S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መበል 20 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 26 ክሳብ 29 ሓምለ 2018 (July 26 to July 29, 2018) ክካየድ እዩ።

ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue

Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE
Seattle, Washington
Map

ኦርቶዶክሳዊ ሕይወት ብቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣብ

ኣሓቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ብቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣ

ንስኻትኩም ግና እቲ ቤት ኣምላኽ እትስርሓሉ ግዜ ገና'ዩ ትብሉ ብቀሺ ብርሃነ ጠዓመ

ኣጠቓቕማ መጽሓፍ ቅዱስ ብቀሺ ዶ/ር ቴድሮስ ተስፋይ

ክርስትያን ስድራቤት ብወ/ሮ ሳባ ብርሃነ

ድሕነት ብዲያቆን ጸሃየ መንግስተኣብ

ሕማም ሽኮር ሽኮርያ ብዲያቆን ብርሃነ ስዩም

ትውፊት ብዲያቆን ዑቕበ ዘመደ

ዝኽሪ ዕለተ ልደት ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ

ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ - Previous Conferences

In the name of the Father, the Son and the Holy Spirit, One God: Amen

This year’s youth Retreat composed of priests, parents and youth from the Seattle WA, Oakland CA, Portland OR, and Vancouver Canada churches.

ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ጉባኤ 2017፥

ኣብ ዝሓጸረ እዋን: ካብዚ ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ መዕረፊ ኣጋይሽ (hotels) ናብቲ ዝመረጽኩሞ ደዊልኩም መዕረፊኹም ዝኸውን ሆተል ብኣጋ ክትሕዙ ንላቦ። ሆቴል እትሕዝሉ እዋን ዕለቱ ዘብቅዓሉ ዕለት 7 ሓምለ 2017 እዩ። ድሕሪ እዚ ዕለት'ዚ ግና ዋጋ ሆተል ክውስኽ ምዃኑ ብኣኽብሮት ንሕብር።

ክፍሊ ህዝባዊ ርክባት መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ

The 11th Annual Conference of The Eritrean Orthodox Church, Diocese of North America will be held on 30 July-August 2, 2009 in Washington, DC. at Medhnie-Alem Eritrean Orthodox Church.

The 8th Annual Conference of The Eritrean Orthodox Church, Diocese of North America will be held on July 27 to 30, 2006 in Oakland, CA. at St. Antonius Coptic Orthodox Church.

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div