዱስ ጽሑፍ፡ 2ቆሮ፡ 1122 1210 እንተ ተመልከትና እዚ ሓዋርያ እዚ ብዛዕባ ዓሌቱን ብዛዕባ እቲ ጸረ ክርስቶስ ኰይኑ ዘሕሎፎ ጉጉይ እዋንን፡ ብዛዕባ እቲ ምስ ተመልሰ ምእንቲ

እዛ ካልኣይቲ ሰንበት (ለካቲት 26, 2017) ናይ ጾመ ኣርበዓ “ዘቅድስት” ተባሂላ ትጽዋዕ። ነቲ ፍቓድ ኣምላኽ ንዓና ዝዀነ ቅድስናና እነስተንትነሉን እንጽልየሉን ሰሙን ድማ እዩ። ምቕዳስ ማለት ምፍላይ ማለት እዩ። ካብቲ ብባህሪ ወይ ብዕላማ ዘይመስለካ ተፈሊካ ንሕዙእ

(ወንጌላዊ ሉቃስ ከም ዝጸሓፎ 21 16) ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፥ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት" ንወንጌል ሉቃስ ጸሓፊኡ፡ እቲ ሓኪምን ወንጌላውን ዝነበረ ግሪኻዊ ዝዓሌቱ ሉቃስ ዝተባህለ ወደ መዝሙር፥ ናብ ሓደ ቴዎፍሎስ ዝተባህለ ግሪኻዊ፥ ታሪኽ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣይሁዳውያንን ንግሪኻውያንን ጥራይ ዘይኰነስ ንምልእቲ ዓለም ከም ዝምልከታ ክፈልጥ ምእንቲ ኢሉ፥ 65 .. ጸሓፈሉ። እዚ፥ እቲ ሕጂ ወንጌል ኢልና ነንብቦን ንመሃረሉን ዘለና ጥዑም ዜና-ወንጌል እዩ።

Sundays Liturgical Readings & Sermons
ሰሙናዊ ዓምዲ ስብከትን ኣብ ሰንበት ዝንበብ ወንጌልን (ግጽዊ)

መስከረም:--------መስከረም 26 - ሕዳር 5

  • 1 ሰሙን:-
  • 2 ሰሙን:- 
  • 3 ሰሙን:- 
  • 4 ሰሙን:-

ዘመነ ጽጌ:--------መስከረም 26 - ሕዳር 5

ኣስተምህሮ:-------ሕዳር 6 - ታሕሳስ 6/13  

ዘመነ ስብከት:---ታሕሳስ 7 - 26

ጥሪ:-------------->ጥሪ 1– 27

ለካቲት:----------->ለካቲት 1 - 27

  • 1 ሰሙን:-
  • 2 ሰሙን:- 
  • 3 ሰሙን:- 
  • 4 ሰሙን:-

ጾመ ኣርብዓ:------>

1 ሰሙን:

ዘወረደ

ብጀካ እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ ኣብ ሰማይውን ዘሎ ወዲ ሰብ፡ ናብ ሰማይ ዝደየበ ሓደ እኳ የልቦን

2 ሰሙን: ቅድስና

ኣምላኽሲ ንቕድስና እምበር፡ ንርኽሰት ኣይጸውዓናን 

3 ሰሙን: ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ

ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፥ ቅንኣት ቤትካ በልዓኒ፡ ጹሑፍ ከም ዘሎ ዘከሩ

4 ሰሙን: ብሰንበት ሕሙማት ኣሕወየ

እንሆ ሐዊኻ፡ ካብዚ ዚገድድ ከይረኽበካስ፡ መሊስካ ኣይትበድል፡ በሎ

5 ሰሙን: ምምጻእ ክርስቶስን መወዳእታ ዓለምን ስለዚ ጐይታኹም በየነይቲ ሰዓት ከም ዚመጽእ ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ
6 ሰሙን: እቲ ሕያዋይ እሙን ኣገልጋሊ መን'ዩ? ኣታ ሕያዋይ፡ እሙን ባርያ፡ ብሒደት ተኣሚንካ ኢኻ እሞ፡ ኣብ ብዙሕ ክሸመካ እየ
7 ሰሙን: ዘኒቆዲሞስ ካብ ላዕሊ እንተዘይተወልደ፡ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ዚኽእል የልቦን
8 ሰሙን: ሆሳእና  


ዘመነ
ትንሳኤ:------->

ጰራቅሊጦስ:---------->

ክረምቲ:------------>ሰነ 25 - ሓምለ 15

ሓደ ክርስቲያን ጸሓፋይ ንገዛእ ርእሱ መን ምኳኑ ክመዝና ምስ ፈተነ፡ ካብ  ኣምላኽ ጥቅስታታ እናመረጸ ንገዛእ ርእሱ ከምዚ ገይሩ ይገልጻ። ኣነን ንስኻትኩምንከ ነዚ ጸሓፋይ እዚ፡ እወ ረኸብካያ ልበይ፡ ኣነውን ንነፍሰይ ብኸምኡ እያ ዝፈልጣ ንብልዶ ንኸውን።

ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን:

ዝሓለፈ ሰሙን ‘’ዓብይ ብስራት’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ ኣዝዩ ዘሕጉስን ባህ ዘብልን ጥዑም ዜና ኣስሚዕኩሙና። ንሱ ከኣ ነታ ዓቢ ስምን ጽቡቕ ታሪኽን ዘለዋ ልሳን ተዋህዶ ዝነበረት ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን ዳግማይ ክትጅምርን ክትበራበርን ምዃና ኣበሲርኩሙና። እዚ ንኣመንቲ ተዋህዶ ተስፋ ዘስንቕን መንፈሳዊ ረብሓ ዘለዎን ሰፊሕ ኣገልግሎት ስብከት-ወንጌል ብምዃኑ፡ ነዚ ክትገብሩ ልብኹም ዘነቓቕሐን ሓሳብኩም ዘስመረን እግዚኣብሔር ስብሓት ይኹኖ!

“ኣቱም ብእግዚኣብሄር ተስፋ እትገብሩ ኵልኹም በርትዑ ልብኹምውን ይጽናዕ“ (መዝ 31፡24)

ስለዚ ንርእስኹምን ነታ ብገዛእ ደሙ ዘጥረያ ማሕበር ጐይታን ክትጓሰዩ፥ መንፈስ ቅዱስ ኤጲስቆጶሳት ገይሩ ኣብኣ ዝሸመኩም ኲሉ መጓሰ ሓልዉ።

ምኽንያት ፈተና

1.“ካብዞም ብኣይ ዚኣምኑ ንኣሽቱ ንሓደ ዜስሕት

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div