“ንስኻስ ክትጸውም ከለኻ፡ ጽዋማይ ምዃናካ በቲ ኣብ ሕቡእ ዘሎ ኣቦኻ ደኣ’ምበር፡ ብሰብ ምእንቲ ኸይትርአ፡ ርእስኻ ተለኸይ፡ ገጽካውን ተሓጸብ፡ እቲ ብሕቡእ ዚርእይ ኣቦኻ ድማ ብግህዶ ኪኽሕሰካ’ዩ።” ማቴ 6፡17,18።
ትምህርቲ ስነ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብዝውሃብ ትምህርትታት እንዳዓሞቐ እንዳሃብተምን ድሕሪ ምምጻእ፡ “ተማሂርካ ምስትምሃር” ብዝብል ቴማ፡ ደቂቀ እንጦንዮስ፡ ትምህርቲ ስነ-መለኮት ናብ ዝሰፍሐ ኣካል ቤተክርስትያንና (ናብ ውሉደ ክህነት፡ ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ምእመናንን) ዝበጽሓሉ መገዲ ኣብ ምድላው ይርከቡ።
ቃጭል ኣልዒለ ብልዑልን ጥዑምን ዜማ “ጻኡ ንኡሰ ክርስቲያን” (ሓደሽቲ ኣመንቲ ዘበልኩም ውጹ!) ኢለ ኣብ ፍርቂ ቅዳሴ፡ ይእውጀሉ
“እታ ሰበይቲ ድማ፡ ‘‘ክርስቶስ’ ዚብልዎ መሲሕ ከም ዚመጽእ እፈልጥ ኣለኹ፡ ንሱ ምስ መጸ ኵሉ ኺነግረና’ዩ፡’ በለቶ። ኢየሱስ ከኣ፡ ‘ኣነ ዝዛረበኪ ዘለኹ ንሱ’የ፡’ በላ።” ዮሃ 4፡25,26።
“ጅጎ” ዝበሃል ኣምላኽ ከምዘሎ፡ ሰሚዐን ኣንቢበን ኣይፈልጥን’የ። “ኣባ ጅጎ፡ መብልዒ ጐጎ፡ ማይ ጃሕ ኣብሎ” ክንብል ግን ይዝከረኒ።
“ኣብ ሕግኹም፡ ኣነ፡ ‘ኣማልኽቲ ኢኹም’ በልኩ” ዚብልዶ ኣይተጻሕፈን’ዩ፧ ነቶም ቃል ኣምላኽ ዝመጸሎም ኣማልኽቲ ኻብ ዚብሎም፦ ጽሑፍ ኪፈርስ ኣይከኣልን’ዩ፦ ነቲ ኣቦ ዝቐደሶ ናብ ዓለማውን ዝለኣኾ ግዳ፡ ‘ወዲ ኣምላኽ’የ’ ስለ ዝበልኩኹም፡ ከመይ ኢልኩም፡ ‘ትጻረፍ ኣለኻ’፡ ትብሉኒ ኣለኹም።” ዮሃ 10፡34-36።
ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ፡ መጋቢት 4-5 2009 (26-27 መጋቢት 2001 ግእዝ) ክብ ብዝበለ ሥነ ስርዓት ተኸቢሩ።
ኣብዚ ዓለም ብዛዕባ ፍቕሪ ብዙሕ ተዘሪቡን ተጻሒፉን እዩ። ዝተፈላለየ ዓይነት ፍቕሪ ከም ዘሎ ድማ ዘየካትዕ ሓቂ እዩ። ገለ ኣብነት ንምጥቃስ ዝኣክል፡-ፍቕሪ ኣምላኽ፡ ፍቕሪ ሰብ፡ ፍቕሪ ዓለም፡ ፍቕሪ ሰብኣይን ሰበይትን፡ ፍቕሪ ውሉድ፡
(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)
(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)
(ትርጉም ኣገልግሎት)
(ዓምዲ ተሳተፍቲ)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ