S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3
ፕሮፈሶር ሃብቱ ገብረኣብ ብቐዳም 24 ሓምለ 2010 ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ መዓርግ ክህነት ተቐቢሎም፣ ኣትናቴዎስ ዝብል ናይ ክህነት ስም ድማ ተዋሂብዎም። ብዙሓት ተጋባእቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ፣ ኣቦና ካህን ኣትናቴዎስ፣ ነዚ መዓርግ ክህነት'ዚ ብኢድ ብጹኣን ኣቡነ መቃርዮስ ጳጳስ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ፣ ኣቡነ ሰራፊም ጳጳስ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ዓዲ-እንግዝሊዝ እዮም ተቐቢሎሞ።

"ሬሳ ባሮትካ ንምግቢ ኣዕዋፍ ሰማይ፡ ስጋ ጻድቃን ንኣራዊት መሮር ሃብዎም፡ ደሞም ኣብ ዙርያ የሩሳሌም [ኤርትራ] ከም ማይ ኣፍሰስዎ፡ ቀባሪውን ኣይነበረን።” (መዝ. 79፡ 2-3) ብዝብል መዝሙር ምስጋና፣ ሰንበት 20 ሰነ 2010 ዓ.ም

ብሓዋርያዊ ሰንሰለት ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ እትምእከል ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ጀነቫ ተመስሪታ። እዚ ብጻዕሪ ካህናትን ብምትሕብባር ምእመናን ዝተመስረተ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ድሮ ንምእመናን መንፈሳዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ ኣሎ።

ህዝቢ ኣክቡ ቅዱስ ጉባኤ ከም ዘሎ ንገሩ! ዩኤል 2፡16።

መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሎሚ ዘመን መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ብብፁዓን ጳጳሳት፥ ኣቦታት ካህናት፥ ዲያቆናት፥ ምእመናን ህዝበ ክርስቲያንን መንእሰያት ትምህርቲ ሰንበትን ማዕሪጉ ብልዑል ክብርን ብዝተፈላለየ መንፈሳዊ ንጥፈታትን ንኽካየድ ዘድሊ ምድላዋት ይገብር ኣሎ። በዚ መሠረት ነቢይ ኢዩኤል ‘’ህዝቢ ኣክቡ ቅዱስ ጉባኤ ከም ዘሎ ንገሩ’’ (ኢዩ 2፡16) ከም ዝበለ፡ ነዚ ኣብ ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው-ዮርክ ዝግበር ዓመታዊ ጉባኤን ክብረ በዓል ገብርኤልን ነፍሲ ወከፍ ኦርቶዶክሳዊ ክሳተፎ ዕድመ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ምዃኑ ነዘኻኽር።

ትምህርቲ ነገረ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብዝውሃብ ትምህርትታት እንዳዓሞቐን እንዳሃብተመን ብምምጻእ፡ እቶም

እቲ ኣቐዲሙ ብዕለት 13 ጥሪ 2006 ብሥልጣን ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ፩ ኣምላኽ ብ3ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ካብ ሃይማኖት

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ሓላፊ መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኮይኖም ካብ ዝምደቡ ንደሓር፡ ኣብ ኣብያተ ክርስቲያናት ሓዋርያዊ

ካብ ዓርቢ ሚያዝያ 9 ክሳብ ሰኑይ ሚያዝያ 12, 2010 ዓ.ም.ፈ.  ብፁዕ  ኣቡነ መቃርዮስ ዝተመርሑ፡ ካብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ኣሜሪካ ተዓዲሞም ዝመጹ ሊቃውንቲ ኣቦታትን ብብዝኂ ምእመናን ብኽብ ዝበለ ፍስሓን ሓጎስን ዝተጸንበለ ናይ መድኃኔ ዓለም ንግደት ዝተፈላለየ መንፈሳዊን፥ ባህላዊን፡ ስፖርታዊን መደባት ሓቚፉ ኔሩ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div