S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

እቲ ስጋዊ ምልማድ ንቕሩብ ነገር እዩ ዚጠቅም ኣምልኾ ግና ንዅሉ ይጠቅም፡ ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወት እዚኣን ነታ እትመጽእን ከኣ ተስፋ ኣለዎ። 1ይ ጢሞ. 4፡8.

ናብ ኩሎም ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን

ብመጀመርያ ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን እናበልና፤ ብሩኽ በዓለ-ሃዋርያት ይግበረልና።

ኩሉ ከም ዝፈልጦ ኣብዚ ዘመን እዚ ዘመን ሓበሬታን ቴክኖሎጂን፡ ንእምነት ክርስትናና ካብ ጫፍ ዓለም ክሳብ ጫፍ ዓለም ንምስፋሕን ምእመናንና ንምምሃር ንኽንጥቀመሉ ድማ ኣምላኽ ዝፈቕዶ እዩ።

ናይ 80 ዓመት ዕድመ፣ ን60 ዓመት ምንኩስናን ን20 ዓመት ጳጳስ ኮይነም ካብ ዘገልግሉን  ኣብ ዝብል ሰለስተ ኣርእስቲ ዝተመርኮሰ  ጽንብል ንብፁዕ ኣብነ መቃርዮስ ዝምልከት በዓል ጽምብል ሰንበት ግንቦት 1, 2011 ኣብ

ብምኽንያት በዓል ትንሣኤ ክርስቶስ ብሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ዝተወደበ ነጋድያን የሩሳሌም ዝምልከት፡ ኣብ ቅድስት ሃገረ ዑደት ተገይሩ።

ናብ ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን፡

ብሩኽ በዓል ትንሳኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ  ይግበረልና። ቀጺልና April 8 – 10,  2011 (ምያዚያ ፩-፪  2003 ዓ.ም. ግእዝ) ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ ዝኽበረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ኩሉኹም ናብዚ መንፈሳዊ በዓል ንኽትሓብሩና ትዕደሙ።

ኩቡራት መእመናን ህዝበ ክርስቲያን፣ብቀዳምነት ካብ ልቢ ዝነቀለ መንፈሳዊ ስላምታና ኢናቅረብና ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን ንብል። ካብኡ ብምቅጻል ክኣ እዚ ዝስዕብ ብስራት ከነካፍለኩም ንፈቱ። ኦርቶዶክሳዊት

ሓያሎ ሰባት ብተለፎንን ብኢመይልን ክትረኽቡና ጻዕሪ ዘካየድኩም፣ ስለ ምድንጓይና ይቕሬታ እናሓተትና ንኢየሩሳሌም ብርትዓዊ ዋጋን ብዝተማእከለ መገድን ክትገሹ እትደልዩ ምእመናን ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ፣ በዚ ዝስዕብ ብቐጥታ ደዊልኩም ዘድሊ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

  1.  ፍረወይኒ ጊለ፣ (416)485-6387 ቶሮንቶ ካናዳ
  2. ጸጋይ በርሀ፣ (425)503-5208 ስያትል ሕ.መ.ኣሜርካ

መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div