S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብሕታዊ ጸሎት

ጸሎት ብሕታውን ማሕበራውን ኢልና እንተ ከፈልናዮ ብቐሊሉ ክርድኣና ይኽእል ይመስለኒ። ሓባራዊ ወይ ማሕበራዊ ጸሎት ዝብሃል፡

ሰብ ይዕበ ይንኣስ ይውሓድ ይብዛሕ ኣብ ህይወቱ ዘይጭነቕ ወይ ዘይሓስብ ኣሎ ክብል ኣይደፍርን እየ፡ 

“ንሱ ግና፡ ‘እቲ ዘሕወየኒ’ዩ፡ ‘ዓራትካ ኣልዕል’ሞ ኪድ’ ዝበለኒ’፡ ኢሉ መለሰሎም። ..... ድሕሪዚ ኢየሱስ ኣብ ቤት መቕደስ ረኸቦ’ሞ፡ “እንሆ ሓዊኻ፡ ካብዚ ዚገድድ ከይረኽበካስ፡ መሊስካ ኣይትበድል” በሎ። እቲ ሰብኣይ ከይዱ፡ ንኣይሁድ እቲ ዘሕወዮስ ኢየሱስ ምዃኑ ነገሮም። ስለዚ፡ ... ኪቐትልዎ ይደልዩ ነበሩ።” ዮሃ 5፡11,14-16።

ካልኣይ ዓመታዊ ጉባኤ መንእሰያት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ምብራቓዊ ዞባ ሰሜን ኣሜርካ፣ ካብ 25 ክሳብ 27 ሰነ 2009 ዓ.ም ኣብ ከተማ ራድፎርድ ክፍለ-ግዝኣት ቪርጂንያ ተኻይዱ።

ኣቦታትካ ዘቘምዎ ናይ ቀደም ደረት ኣይተዝብል (ምሳ 22፡28)

ሓዋርያዊ ትውፊት ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ካብ መንፈስ ቅዱስን ስለ ዝተረኽበ ብኽብሪ ክተሓዝ ድኣ ይግብኦ እምበር፥ ካብቶም ናይ ገዛእ ርእሶም ትውፊት ገይሮም፥ መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ ቁንጭል ኣቢሎም ወሲዶም፥ ንገዛእ ርእሶም ሊቃውቲ ክዅኑላ ዝጋደሉ፥ ትውፊት ቤተ ክርስቲያን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ

“ሃይማኖት ኣይመሓየሽን’ዩ” ኢሎም ናይ ዝትንትኑ ገለ ጽሑፋት ትሕዝቶ ምስ ኣንበብኩ’የ ነዛ “ጸሓይ ከም በዲራ ህሌት” እትብል ኣበሃህላ ዘኪረ። 

“ነቶም ሸየጥቲ ኣራግብ ድማ፡ ‘ነዚ ኻብዚ ኣልዕልዎ፡ ንቤት ኣቦይ ቤት ዕዳጋ ኣይትግበርዎ፡’ በሎም።” ዮሃ 2፡16

ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ብዘውጽኦ ናይ ጾምን ጸሎትን ኣዋጅ መሰረት፣ ኣብ ኩለን ቤተ ክርስቲያናት ብሰላም ተፈጺሙ። ቀንዲ መሪሕ ጽሑፍ ናይዚ ዝተገብረ ጸሎት ካብ መዝሙር ዳዊት ብዝተወስደ እዩ ተማእኪሉ።

  • ኣብ ማእከልኩም ጾር ዝኸበዶ ሰብ ኣሎዶ? ናባይ ይምጻእ ኣነ ከዕርፎ።ማቴ 11፡28
  • ኣብ ማእከልኩም ዝተሓጎሰ ሰብ ኣሎዶ? መጺኡ ይዘምር ኣነ ክሰምዖ።ያዕ 5፡13
  • ኣብ ማእከልኩም ማይ ዝጸምአ ሰብ ኣሎዶ? ናባይ ይምጻእ ኣነ ከስትዮ።ዮሓ 7፡37
  • ኣብ ማእከልኩም ዝጸበቦ ሰብ ኣሎዶ? ብእምነት ይለምን ኣነ ክረድኦ።ያዕ 5፡13
  • ኣብ ማእከልኩም ምስ ኃዉ ዝተበኣሰ ሰብ ኣሎዶ? ይቕረ ይበለሉ ኣነ ከፍቅሮ።ማቴ፡24
  • ኣብ ማእከልኩም ዝሓመመ ሰብ ኣሎዶ? ንካህናት ይጸውዕ ኣነ ክምሕሮ።ያዕ 5፡14
  • ኣብ ማእከልኩም መገዲ ዝተጋገየ ሰብ ኣሎዶ? ናባይ ይመለስ ኣነ ክመርሖ።ኤር 8፡4

ስሕለት ሴፍ ዘምለጠ፡ ሰሃራ እናበልዖ፡ ሰሃራ ዘምለጠ ሲናይ ተቐቢሉ ባሕሪ እናወሓጦ፡ ደቂ ህዝበይ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ከም ባሮት ተሸይጦም፡ 

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div