S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ትምህርቲ ስነ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብትሕዝቶ ትምህርቲ እንዳሃብተመን ብቁጽሪ ተመሃሮ እንዳዓበየን ናብ ናይ መጨረሻ ደረጅኡ ይቃረብ ኣሎ። ልዑል ዘመናዊ ትምህርቲ  ዝቐሰሙ ካህናት፣ ድያቆናትን መማህራን ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤ.ክ ኤርትራ ንኡስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ተጠቀምቲ ናይዚ ኣብ ኮለጅ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ዚውሃብ ፍሉይ መደብ ካብ ዚኾኑ ናብ ራብዓይ ዓመቱ ይሰጋገር ኣሎ። ኮለጅ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ኣብ ሕቡራት ሃገራት አመሪካ: ክፍለ ሃገር ቴክሳስ ዚርከብ ብጂኦግራፍያዊ ኣቐማምጣኡ ይኹን ብትሕዝቶኡ ከም ሽሙ ነታ ብጽርየት ስነ-መለኮታዊ ትምህርቲ እትፍለጥ መንበረ ማርቆስ ዚውክል ቅዱስ ናይ ትምህርትን ጸሎትን ቦታ እዩ።

ብዓል ትንሣኤ ጎይታና ኢየሱስ ፍሉይ ዝገብሮ እንታይ እዩ? ትንሣኤ ክርስቶስ ፍሉይ ስለዝኾነን፡ ንሰዓብቱ ዝኾንና ክርስትያን ፍሉይ ትርጉም ስለዘለዎን። ብኸመይ?

ማህሌት ካብ “ሃለየ” ዝብል ቃል ዝወጸ ኮይኑ ትርጉሙ ዘመረ፡ ኣመስገነ  ማለት ኢዩ። ካብዚ ትርጉም ተበጊስና

ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church 

ደምፀ እገሪሁ ለዝናም። ሶበ ይዘንም ዝናም፡ ይትፌሥሑ ነዳያን። ሶበ ይዘንም ዝናም ይጸግቡ ርኁባን። ወሠርዐ ሰንበተ ለሰብእ ዕረፍተ። ደምፀ እገሪሁ ለዝናም። ትርጉም ንዝናባት ድምጺ እግሩ እዮም፡ ማያት ይሃርም ድካታት ይሕጎሱ፡ ዝናም ይሃርም ጥሙያት ይጸግቡ ንዕረፍቲ ደቂ ሰባት ሰንበት ሰርዐ። ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተ ክርስትያንና፡ ብኣቈጻጽራ ግእዝ ካብቲ ክረምቲ ዚጅምረሉ (በኣተ ክረምት) ሰነ 25 ክሳዕ ሓመለ 15 (ቂርቆስ) “ዘርዕ ደመና” ተባሂሉ’ዩ ዚጽዋዕ። በዚ መሰረት ድማ፡ እቶም ኣብዚ ቕንያት’ዚ ዚንበቡ ክፍልታት ሓድሽ ኪዳን ምስ ዘርኢ ዝተታሓሓዘ ትሕዝቶ ዘለዎም እዮም ዚዀኑ። ስለዚ ድማ ናይዚ ዕለት’ዚ ናይ ወንጌል ንባብ እቲ ጐይታ ዝመስሎ፡ “ምስላ ዘርእን ዘራእን” ምስናይ ትርጕሙ እዩ።

ሰንበት ዕለት 19 ነሓሰ 2007 (13 ነሓሰ 1999 ዓ.ም.ግእዝ) ሰዓት 2፡30 ክሳብ 3፡ 45፡ ልኡኻት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ን/ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ምስ ብፁዕ ወቅዱስ ፖፕ ሺኖዳ 3ይ

ካብታ ብጎይታናን እታ ቅድስቲ ስድራን ዝተረገጸት ምድሪ’ቲ ዓቢ ጥንታዊ ግብጻዊ ስልጣነ፡ 

“ነቶም ንኣምላኽ ዜፍቅሩ፡ ከም ምኽሩ’ውን እተጸውዑ ግና ኵሉ ንሰናይ ከም ዝድግፎም፡ ንፈልጥ ኢና” (ሮሜ 8፡28)

ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church

አሠርገዎሙ ለሐዋርያት በሰማያት። አሠርገዎሙ፡ ወንጌለ መንግሥት አወፈዮሙ። አሠርገዎሙ፡ ሰንበተ ክርስቲያን ለዕረፍት ሠርዐ ሎሙ። አሠርገዎሙ፡ ከመ ወርቅ በእሳት ፈተኖሙ። አሠርገዎሙ፡ ወከመ ጽንሐሐ መሥዋዕት ተወክፎሙ። አሠርገዎሙ፡፡ ለሐዋርያት በሰማያት። ትርጉሙ “ኣብ ሰማይ ንሃዋርያት ሸለሞም። ሸለሞም፡ ሕድሪ ወንጌል መንግስተ ሰማያት አረከቦም። ሸለሞም፡መዓልቲ ሰንበት ንዕረፍቲ ክርስቲያናት ሰራዓሎም። ሸለሞም፡ ከም ወርቂ ብሓዊ ፈተኖም። ሸለሞም፡ ከም ጽንሓ ዕጣናን መስዋዕቲ ተቀበሎም። ኣብ ሰማይ ንሃዋርያት ሸለሞም” ኢሎም ኣቦታት ሊቃውንቲ ቤተ ክርስትያን መዝሙር ክዝምሩ ዝሓድሩ እዚ ዕለት ስለምንታይ እዩ፧

ደቂ ሰባት ኣብ ህይወትና ብቁጽሪ ዘይብሎም ፈተናታት ንሓልፍ። ፈተና ዳርጋ ንዓና ንደቂ ሰባት ናይ ምሉእ ህይወትና ቤት-ትምህርቲ’ዩ ክንብሎ ንኽእል።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div