S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ስብከተ ወንጌል ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - Sermon from the lectern of the Church

“ኣምላኽ ግና፡ ‘ኣታ ዓሻ፡ ንነፍስኻ ካባኻ ኪወስድዋ፡ በዛ ለይቲ’ዚኣ ይደልይዋ ኣለዉ። እዚ ዝደለብካዮ ደኣ ንመን ኪኸውን’ዩ፧’ በሎ። እቲ ንርእሱ መዝገብ (ሃብቲ) ዚእክብ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሃብታም ዘይኰነ ኸምኡ’ዩ።” ሉቃ 12፡20,21።

6ይ ሰንበት ናይ ክረምት
ኣብዚ ዕለት'ዚ ዝንበብ ቅዱስ ጽሑፋት

ዕንወት ኢዮርሳሌም ብ70 ዓ/ም ብጀነራል ቲቶ ናይ ሮማ ከምዝተፈጸመ።

ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church 

ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንና ብኣቈጻጽራ ግእዝ ካብ ጳጉሜን 1 ክሳብ ጳጉሜ 5 ዘሎ መዛሙር ከምዚ ትብሎ “ ከመ እንተ መብረቅ ዘይወፅእ እምጽባሕ። ወያስተርኢ እስከ ዓረብ። ከማሁ ምጽአቱ ለወልደ እግዚአብሔር። ምስለ ኃይለ ሰማያት በንጥረ መባርቅት። ከመ መብረቅ ዘይወፅእ እምጽባሕ፡ አክሊለ አክሊላት። ዲበ ርእሶሙ ለካህናት። ትርጉሙ  “ከም መብረቅ ካብ ምብራቅ ዝወጽእ፡ ክሳብ ምዕራብ ከኣ የብርህ። ምጽኣት ወዲ እግዚአብሄር። ኣብ ሰማያት ብሓይሊ ጭድርታ ክግለጽ እዩ።. . .ናይ ኣክሊለ አኽሊላት። ኣብ ርእስ ካህናት።” እዚ መዝሙር እዚ አብ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ዝቀርብ ናይ ምስጋና ጸሎት እዩ።

ካብ ዝተፈላለየ ክፍልትታት ኣመሪካ ተዓዲሞም ብዝመጹ ሊቃውንቲ ኣቦታትን ብብዝሒ ምእመናን ብክብ ዝበለ ፍስሓን ሓጎስን ዝተጸንበለ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣስተርእዮታ፡ ካብ ዓርቢ የካቲት 1 ክሳብ ሰንበት 3 የካቲት 2008 (ጥሪ ፳፫ - ፳፭ 2000 ዓ.ም. ግእዝ) ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ሓቚፉ ኔሩ።

ካብ ኢየሩሳሌም ሰለስተ ኪሎ ሜትር ርሒቃ ኣብ ትርከብ ቢታንያ ትበሃል ዓዲ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣዝዩ ዘፍቅሮም 3ተ ኣኅዋት ኣልኣዛር፥ ማርታን ማርያምን ዝበሃሉ ነበሩ። እዞም ክቡራት ኣኅዋት ብወገኖም ንጎይታ ብልቢ ስለ ዘፍቅርዎ ማርያም ክቡር ዝዋግኡ ቅዱይ ሽቱ ከም ዝቐብኣቶ፡ ማርታ ድማ ግቡእ መግቢ ብምድላው ከምዘገለገልቶ ኣብ ቤቶምውን ብኽብሪ ይቕበልዎ ከምዝነበሩን ነንብብ።

ፍርሓት እንታይ ኢዩ ? ኣብ  ክርስትያናዊ  ህይወትና'ክ  እንታይ  ትርጉም  ኣለዎ ዝብል  ብመጽሓፍ  ቅዱስ

ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church

ካብ ነሐሴ 22 (ማኅበር በኲር) ክሳብ ነሐሰ 27 (አብርሃም) ዘሎዉ መዓልትታት “ዕጒለ ቋዓት ደሰያት ዓይነ ኵሉ” ይብሃል። ኣብዚ ጊዜያት እዚ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ዝቀርቡ መዛሙር ምስጋና ከኣ ከምዚ ይብሉ “ይሁበነ ዝናመ በጊዜሁ። ይሁበነ ዝናመ በጊዜሁ፡ ወይሁበነ እክለ በረከት። ይሁበነ ዝናመ በጊዜሁ። ያርኁ ክረምተ ይገብር ምሕረተ፡ ወይሁበነ ዝናመ በረከት። ይሁበነ ዝናመ በጊዜሁ፡ ከሢቶ ዓይኖ፡ ሰፈሖ የማኖ ይፌኑ ሣህሎ ወበዘአእመረ ይሴባሕ፡፡ ይሁበነ ዝናመ በጊዜሁ፡ ወሠርዐ ሰንበት ለሰብእ ዕረፍተ፡ ወብውህ ሎቱ ይኅድግ ኃጢአተ። ይሁበነ ዝናመ በጊዜሁ፡ዐይነ ኩሉ ነፍስ ይሴፎ ኪያከ። ይሁቦሙ ሲሳዮሙ በጊዜሁ።” ትርጉሙ “ኣብ ጊዜኡ ዝናም ይህበና(2 ) እኽሊ በረኸት ይህበና። ኣብ . . . ክረምቲ የርሑ …ምሕረት ይገብር፡ ዝናም በረኸት ይህበና። ኣብ . . . ዓይኑ ከፊቱ፡ የማኑ ዘርጊሑ፡ ይቕረ ምባሉ ይልእኽ፡ በቲ ዝፈለጠ ይምስገን። ኣብ . . . ንዕረፍቲ ሰብ ሰንበት ሰርዐ፡ ሓጢኣት ክሓድግ ስልጣን ኣለዎ። ኣብ . . . ዓይኒ ኩሉ ነፍሲ ንዕኡ ይጽበ፡ ኣብ ጊዜኡ መግቢ ይህቦም።”

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div