S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3
ብሓይሊ ልዑል ኣምላኽ፤ ብጸሎት ፓትርያርክና ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ብጸሎትን ምኽርን ኣቦና ኣቡነ መቃርዮስ፡ ጸሎትን ደገፍን ብዙሓት ኣቦታትን ኣባላትን ናይ

ናብ ኩሎም ምእመናንን ህዝበ ክርስቲያንን
ብመጀመርያ ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን እናበልና፤ እንቛዕ ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ ብሰላምን ደሓንን ኣብጽሓና፤ ሓድሽ ዓመት፡ ዓመተ-ራህዋ፡ ሰላምን ጥዕናን ኪገብረልና ኸኣ ናብ ኣምላኽና ንልምን። 

ክቡር በዓል መስቀል፡ ብብዝሒ ምእመናን ተዓጂቡ፡ ብኣገልገልቲ ካህናትን ዲያቆናትን፡ መዘምራን መንእሰያትን ዓበይትን ተሰንዩ ኣዝዩ ብዘሕጉስ ድምቀት ተከቢሩ።

ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ሃገረ እስራኤል ብቡራኬ ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብዕለት 12 ሰነ 2010 ኣ.ፈ (5 ሰነ 2002 ዓ.ም ግእዝ) ብወግዒ ፈላሚ ኣገልግሎቱ ካብ ዝጅምር ንደሓር ብዙሕን ሰፊሕን  መንፈሳዊ ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ። ኣብዚ ቅንያት እዚ’ውን ብምኽንያት በዓል ቅዱስ ዮሓንስ  ምእታው ሓድሽ ዓመት 2003 ዘመነ ሉቃስ መሠረት ብምግባር፥ ኩሎም ውሉደ ክህነትን ብዙሓት ምእመናንን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም

ኣርባዕተ መንእሰያት ኣገልገልቲ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ስላሴ ከተማ ስያትል፡ ብ12 መስከረም 2010 (2 መስከረም 2003 ግእዝ) ዓ.ም መዓርግ ዲቁና (ኣንበብቲ መጻሕፍቲ) ብኢድ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ተቐቢኦም። እቲ

ትምህርቲ ካብ ዝጅመር ቀውዒ (Fall) 2005 ዓ.ም. ክሳብ ሕጂ፣ ዳርጋ ልዕሊ ፍርቂ እቶም ቀዳሞት ምሁራት ውሉደ ክህነት ተመሪቖም እኳ እንተወጹ፡ ቁጽሪ ናይቶም

ምእመናን ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ፣ ልዕሊ 1.4 ሚልዮን ዝዋግኡ ህንጻ ዓዲጎም። እዚ ታሪኻዊ ህንጻ'ዚ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኦኽላንድ ዝርከብ ኮይኑ ንወለዶታት ሰረት ዘንብር ታሪኻዊ ህንጻ እዩ።

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ብረድኤት እግዚኣብሔርን ብጸሎትን ኩሎም ኣመንትን ኣብ ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው ዮርክ ብሓጎስን መንፈሳዊ በረኸትን ተዛዚሙ። እዚ ካብ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div