S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዕላማና!

ዕላማና---->ኣብ ቅድሚ ሰብን እግዚኣብሔርን ሠናይ ንምግባር እዩ። 2ቆሮ 820

ዕላማና---->ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እናጥመቕና ደቀ-መዛሙርቲ ክርስቶስ ምግባር እዩ። ማቴ 2819

ዕላማና---->ናይ ምድሪ ነገር እናረሳዕና ናብቲ ዓስቢ ዓወት ናይ ሰማይ ጽውዓ ኣምላኽ ብክርስቶስ ኢየሱስ ምጉያይ እዩ። ፊሊ 314

ዕላማና---->በቲ ዝተመሃርካዮን ዝተረዳእካዮን ነገር ምጽናዕ እዩ። 2ጢሞ 314

ዕላማና---->ሓንቲ ቃል፡ ሓደ ልብን ሓደ ሓሳብን ኴንኩም ክትሠምሩ እምበር ኣብ መንጎኹም ምፍልላይ ክይህሉ ብስም ኢየሱስ ክርስቶስ ምጽዓር እዩ። 1ቆሮ 110

ዕላማና---->ንሰብ ጥራይ ዘይኮነ ነቲ ልቢ ዝምርምር ኣምላኽ ምሕጓስ እዩ። 1ተሰ 24

ዕላማና---->ነቲ ኣኽሊል ዓወትና ሓደ እኳ ከይዝርፈና ኣጽኒዕና ብምሓዝ ኣብታ መቕደስ ኣምላኽ ዓንዲ ኮንካ ምግልጋል እዩ። ዮሓ 311

ዕላማና---->በታ ካብ ንጹህ ልቢ፡ ካብ ጽርይቲ ሕሊና፡ ካብ ሓቀኛ እምነት እትርከብ ፍቕሪ ጸኒዕካ ምንባር እዩ። 1ጢሞ 15

ዕላማና---->ኵሎም ሰብኡት ካብ ባእስን ክትዕን ርሒቖም ኣብ ኩሉ ስፍራ ቅዱሳን ኣእዳው ኣልዒሎም ኪጽልዩ እዩ። 2ጢሞ 28

ዕላማና---->በቲ ‘’ንእግዚኣብሔር ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብዅሉ ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ። ንብጻይካ ድማ ከም ነፍስኻ ኣፍቅር’’ ዝብል ጥንታዊ ሕጊ ምምልላስዩ። ማቴ 2237

ዕላማና---->ብእምነት ምስቲ ወሃቢ ሕይወት ዝኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ ሞትካ ምስ ክርስቶስ ንዘለዓለም ምትንሳእ እዩ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div