S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

በዓለ ጰራቅሊጦስ 2ይ ሰንበት [Sermon for the Pentecostal Second Sunday]

ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church

ዮም ንወድሳ ለማርያም። በእንተ ዘተወልደ እምኔሃ። መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ። ፆረቶ በከርሣ ውእቱኒ ቀደሳ። መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ፡ እግዚአ ለሰንበት ወአቡሃ ለምሕረት። መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ። አማን መላእክት ይኬልልዋ። ትርጉሙ ከኣ “ሎሚ ንማርያም ነመስግና፡ ምእንቲ እቲ ካብኣ ዝተወልደ ። እቲ ሓያል ልዑል ኣምላክ ኣጽለላ። ኣብ ማህጸና ጸረቶ ንሱውን ቀደሳ። እቲ ሓያል ልዑል ኣምላክ ኣጽለላ፡ እቲ ጐይታ ሰንበትን ኣቦን ምሕረትን። እቲ ሓያል ልዑል ኣምላኽ ኣጽለላ። ብሓቂ መላእክቲ ይኸብዋ።) እንዳበሉ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ዝዝምርዎ መዝሙር እዩ።

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።

ብኣቆጻጽራ ግእዝ 29 ታሕሳስ 2000 (7 ጥሪ 2008) በዓል ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ካብ ብዙሕ ክስተታት በዓል ልደት ቅዱሳን መላእክት ኣብ ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ “ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ሰማያት ሰላም ድማ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ሥምረት

ደቂ እስራኤል ብስደት ንብዙሕ ዓመታት (ከባቢ 400 ዓመታት ) ኣብ ምድሪ ግብጺ ብስደት ከም ዝተቐመጡ መጽሓፍ ቕዱስ  ይነግረና። እዚ ኩሉ 

በዓለ ጰራቅሊጦስ 1ይ ሰንበት [Sermon for the Pentecostal Sunday]

ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church

በቀዳሚ ገብረ እግዚአብሔር። ሰማየ ወምድረ ወኵሎ ፈጺሞ አዕረፈ በሰንበት ወይቤሎ ለኖኅ አመ አይኅ ግበር ታቦተ በዘትድኅን። አነ አቀውም ኪዳንየ ዘምስሌከ ለዓለም፡ ከመ ዳግመ ለምድር ኢያማስና በአይኅ፡፡ ከመ አሀባ ለምድር ሣዕረ ሐመልማለ፡ ክረምተ ወሐጋየ ዘርአ ወማእረረ። ዝኬ ውእቱ ጸጋሁ ለእግዚአብሔር። በአማን ኢይሔሱ ቃሎ ዘነበበ። ትርጉሙ ከአ “ብመጀመርታ እግዚአብሄር ሰማይን ምድርን ገበረ፡ ብሰንበት ካኣ ካብ ኩሉ ስርሑ አዕረፈ፡ ንኖህ በሎ ምእንቲ ክትድሕን ንዓካ ታቦት ግበር በሎ።ኪዳነይ ከኣ ምሳኻትኩም ንዘልአለም ኤቕውም አሎኹ።ድሕሪ ደጊም ንምድሪ ዜጥፍእ ማይ ኣይሂ ድማ መሊሱ ኣይኸውንን። ንምድሪ ብሳዕር ከለምልማ እዩ፡ ከምኡውን ክረምትን ሓጋይን ከአ ንዘርእን ንብቁልን ገበረ። እዚ ከአ ጸጋ እግዚአብሄር እዩ። ዝበሎ ቃሉ ከኣ ኣይሕሱን እዩ።”

ተማሃሮ ስነ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብቑጽርን ብዓይነትን እንዳዓበየ ናብ ዝልዓለ ደረጃታት ኣብ ምድያብ ይርከብ ኣሎ። ልዑል ዘመናዊ ትምህርቲ ዙቐሰሙ ካህናት፣ ድያቆናትን መማህራን ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤ.ክ ኤርትራ ንኡስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ተጠቀምቲ ናይዚ ኣብ ኮለጅ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ዚውሃብ ፍሉይ መደብ ካብ ዚኾኑ ድሮ ሳልሳይ ዓመት ሒዙ ኣሎ። ገዳም ቅዱስ ኣትናቴዎስ ኣብ ሕቡራት ሃገራት አመሪካ: ክፍለ ሃገር ቴክሳስ ዚርከብ ብጂኦግራፍያዊ ኣቐማምጣኡ ይኹን ብትሕዝቶኡ ከም ሽሙ ነታ ብጽርየት ስነ-መለኮታዊ ትምህርቲ እትፍለጥ መንበረ ማርቆስ ዚውክል ቅዱስ ናይ ትምህርትን ጸሎትን ቦታ እዩ።

ሳልሳይ ሰንበት ናይ ትንሳኤ

መውስቦ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰባት ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ክግበር ዝጸንሐ መግለጺ ስልጣነ ደቂ ሰባት ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ ኢዩ።

ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church

ንጉሥ ውእቱ ክርስቶስ። ንጉሥ ውእቱ ክርስቶስ። መሐሪ ውእቱ ይሁብ ዘርአ ለዘራኢ።ንጉሥ ውእቱ ክርስቶስ። ያሠምር እክለ ለሲሳይ ያነሥኦ እምድር ለነዳይ።ንጉሥ ውእቱ ክርስቶስ። ዘኢየኀይድዎ ሥልጣኖ፡ዘይኤዝዝ ትፍሥሕተ ለጻድቃኒሁ።ንጉሥ ውእቱ ክርስቶስ። ወሠርዐ ሰንበተ ለሰብእ ዕረፍተ ገባሬ ሕይወት፡ ያርኁ ክረምተ በበዓመት።ንጉሥ ውእቱ ክርስቶስ። ንጉሥ ውእቱ ክርስቶስ።” ትርጉሙ ከአ ““ክርስቶስ ንጉሥ'ዩ። መሓሪ'ዩ ንዘራኢ ዘርኢ ይህብ: እኽሊ ንምግቢ የሥምር: ንድኻ ካብ ሓመድ የልዕሎ። ሥልጣኑ ዘይተመርማሪ ንጻድቃኑ ሓጐስ ይእዝዘሎም። ንደቂ ሰብ ሰንበት ንዕረፍቲ ሠርዐ፡ ፈጣሪ ሕይወት፡ በብዓመቱ ክረምቲ ይህብ። ክርስቶስ ንጉሥ ኢዩ: ክርስቶስ ንጉሥ ኢዩ።” ዝበል መዝሙር ምስጋና እዩ በዚ ዕለት እዚ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ብኣገልገልቱ ዝበጽሕ። ምስዚ ዘሎናዮ ወቅቲ ክረምቲ ዝኸይድ ንባባት ከም ዝሕብሮ፡ ምስ ህይወትና እንዳ ኣጋናዘብና ሎሚ ካብ ዝተነበበልና ወንጌል ብዛዕባ ኣብ ጽኑዕ ዝኮነ ክርስቶስ ዘይምጽናዕ ህቦብላ ዝኾነ ስሑት ትምህርቲ ንዕንወት ህዝቢ ዓለም ይኸውን ከምዘሎ ካብ ቃል እግዚአብሄር መበገሲ ጌርና ክንርእይ ኢና።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div