S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

"ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ” (1 ቆሮ 1.18)።

ልኡኽ ሃገረ-ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ድሮ በዓል መስቀል ማለት ብ26 መስከረም 2009 (፲፮ መስከረም ፳፻፪ ዓ.ም ግእዝ) ምስ ፖፕ ሺኖዳ 3ይ ሊቀ ጳጳሳት ቤተክርስቲያን ምስሪ ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፣ ኣብ መንፈሳዊ ክልቲአን ኣሓት ኣብያተ ክርስቲያን ዘተኮረ ዝርርብ ድሕሪ ምልዛቦም፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ኩነታት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን-ኤርትራ ዕሙቕ ዝበለ ልዝብ ኣካይዶም።

ትምህርቲ ስነ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብዝውሃብ ትምህርትታት እንዳዓሞቐን እንዳሃብተመን ድሕሪ ምምጻእ፡

መጋቤ ምሥጢር መብራህቱ መባእ፡ ካብ ኣቦኦም ኣቶ መባእ ቶምቦሳ፡ ኣዲኦም ወ/ሮ ቅዱሳን ልጃም ብ1938 ዓ.ም. ኣብ በራቒት ንኡስ ዞባ ቆሓይን ዞባ ደቡብ ተወልዱ። ወዲ 14 ዓመት ምስ ኮኑ፡

“ኣብ ቀራና ጎደናታት ደው ኢልኩም ተመልከቱ፡ እቲ ጥንታዊ መገድታትን እቲ ጽቡቕ ጎደናን ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ እሞ ብኣኡ ተመላለሱ፡ ሽዑ ንነፍስኹም ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም’’ (ኤር 6፡16) ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻይደ ጉባኤ ካብ ትጽቢት

ዓመታዊ ክብረ በዓል ቤተ ክርስትያን ደብረ ብርሃን ቅድስት ስላሴ ከተማ ስያትል፡ ካብ ቀዳም 11 ክሳብ ሰንበት 12 ሓምለ 2009 (ሓምለ 4-5/ 2001 ዓ.ም. ግእዝ) ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኣመሪካ ብዝመጹ ሊቃውንቲ ውሉደ-ክህነትን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ ብዝሒ ምእመናን ተኸቢሩ።

"ንቖልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ንምሉእ ሕይወቱ ኻብኣ ኣይኬልግስን እዩ” (ምሳሌ 22፡6)። እዚ ብን/ሃገረት ስብከት ተማእኪሉ ብዕዙዝ ተሳትፎ መንእሰያት፡ ወለድን መራሕትን ኣብያተ ክርስትያናት ሎሚ ንኻልኣይ ግዜ ኣብ

ካልኣይ ዓመታዊ ጉባኤ መንእሰያት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ምብራቓዊ ዞባ ሰሜን ኣሜርካ፣ ካብ 25 ክሳብ 27 ሰነ 2009 ዓ.ም ኣብ ከተማ ራድፎርድ ክፍለ-ግዝኣት ቪርጂንያ ተኻይዱ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div