S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን ብ1951 ዓ.ም ዝጀመረት እንኮ ወግዓዊት ልሳን

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን ብ1951 ዓ.ም ዝጀመረት እንኮ ወግዓዊት ልሳን ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ እያ። በዘይካ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ምሃብ ካልእ ዝኾነ ምስ ፓለቲካዊ ይኹን ማሕበራዊ ጉዳይ ዝጻረር ጽሑፋት ኣይነበራን። መበል ሓምሳ (50) ዓመት-ዕድሜኣ ማለት ወርቃዊ-ኢዮቤልዩ ከተኽብር ኣብ ምቅርራብ እንኮላ ብመስከረም 2001 ዓ.ም ብመንግሥቲ ኤርትራ ከይትሕተም ተኣጊዳ። ብዘይ ዝኾነ በደል ን25 ዓመታት ዝኣክል ብምዕጻዋ ድማ ህዝቢ ተዋህዶ ስለምንታይ ኢሉ ክሓትት ግቡኡ እዩ። Read More...

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div