S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

በስመ አብ  ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ አምላክ አሜን።

“ድምጺ ደም ኃውኻ ካብ ምድሪ ናባይ ይጠርዕ ኣሎ።” ዘፍጥረት 4:10

መግለጺ ኣህጉረ ስብከታት ብዛዕባ ምሻም ዘይሕጋዊ 6ይ ፓትርያርክ።

Press Release on the Claim of Electing a 6th Patriarch in Violation of Church Canon

 PDF | Text Format | Tigrigna |

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን።

ክቡራት ኣገልገልቲ ካህናትን ድያቆናትን ኩላትኩም ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን።

ኣምላኽ ረዲእና፡ መመዝገቢ መሕተት (ፎርም) ናይ 1 ክፍለ ዓመት ዓመተ ትምህርቲ 2025 ንሰደልኩም ኣሎና። ምዝገባ ካብ ሰንበት 08 ክሳብ ቀዳም 21 ታሕሳስ 2025 ዓም ክካየድ እንኮሎ፡ ትምህርቲ ድማ 05 ጥሪ 2025 ዓም ክጅምር እዩ።

መላግቦ መመዝገቢ፥ https://forms.gle/FgFzNThmFciDwZzZ9

ክፍሊ ጉዳያት ተመሃሮ

ኮለጅ ስነመለኮት ተዋሕዶ

Regarding the installation of Aba Basilios as patriarch of the Eritrean Orthodox Tewahdo Church

Tigrigna | English

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div