S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ክቡር ክርስቲያን ኣስተብህል፡ ነዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና ትርጉሙ ብምግንዛብ ብጥንቃቔን ብጸሎትን ብምስትውዓልን ኣንብቦ። እንተ ኺኢልካ ድማ ነዛ ኣብ መጀመርታ ወይ መእተዊ ዘላ ጥቕሲ፡ ደጋጊምካ ኣንብባ፡ ኣብ ኣእምሮኻ ድማ ኣንብራ። ከመይሲ ፍቓድ እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሌኻ እንታይ ከም ዝዀነ ከተስተውዕል ምእንቲ።

እቲ ኣቐዲሙ ብዕለት 13 ጥሪ 2006 ብሥልጣን ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ፩ ኣምላኽ ብ3ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ካብ ሃይማኖት

“ዎ እግዚኣብሔር” ክሳብ መዓስ እዩ መከራና ክቕጽል፧ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ይቕረ ዘይትብለልና፡ ብሓቂ ድዩ ተስፋና ጸልሚቱ፧ ካንዶ ሥጋና ንኣሞራን ንዓሳ ባሕርን ክንከውን ፈሪድካናን ደርቢኻናን ኢካ፧ ወረ ክሳብ መዓስ ኢኻ ንኣውያትና ዘይትሰምዓና፧ ዎ እግዚኣብሔር  እቲ ብዘመን ኣቦታትና ዝነበረ ምሕረትኻ ኣበይ ተሰወረ፧ በጃኻባ ዘክረና፡ ንድኻምና ኣይትጸብጽብ፡ ይኣክል በለና። ዎ እግዚኣብሔር ንሓድሕና ክንማናጨት መሰክሒ ዓለም ኰይና ኢና’ሞ ዝንሳሕ ልቦና ሃበና፡ ካብዚ ንደሓር ነዚ መከራ እዚ ክንጻወሮ ዓቕሚ የብልናን።

ጽንዓት ንስድራቤት፡ መንግሥተ ሰማይ ንምዉታት፡ ልቦና ንኹላትና ሃበና

ዶ/ር ሽሞንዲ ኃይለ

“ኣብ ማእከልኩምከ ለባምን ኣስተውዓልን መን’ዩ፧ ንሱ ብሰናይ ኣካይዳኡ ብለውሃት ጥበብ ገይሩ ግብሩ የርእይ።” ያእ 3፡13። እዚ ሰንበት’ዚ፡ ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተ ክርስትያንና፡ ናይ’ቲ “ኣስተምህሮ” ዝተሰምየ ቕንያት ሳልሳይ ሰንበት’ዩ። ናይ’ዚ ዕለት’ዚ ንባባት ሓድሽ ኪዳን ካብ ዜቕርቡልና ብዙሕን ኣገዳስን ኣርእስታት ሓደ ድማ፡ እዚ ልቦናን ምስትውዓልን ናይ ሰብ ብኸመይ ከም ዚፍለጥን ከም ዚግለጽን ዜስተምህር ኣርእስቲ’ዩ።

ቦታ: 10ይ ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ን/ሃ/ስብከት ሰሜን ኣሜርካ።
ዕለት: ሓምለ (July) 09-13, 2008። ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴ፡ ስያትል።

ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ላዕለዋይ ደርቢ ቤት ማርያም ኣደ ማርቆስ ዮሃንስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ብሚያዝያ 6 ሓሙስ ምሸት ብ30 ዓ.ም ሓቢሮም ከለዉ። ብዛዕባ ርኽክቡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ከመይ ከም ዝዀነ ክገልጸሎም ከሎ ከምዚ በሎም።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ሓላፊ መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኮይኖም ካብ ዝምደቡ ንደሓር፡ ኣብ ኣብያተ ክርስቲያናት ሓዋርያዊ

“ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ዅሉ፡ ፍረ እናፈረኹምን ብፍልጠት ኣምላኽ እናዓበኹምን ብዅሉ ንእግዚኣብሔር ባህ ከተብሉ ንእኡ ብቑዓት ኴንኩም ክትመላለሱ፡ ንጽልይ ኣለና። ቈሎ 1፡10።

ብዕለት 30 መስከረም 2007፣ ዳግማይ ድማ ብዕለት 7 ጥቅምቲ 2007 ዓ.ም  ኣብ ኣትላንታ ብመራኸቢ ብዙሓን ኣብ ልዕሊ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሰሜን ኣሜሪካ ንኡስ ሃገረ ስብከትን፣ ክቡራት ካህናትን ዝተሰንዘረ ዘለፋ፣ ሕጊ ሃገር ዝጠሓሰ ንኽብሪ ሃይማኖት ተዋህዶ ዘናኣኣሰ ዘሕዝን ፍጻመ እዩ። እዚ ብስም ኤምባሲ ኤርትራ

“መምህር፡ ናይ ዘለዓለም ሕይወት ምእንቲ ኽወርስ እንታይ እግበር?” ዘለዓለማዊ ሕይወት ንኽትወርስ፡ ካብ ፍልጠት ኣእምሮ ንላዕሊ ዚሓትት ሥልጣን እዩ። ከመይሲ ብሓሳብን ብቓልን ብግብርን ዚግለጽ ፍቕሪ ንኣምላኽን ንሰብን ክህልወካ ይሓትት። Read more... 

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div