S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣብ ቅዱስ ወንጌል “ንኽልተ ጎይቶት ክግዛእ ዝኽእል ሐደ እኳ የልቦን፥ ከመይ ነቲ ሓደ ክጸልእ፥ ነቲ ሓደ ከፍቅር፥ ወይ ከኣ ነቲ ሓደ ኬኽብር፥ ነቲ ሓደ ኬሕስር እዩ።” ዝብል ኣሎ።ማቴ 6፡24። በዚ መሠረት ድማ ዝኾነ ሰብ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ሕጊ፥ ወታሃደር ናይ ክርስቶስን፥ ወተሃደር ናይ ምድራዊ ንጉሥን ክኸውን ፈጺሙ ዝከኣል ኣይኮነን። ክሕሰብውን ኣይምተገብኦን። ይኹን እምበር ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ብዙሓት ኦርቶዶክሳውያን ካህናትን ዲያቆናትን ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ግዱድ ዕስክርና ሳዋ ንዓመታት ከርተት ከም ዝበሉን፥ ገና ከርተት ይብሉ ከም ዘለዉን ኩሉ ኣማኒ ተዋህዶ ክፈልጦ ይግባእ።

“ክርስቶስ ሓሳረ መከራ ኺጸግብ፡ ብሳልሰይቲ መዓልቲ’ውን ካብ ምዉታት ኪትንስእ፡ ብስሙ ኸኣ ንስሓን ሕድገት ሓጢኣትን ካብ ኢየሩሳሌም ጀሚሩ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ኪስበኽ፡ ጽሑፍ’ዩ።” ሉቃ 24፡46,47።

ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን። ጎይታ ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ከሰንየኩም ጸሎትናን ባህጊ ልብናን እዩ።

ዝኾነ ክርድኦ ከምዝኽእል፥ ግፍዕን ንዕቀትን እናተቐበለ ክነብር ዝደሊ ሰብ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። ከመይሲ ማይ ዝመልአ ዕትሮ ወይ ገንኢ መሊኡ ከምዝፈስስ፥ ሰብ‘ውን ንዕቀትን ውርደትን ክበዝሖ ከሎ፥ ከም ኣድጊ ዝጸዓንዎ ስቕ ኢሉ ዝጸዓን ኣይኮነን። ስለዝኾነ‘ውን እቲ መስፈር ክመልእ ወይ እቲ ዓቐን ካብቲ ልክዕ ክሓልፍ ከሎ ግን፥ ብሕይወቱ ከሎ ምስ ምዉታት ክቝጸር ዝመርጽ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። ዝኾነ እንተኾነ‘ውን እቶም ግቡዛት ደኣ ይመስሎም ይኸውን እምበር፥ ሰብኣዊ ክብሩ እናተረግጸን መሰሉ እናተዓመጸን ዝነብር ሰብ ወይ ሕዝቢ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን።

 “ንስኻ በጽሒ ኸለኻ፡ ባዕልኻ ተዓጢቕካ፡ ናብ ዝደለኻዮ ትኸይድ ኔርካ። ምስ ኣረግካ ግና፡ ኣእዳውካ ኸም እተልዕል’ሞ፡ ካልእ ከም ዜዕጥቐካ ናብ ዘይደለኻዮ’ውን ከም ዚወስደካ፡ ብሓቂ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ”፡ በሎ።” ዮሃ 21፡18።

"ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ” (1 ቆሮ 1.18)።

እቲ ዘገርም ቁጽሪ ዘየብሎም ተቓወምቲ ትውፊት ኢና ዝብሉ ምዕራባውያን፥ ዝጠቕስዎ ጥቅሲ፥ ነቲ ሓዋርያ ጳውሎስ ንደቂ ቆረንቶስ ክጽሕፈሎም ከሎ ኣሕዋተየ፥ ንጥቕሚ እቲ ሓደ፥ ንጒድኣት እቲ ኻልእ ኢልኩም ከይትንፍሑ፥

ፍቕሪ ማለት ስም ጥራሕ ከምዘይኮነ ኩልና ንፈልጦ እካ እንተኮነ፡ ግብሪ ምካኑ ግን ንዝንግዖ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ። ምክንያቱ ከምቲ ብኣፍና እነድምጾ ብግብርና ስለዘይነጸባርቆ እየ ከምኡ ዝብል ዘለኹ። ንኹሉ ሰብ ግን ኣይኮንኩን ነቶም ዘይነተግብር እንበር። መጽሓፍ ቕዱስ ፍቕሪ ብግብሪ እንበር ብቃል

 “ኢየሱስ ከኣ፡ “ነቲ መርበብ ናብ የማን ጃልባ ኣቢልኩም ደርብይዎ’ሞ፡ ክትረኽቡ ኢኹም” በሎም። ሽዑ ደርበይዎ’ሞ ካብ ብዝሒ’ቲ ዓሳ እተላዕለ ምስሓቡ ሰኣኑ። እቲ ኢየሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ከኣ፡ ንጴጥሮስ፡ ‘ጐይታና’ምበር’ዩ’ በሎ።” ዮሃ 21፡6,7።

ልኡኽ ሃገረ-ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ድሮ በዓል መስቀል ማለት ብ26 መስከረም 2009 (፲፮ መስከረም ፳፻፪ ዓ.ም ግእዝ) ምስ ፖፕ ሺኖዳ 3ይ ሊቀ ጳጳሳት ቤተክርስቲያን ምስሪ ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፣ ኣብ መንፈሳዊ ክልቲአን ኣሓት ኣብያተ ክርስቲያን ዘተኮረ ዝርርብ ድሕሪ ምልዛቦም፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ኩነታት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን-ኤርትራ ዕሙቕ ዝበለ ልዝብ ኣካይዶም።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div