ዘይነብር ዲበ ኪሩቤል ኣስተርኣየ: "ኣታ ኣብ ልዕሊ ኪሩቤል እትቕመጥ፡ በሪህካ ተገለጽ፥" መዝ 80፡1
ፓትርያርክ እንጦንዮስ ሽዱሽተ ዓመት ኣብ ማሕዩር ካብ 01-13-2006 ክሳብ 01-13-2012
ቤተ ክርስቲያን ብቅድስና ሕይወት እትጽውዖም፣ በታ ጸባብ መንገዲ ተጓዒዞም፣ ጉዕዞኦም ዝፈጸሙ ሰባት ኣዝዮም ኂደት እዮም።
ቅዱስ ሲኖዶስ ዓለም-ለኻዊ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ፡ 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ናብ ቦትኦም ኪምለሱ ኣብ ዝግበር ጻውዒት ድምጹ ብምሕዋስ ነቲ ዝተገብረ ግህሰት ኮኒኑ።
ኣብ ሳን ኣንቶንዮ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ዝርከብ፣ ብግብጻዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ዝውነን መንፈሳዊ
ጥምቀት፡ ብዙሕ ዓይነት መልክዕ እኳ እንተ ሃለዎ፡ ጥምቀት ኣብ መንጎ እግዚኣብሔርን ሰብን ብእምነት ዝእቶ ኪዳን እዩ። ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተዋህበና ጥምቀት፡ ብማይ ምሕጻብ፡ ብደመና ምሕላፍ፡
ምሥጢረ ቁርባን ኣብቲ ጎይታ ንሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ወንጌል ምሂሩ ዝዛዝመሉ ዝነበረ፡ ዜሮ ሰዓት፡ ንመዕጸዊ ትምህርቱን ተግባሩን ኣብ ምድሪ፡ ቀቅድሚ ሕማሙን ሞቱን ዝነበረት ሓሙስ ምሸት ንመስዋእቲ ኦሪት ዛዚሙ፡ ሓድሽ መስዋእቲ መስረተ።
ናብ ምእመናንን ህዝበ ክርስቲያንን ብሩኽ በዓል ልደት መድሓኒና ክርስቶስን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።
ብጹእ ወቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ዘኤርትራ
ስነ ጽሑፍ ብዶር. ሽሞንዲ ሃይለ
ኩሉ ጊዜ ቀዳም ካብ ሰዓት 11፡30 ንጉሆ...
Username
Password
Remember Me
ንምስማዕ ኣብዚ መላግቦ'ዚ ጠውቑ
መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ
ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ