S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

9ይ ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ን/ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ። ንዕለት 2-5 ነሓሰ (August) 2007 ዓ.ም ኣብ ደብረ ግእዛን ቤተ ክርስትያን መድኃኔ ዓለም ኣትላንታ፡ ጆርጅያ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ።

ህዝቢ ኣክቡ ቅዱስ ጉባኤ ከም ዘሎ ንገሩ! ዩኤል 2፡16።

መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሎሚ ዘመን መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ብብፁዓን ጳጳሳት፥ ኣቦታት ካህናት፥ ዲያቆናት፥ ምእመናን ህዝበ ክርስቲያንን መንእሰያት ትምህርቲ ሰንበትን ማዕሪጉ ብልዑል ክብርን ብዝተፈላለየ መንፈሳዊ ንጥፈታትን ንኽካየድ ዘድሊ ምድላዋት ይገብር ኣሎ። በዚ መሠረት ነቢይ ኢዩኤል ‘’ህዝቢ ኣክቡ ቅዱስ ጉባኤ ከም ዘሎ ንገሩ’’ (ኢዩ 2፡16) ከም ዝበለ፡ ነዚ ኣብ ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው-ዮርክ ዝግበር ዓመታዊ ጉባኤን ክብረ በዓል ገብርኤልን ነፍሲ ወከፍ ኦርቶዶክሳዊ ክሳተፎ ዕድመ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ምዃኑ ነዘኻኽር።

ኣብዚ ናይ መወዳእታ ዘመን: ክርስቲያን እየ እናበልካ ብስም ጥራሕ ምምካሕ: ርእስኻ ጠቢርካ ናብ ጥፍኣት ካብ ምኻድ ሓሊፉ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዘመጉሰካ ኣይኮነን። ከምቲ ጎይታ "ጽድቅኹም ካብ ጽድቂ ፈሪሳውያን እንተዘይበዝሐ Read More...

“ነቲ ንነፍሲ ወከፍ ብዘይ ኣድልዎ ኸከም ግብሩ ዚፈርድ (ኣምላኽ)፡ ንስኻትኩም “ኣቦ” ኢልኩም እትጽውዕዎ ኻብ ኰንኩምሲ፡ ኣብ’ዚ ዘመን ግሽነትኩም ብፍርሃት ንበሩ።” 1ጴጥ 1፡17።

ኩሉ ሰብ ከም ዝፈልጦ ኣብዚ እዋን እዚ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኣብ ከቢድ ናይ ፈተና እዋን ትርከብ። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ ድማ ብሰንኪ እቶም መንፈሳዊ ሓላፍነቶም ዝዘንግዑ ሓደ ሓደ መራሕቲ ሃይማኖት ከምኡ እውን ኣብ ክንዲ ንወንጌል-ኣምላኽ ንዓለማዊ ረብሓ ዝሰብኩ፣

ትምህርቲ ነገረ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብዝውሃብ ትምህርትታት እንዳዓሞቐን እንዳሃብተመን ብምምጻእ፡ እቶም

ነብሰሄር ሓውና ኣብርሃ ገብረገርግስ ገብረ ናብታ ብተስፋ እንጽበያ ቅድስቲ ሃገር ሓሊፉ።

ናብታ “ካብቲ ዝፋንውን ዓው ዝበለ ድምጺ፥ እንሆ ድንኳን ኣምላኽ ምስ ሰብ፥ ንሱውን ምሳታቶም ኪነብር እዩ፥ ንሳቶም ከኣ ህዝቡ ኪዀኑ እዮም፥ ኣምላኽ’ውን ባዕሉ ምሳታቶምን ኣምላኾምን ኪኸውን እዩ። ኣምላኽ ከኣ ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ። እቲ ቐዳማይ ሓሊፉ እዩ እሞ፥ ድሕሪ ደጊም ሞት ኣይኪኸውንን፥ ድሕሪ ደጊምውን ሓዘን፥ ወይ ጫውጫው፥ ወይ ጻዕሪ ኣይኪኸውንን እዩ፥ ኪብል ከሎ ሰማዕኩ።” (ራእይ 21፡3-4) እትብል ኢዩ ሓሊፉ ዘሎ።

“ከም’ቲ ሓጢኣት ብሞት ዝገዝአ፡ ጸጋ’ውን ከምኡ ብኢየሱስ ክርስቶስ ጐይታና ብጽድቂ ንዘለኣለም ህይወት ኪገዝእ’ዩ።” ሮሜ 5፡21

ንሕና ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ እንርከብ፡ ኣገልገልቲ ቅድስት ሓዋርያዊት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ነታ ብደም ክርስቶስ፡ ብኣማላድነት ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ብተራዳእነት ቅዱሳን መላእኽቲ፡ ብትንቢት ነቢያት፡ ብስብከት ሓዋርያት፡ ብጸሎት ሰማዕታትን ጻድቃንን፡ ብኣዝዩ ክቡር መስዋእትን ስንክልናን ስደትን፡ ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ኣብ ናጻ ሃገረ ኤርትራ፡ ማዕረ ኩለን ናይ ኦሬንታል ኣብያተ ክርስቲያን ብቅድስና መንበር፡ ዝቖመት፡ ካብ ቅዱስ ማርቆስ ሓዋርያ፡ ሓዋርያዊ ሰንሰለት ዝሓዘት፡ ብእግዚኣብሔርን ምእመናንናን ንዝተዋህበና ከቢድ መንፈሳዊ መጓሰ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንምሕላው፡ ብዛዕባ እቲ ንቀኖናኣን ሕጋን ብምስዓር፡ ብኢደወነንነት፡ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ጳጳስ እየ ብምባል፡  ኣብ ሓድነት ምእመናንን ቤተክርስቲያንን ኣዝዩ ዓቢይ ምክፍፋል ፈጢሮም ዘለዉ ጳጳስ ሲኖዳ ሓዋርያዊ ተልእኮና ንምፍጻም፡ ውሳኔ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን መሠረት ብምግባር እዚ ዚስዕብ ውሳኔ ወሲንና ኣሎና።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div