
“ኒቆዲሞስ ከኣ፡ “እዚ ደኣ ከመይ ኢሉ ኪኸውን ይከኣል፧” ኢሉ መለሰሉ። ኢየሱስ ድማ መሊሱ በሎ፡ ‘ንስኻ መምህር እስራኤል ኢኻ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧ ብሓቂ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ እንፈልጦ ንዛረብ፡ ዝረኣናዮ’ውን ንምስክር ኣለና፡ ነቲ ምስክርና ግና ኣይትቕበልዎን ኢኹም። . . .” ዮሃ 3፡9-11።
“ኣብ ቀራና ጎደናታት ደው ኢልኩም ተመልከቱ፡ እቲ ጥንታዊ መገድታትን እቲ ጽቡቕ ጎደናን ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ እሞ ብኣኡ ተመላለሱ፡ ሽዑ ንነፍስኹም ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም’’ (ኤር 6፡16) ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻይደ ጉባኤ ካብ ትጽቢት
ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ምሳኻትኩም ይኹን።
ኣኅዋትና፥ እምነትኩም ኣዝያ ትዓቢ ስለ ዘላ እታ ኣብ ንሓድሕኩም ዘላ ናይ ነፍስ ወከፍኩም ፍቕሪ ኸኣ ትስስን ስለ ዘላ፥ ብኣኻትኩም ኵሉ ጊዜንኣምላኽ ከነመስግኖ ይግብኣና እዩ። እዚ ኸኣ ቅኑዕ እዩ። ስለዚውን ንሕና ባዕልና ብጽንዓትኩምን እምነትኩምን፥ በቲ ኣብ ስደትን ጸበባን እትዕገሥዎ ዘሎኹምን፥ ኣብተን ኣብ ኣምላኽ ዘለዋ ኣብያተ ክርስቲያን፥ ብኣኻትኩምን ንምካሕ ኣሎና።

“መገሻ ኸም ዝደለየ ሰብ’ሞ፡ ንገላውኡ ጸዊዑ ገንዘቡ ዝሃቦም’ዩ። ንነፍሲ ወከፍ ከከም ዓቕሞም፡ ንሓደ ሓሙሽተ መክሊት፡ ነቲ ኻልኣይ ክልተ፡ ነቲ ሳልሳይ ድማ ሓደ መኽሊት ሂብዎም ገሸ።” ማቴ 25፡14, 15።
ዓመታዊ ክብረ በዓል ቤተ ክርስትያን ደብረ ብርሃን ቅድስት ስላሴ ከተማ ስያትል፡ ካብ ቀዳም 11 ክሳብ ሰንበት 12 ሓምለ 2009 (ሓምለ 4-5/ 2001 ዓ.ም. ግእዝ) ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኣመሪካ ብዝመጹ ሊቃውንቲ ውሉደ-ክህነትን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ ብዝሒ ምእመናን ተኸቢሩ።ኣብዛ መከራን ጸበባን ዝበዝኃ ዓለም ኵሉ ነገር እሾኽ ኮይኑ ምሕላፍ እንተ ኸልከለካ፣ መሬት ክንዲ ኣፍ ዕንቍ እንተጸበበትካ፣ ምድረ-ሰማይ ጽልምት ኢሉ እንተ
“ፈራሕ ነዲኡ ይኣትዋ” እትብል ምስላ ካብ ቅድም ኣትሒዘ ካብቲ ብተደጋጋሚ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ምስላታት ሓንቲ ኢያ። ወላ እኳ ሓደሓደ እዋን ኣነ ፈራሓት እዮም ዝብሎም ዝነበርኩ ሰባት ኣንጻር ናይዚ ምስላ እዚ ከጋጥሞም እርኢ
“ሽዑ ንመከራ ኣሕሊፎም ኪህቡኹምን ኪቐትሉኹምን’ዮም። ብዛዕባ ስመይ ከኣ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ጽሉኣት ክትኰኑ ኢኹም፡ ሽዑ ብዙሓት ኪዕንቀፉ፡ ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ኪወሃሃቡ፡ ንሓድሕዶም’ውን ኪጸላልኡ’ዮም።” ማቴ 24፡9-10።
"ንቖልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ንምሉእ ሕይወቱ ኻብኣ ኣይኬልግስን እዩ” (ምሳሌ 22፡6)። እዚ ብን/ሃገረት ስብከት ተማእኪሉ ብዕዙዝ ተሳትፎ መንእሰያት፡ ወለድን መራሕትን ኣብያተ ክርስትያናት ሎሚ ንኻልኣይ ግዜ ኣብ
(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)
(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)
(ትርጉም ኣገልግሎት)
(ዓምዲ ተሳተፍቲ)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ