S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ብዘውጽኦ ናይ ጾምን ጸሎትን ኣዋጅ መሰረት፣ ኣብ ኩለን ቤተ ክርስቲያናት ብሰላም ተፈጺሙ። ቀንዲ መሪሕ ጽሑፍ ናይዚ ዝተገብረ ጸሎት ካብ መዝሙር ዳዊት ብዝተወስደ እዩ ተማእኪሉ።

ትምህርቲ ስነ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብዝውሃብ ትምህርትታት እንዳዓሞቐ እንዳሃብተምን ድሕሪ ምምጻእ፡ “ተማሂርካ ምስትምሃር” ብዝብል ቴማ፡ ደቂቀ እንጦንዮስ፡ ትምህርቲ ስነ-መለኮት ናብ ዝሰፍሐ ኣካል ቤተክርስትያንና (ናብ ውሉደ ክህነት፡ ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ምእመናንን) ዝበጽሓሉ መገዲ ኣብ ምድላው ይርከቡ።

ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ብምዕቡል ተክኖሎጂን ሳተላይትን ተደጊፉ:ኣብ ኤርትራ ይኹን ኣብ ካልኦት ኣህጉር ንዝነብሩ ምእመናን መንፈሳዊ ጉስነት ንምሃብ ድሉው ምዃኑ ብኣኽብሮት ይገልጽ።

ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ፡ መጋቢት 4-5 2009 (26-27 መጋቢት 2001 ግእዝ) ክብ ብዝበለ ሥነ ስርዓት ተኸቢሩ።
ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣትላንታ።

ደንጉዩ ዝበጽሓና  ዜና:

ኣርባዕተ መንእሰያት አብ ከተማ ሲንሲናቲ፣ ክፍለ ግዝኣት ኦሃዮ ሕቡራት መንግስታት አሜርካ፡ ብ12 ጥቅምቲ 2008 ዓ.ም መዓርግ ዲቁና ተቐቢኦም።

ናይታ ኣብ ካይሮ ግብጺ እትርከብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣገልገልቲ ዝኾነ ኣርባዕተ መንእሰያት ብ20 ለካቲት 2009 ዓ.ም

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div