S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሰላሳን ትሸዓተን ካብ ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ ክልተ ድማ ካብ ቅድስት ማርያም ኮፕቲክ ቤተ ክርስቲያን ዝርከብዎም ብ8 መጋቢት 2009 (፳፱ የካቲት፳፻፩ ዓ.ም. ግእዝ)

ክቡር መምህር ዓንደብርሃን ገብረማርያም እንኮ ናይ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ናይ ሥነ መለኮት ብፍላይ ከኣ ናይ ብሉይ ኪዳን ምሁር ዝነበሩ ብዝሓደሮም ሕማም ካብዛ ዓላፊት ዓለም ተፈልዮም።

ካብ ዝተፈላለየ ክፍልትታት ኣመሪካ ተዓዲሞም ብዝመጹ ሊቃውንቲ ኣቦታትን ብብዝሒ ምእመናን ብክብ ዝበለ ፍስሓን ሓጎስን ዝተጸንበለ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣስተርእዮታ፡ ካብ ዓርቢ ክሳብ ሰንበት (ጥሪ 23 - 25/ 2009 ፥ ጥሪ ፲፮ - ፲፰ 2001 ዓ.ም. ግእዝ) ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ሓቚፉ ኔሩ።

በዓል-ልደት ኣብ ቤተ ክርስትያን ደብረ ብርሃን ቅድስት ስላሴ ከተማ ስያትል ተኸቢሩ። እቲ በዓል ሰሉስ ምሸት 6 ጥሪ 2009 ዓ.ም ብዋዜማ ጀሚሩ ናብ ረቡዕ ዘውግሕ ለይቲ ድማ ብስርዓተ ቅዳሴ ተዛዚሙ። ኣብዚ ክቡር በዓል ልደት'ዚ: ብርክት ዝበሉ ብባህላዊ ልብሲ ዘጌጹ ምእመናን ብምርካቦም ድማ ንበዓል-ልደት' ተወሳኺ ግርማ ሂብዎ።

ናብ ምእመናንን ህዝበ ክርስቲያንን ብሩኽ በዓል ልደት መድሓኒና ክርስቶስን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።

’’ንቁም በበህላዌነ እስከ ነኣምር ፈጣሪነ’’ ፈጣሪና ክሳብ ዝረድኣና በብዘሎናዮ ንቑም!
ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝርከብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክት ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ብዕለት 12-27-2008 ኣ.ፈ (18 ታሕሳስ 2001 ዓ.ም.ግ) ብዓቢይ ድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ።

Archangel Gabriel Eritrean Orthodox Church of NY
ቅዱስ ገብርኤል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኒው-ዮርክን ከባቢኣን
Our Lady of Lourdes R.C. Church 469W.142 St. NY 10031
ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው ዮርክን ከባቢኣን

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div