S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ደቂ እስራኤል ብስደት ንብዙሕ ዓመታት (ከባቢ 400 ዓመታት ) ኣብ ምድሪ ግብጺ ብስደት ከም ዝተቐመጡ መጽሓፍ ቕዱስ  ይነግረና። እዚ ኩሉ 

“ኣይሁድ፡ ‘ንስኻ መን ኢኻ፧ ... መን ደኣ ኢኻ፧ ነቶም ዝለኣኹና ምላሽ ምእንቲ ኽንህቦምሲ፡ ብዛዕባ ርእስኻ እንታይ ትብል፧’ በልዎ፡ ኣነስ...ኣብ በረኻ ዚእውጅ ድምጺ እየ፡” በሎም።” ዮሃ 1፡19, 22, 23

ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው ዮርክን ከባቢኣን

ናብ ምእመናንን ህዝበ ክርስቲያንንቀዳም ዕለት 27 ታሕሳስ/December 2008 (ቀዳም 17 ታሕሳስ 2001 ዓ.ም.ግ) ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው ዮርክን ከባቢኣን ዝኽበረሉ ዕለት እዩ። 

ኢየሱስ ዝገበሮ ግብሪ ድማ ብዙሕ ካልእ ኣሎ። ኵሉ በብሓደ ተጽሒፉ እንተዚኸውንሲ፥ ነቲ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ዅላ እዛ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒበለ። ብሉይ ኪዳን ዝተጻሕፈሉ ቛንቛ እብራይስጢ ከም ዝነበረ፥ ኩላትና ንሰማማዓሉ ሓቂ እዩ፥

መውስቦ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰባት ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ክግበር ዝጸንሐ መግለጺ ስልጣነ ደቂ ሰባት ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ ኢዩ።

ነዛ ቕድስትን ክብርትን ሰንበትዚኣ ተሰሪዑልና ዘሎ ንባብ ቅዱስ ወንጌል፡ ብዛዕባ ሕውየት ዓሰርተ ለምጻማትን፡ ብዛዕባ ምጽኣት ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽን ኣስፊሑ ዜስተምህርዩ። ጐይታና ንህዝቡን ንደቀ መዛሙርቱን እናመሃረ ኸሎ፡ እቶም ንምቅዋሙ ኵሉ ጊዜ ኻብ ከባቢኡ ዘይርሕቑ ፈሪሳውያን ቅርብ ኢሎም፡ ፍቕሪ ናይ መንግስቲ ኣምላኽ ዘለዎም ኬምስሉ፡መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ እትመጽእ፧ኢሎም ሓተትዎ። ካብ ኣፉ ንመኽሰሲ ዚኸውን ኣበር እንተ ረኸቡ ተተስፍዮም ደኣ ሓቲቶምዎ እምበር፡ ፍቕሪ መንግስቲ ኣምላኽ ሃልይዎም ዘልዓልዎ ሕቶ ኣይነበረን። ከመይሲ፡ ንሳቶም ንመንግስቲ ኣምላኽ ብዅሉ ሓይሎም ዚደፍኡዋን ዚዋግእዋን ቀንዲ ጸላእታዮም ዝነበሩ። ጐይታና፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ደፋእታን ገፋዕታን ምዃኖም፦

ሳዕሪ ይነቅጽ፥ ዕምባባ ይቕምስል፥ቃል ኣምላኽና ግና ንዘለኣለም ይነብር (ኢሳ፡40፡8)

ማህሌት ካብሃለየዝብል ቃል ዝወጸ ኮይኑ ትርጉሙ ዘመረ፡ ኣመስገነ  ማለት ኢዩ። ካብዚ ትርጉም ተበጊስና

ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ንሎሚ ኣብ ዝሰርዓትልና ናይ ወንጌል ንባብ ከም ዘንበብናዮ፡ ጐይታ እናመሃረ እንከሎ፡ ካብቶም ህዝቢ ሓደ ሰብኣይ ድምጹ ዓው ኣቢሉ “ንሓወይ ርስተይ ክመቕለኒ በለለይ” በሎ። ምናልባት እቲ ንልቢ ዝረትዕ ካብ ኣፉ ዝወጽእ ዝነበረ ዘረባ ጸጋ ምስ ሰምዔ ይኸውን ንሓዉ ምእንቲ ከእምነሉ ዝለመኖ (ሉቃ 4፡22)። ጐይታ ግን ኣብ መንጎኦም ዳኛን መማቐልን ገይሩ ዝሸሞ ከምዘየለ ሓበሮ። ንሱ በቲ ናይ ሓጢኣትን ጽድቅን ነገር ከዳኒ፡ ካብቲ ናይ ሰማያት ርስቱ ከኣ ክመቕለና ደኣ እዩ መጺኡ እምበር፡ ነዚ ናይ ምድሪ ነገር ከዳኒ ኣይመጸን (ዮሃ 18፡36)። ነቲ ናይ ምድሪ ክንቀብጾ፡ ኣብ ኢድና እንተልዩ እኳ ሼጥና ንድኻታት ክንመቕሎ እሞ መዝገብና ኣብ ሰማያት ክንዓቁር እዩ ዝምዕደና (ማቴ 19፡21-23)።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div