S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ካብ ዓርቢ ሚያዝያ 9 ክሳብ ሰኑይ ሚያዝያ 12, 2010 ዓ.ም.ፈ.  ብፁዕ  ኣቡነ መቃርዮስ ዝተመርሑ፡ ካብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ኣሜሪካ ተዓዲሞም ዝመጹ ሊቃውንቲ ኣቦታትን ብብዝኂ ምእመናን ብኽብ ዝበለ ፍስሓን ሓጎስን ዝተጸንበለ ናይ መድኃኔ ዓለም ንግደት ዝተፈላለየ መንፈሳዊን፥ ባህላዊን፡ ስፖርታዊን መደባት ሓቚፉ ኔሩ።

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
መእተዊ፡- እቶም ናይ ክርስቶስ ኢየሱስ ብምዃን ብጽድቂ ኪነብሩ ዝደልዩ ኩሎም ክስደዱ እዮም። 2ጢሞ 3፥12 …ንስኻ ግና በቲ ዝተመሃርካዮን ዝተረዳእካዮን ነገር ጽናዕ ።ካብ እንመን ከም ዝተመሃርካ ትፈልጥ ኢኻ። 2 ጢሞ 3፡14

"ምናልባሽ ንስኻ፡ “ኣነ ምእንቲ ኽትከል’ዮም እቶም ጨነፍር እተሰብሩ፡” ትብል ትኸውን። ጽቡቕ፡ ንሳቶም ሰኣን ምእማኖም ተሰብሩ፡ ንስኻ ግና ሳላ ዝኣመንካ ደው ኢልካ ኣለኻ። ፍራህ ድኣ’ምበር ብልብኻ ኣይትተዓበይ።" ሮሜ 11፡19-20

ናብ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ቀዳማይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ዘሃገረ ኤርትራ
ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና፣ ኣቐዲምና እቲ ኹሉ ዝከኣሎ ልዑል ኣምላኽ ብሰላምን ጥዕናን ክሕልወኩም ናይ ኩልግዜ ጸሎትና እዩ።

ሕያዋይ ሳምራዊ (ቅዱስ ጽሑፍ - ሉቃስ 10፡25-37)
ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ኣፍቅሮ

ናብ ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን፡

ብሩኽ በዓል ትንሳኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። ቀጺልና April 9- 10 2010 (ሚያዝያ ፩-፪  2002 ዓ.ም. ግእዝ) ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ ዝኽበረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ኣብዚ መንፈሳዊ በዓል ንኽትሓብሩና ትዕደሙ።

“እቶም ድኹማት ዝመስሉ ኣካላት ስጋ እባ ግዳ እዮም ኣዝዮም ዝድለዩ” (1ቈረ 12፡22)

“ኣቱም ጐይተት’ውን፡ ከምኡ ግበሩሎም፡ እቲ ጐይታኦም ጐይታኹምን ኣብ ሰማይ ምህላዉ’ሞ፡ ኣብኡ ኣድልዎ ገጽ ከም ዘየልቦ ፈሊጥኩም፡ ምፍርራህ ሕደጉ።” ኤፌ 6፡9።

"እቲ ብኣይ ዝኣምንሲ እንተ ሞተ እኳ ብሕይወት ኪነብር እዩ!"
ሥጋዊ ሞት ዘይተርፍ ዕጫ ናይ ኵሉ ሕይወት ዘለዎ ፍጡር እዩ። ስለዚ ጊዜኡ ምስ በጽሐን ሰዓቱ ምስ ኣኸለን ነፍሲ ወከፍ ሰብ ካብዛ ዓለም ብሞት ክጽዋዕ ምዃኑ ኣይንስሕቶን ኢና። ይኹን እምበር እንጽውዓሉ ጊዜ ፍርቂ መዓልቲ ድዩ ወይስ ፍርቂ ለይቲ፥ ንግሆ ይኹን ምሸት፥

ብኣቆጻጽራ ግእዝ 29 ታሕሳስ 2004 (7 ጥሪ 2012) በዓል ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div