S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ማዕረ እቲ ንእግዚኣብሔር ዝበደልናዮን ንብድሎን ዘሎና እኳ እንተዘይኮነ፣ ኣምላኽ ብባህርዩ ፍቕሪ ብምዃኑ፣ ካብ ዓመጻና ንኽንምለስ፣ ይቕንጥወና ኣሎ። ዓመጻ ሕዝብና ኣብ ንሓድሕድና ጥራይ ዝተሓጽረ ኣይመስልን፣ ሕልፍ ሓሊፉ ኣንጻር እግዚኣብሔር ኣጽዋር ተሰኪምና ዝተለዓልና ኢና እንመስል።

“እቲ ፍርዲ ኸኣ እዚ’ዩ፡ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ደቂ ሰብ ግና ግብሮም ክፉእ ስለ ዝዀነ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ። ምኽንያቱ እቲ ኽፉእ ዚገብር ዘበለ ዅሉ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይግለጽ ብርሃን ይጸልእ’ምበር ናብ ብርሃን ኣይመጽእን’ዩ። እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ከም ትእዛዛት ኣምላኽ ስለ ዝገበረ፡ እዚ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ ናብ ብርሃን’ዩ ዚመጽእ።”ዮሃ 3፡19-21 ካ.ት

ናብ:- ኩሎም ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን  ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት ተዋህዶ ንኡስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ነቲ ቀኖና (ሕጊ) ቤተክርስቲያንና ዝጠሓሰ ኣብ ሊዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተውስደ ዘይሕጋዊ ምውራድ  ኣጥቢቕና ከምዝተቓወምናዮ

ትምህርቲ ካብ ዝጅመር ቀውዒ (Fall) 2005 ዓ.ም. ክሳብ ሕጂ፣ ዳርጋ ልዕሊ ፍርቂ እቶም ቀዳሞት ምሁራት ውሉደ ክህነት ተመሪቖም እኳ እንተወጹ፡ ቁጽሪ ናይቶም

ሎሚ መዛግብቲ ቅዱሳት ጽሑፋት ገንጺልና ክንርእዮ ዝደለኹሉ ምኽንያት፡ ቁጽሪ ዘይብሎም ነገሥታት ምድሪ ጥርሖም ተወሊዶም፡ ጥርሖም ድማ ከም ዝሞቱ ዝፈለጡ በዓል መን ነበሩ፧ ጸላኢ ክለዓሎም ከሎ “ዎ እግዚኣብሔር፡ ንስኻ ኢኻ እሞ፡ ሰብ ኪሕይለካ ኣይትሕደግ ኢሎም ብምእዛዞም፡ ንህዝቦም ጽላል ዝነበሩ፡ በዓል መን ከም ዝነበሩ፡ ክንፈልጦም ካብ ምእዛዞም ክንመሃርን ስለ ዝደለኹ እየ። እቶም ኣነን ቅልጽመይን ዝበሉ፡ ንልቦም ዘምለኹ፡ ዘይተኣኣዘዙ ድማ ንህዝቦም ጥፍኣት ዘምጽኡ ነገሥታት በዓል መን ነብሩ፡ ካብ ነገሥታት እስራኤል ክንመሃር ጽቡቕ ኰይኑ ይስምዓኒ።

ሞት ንወዲ ሰብ ኣይተፈጥረን

ሞት ብቕድሙ ምሳና ኣይተፈጥረን፡ ድሒሩ ግና ብሰሪ ኣበሳና መጸና። ምውላድን ምንባርን ምሟትን ኣብ ታሪኽ ወዲ ሰብ ተደጋጊሞም ስለ ዝተራእዩ፡ ተፈጥሮ ሕጊ ኰይኖም ስለ ዝተራእዩ፡ ንወዲ ሰብ ከተረድኦ ኣዝዩ ዝቐለለ እዩ። ብዛዕባ ትንሣኤን ዘለዓለማዊ ሕይወትን ክትነግሮ ከሎኻ ግና ብፍላይ

“ገለ መበለት ግና ደቂ ወይስ ደቂ ደቂ እንተ ኣለዉዋ፡ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅቡል’ዩ’ሞ፡ ንሳቶም ቅድም ንስድራ ቤቶም ፍርሃት እግዚአብሔር ኬርእዩ፡ ንወለዶም’ውን ውሬታ ኺመልሱ ይመሃሩ። .....ሓደ’ኳ ነቶም ናቱ፡ ምናዳ ግና ንስድራ ቤቱ፡ ዘይሓልይ እንተ’ሎ፡ እምነት ዝኸሓደ፡ ካብ’ቲ ዘይኣምን’ውን ዝገደደ’ዩ።”1ጢሞ 5፡4,8

መእተዊ (ካብ ጸሎተ ሃይማኖት ተኣምኖ ዶግማ፡ዓንቀጽ ፲፩)

ኣብ መጀመርታ ትምህርቲ ጸሎተ ሃይማኖትና ከም እንርእዮ ኣቦታትና "ንኣምን" "ንኣምን" "ንኣምን" ዝበልዎ ክሳብ ዓንቀጽ ዓሰርተው ሓደ ይወስደና።

ምእመናን ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ፣ ልዕሊ 1.4 ሚልዮን ዝዋግኡ ህንጻ ዓዲጎም። እዚ ታሪኻዊ ህንጻ'ዚ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኦኽላንድ ዝርከብ ኮይኑ ንወለዶታት ሰረት ዘንብር ታሪኻዊ ህንጻ እዩ።

"ናይ ጻድቅ መከራ ብዙሕ እዩ እግዚኣብሔር ግና ካብ ኩሉ የናግፎ"(መዝ 34.19)። 
ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ገድሊ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ሃዋርያ እዪ ተጻሒፉ። ቅዱስ ኣትናቴዎስ ሃዋርያ ድማ መበል 20 ሊቃነ ጳጳሳት ናይ እስክንድርያ ክኸዉን ኮሎ፡ ሓደ ካብቶም ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ደቂ መዛሙርቲ እዩ ነይሩ።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div