S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብሓዋርያዊ ሰንሰለት ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ እትምእከል ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ጀነቫ ተመስሪታ። እዚ ብጻዕሪ ካህናትን ብምትሕብባር ምእመናን ዝተመስረተ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ድሮ ንምእመናን መንፈሳዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ ኣሎ።

በዚ ኣጋጣሚ፣ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ንምእመናን ከተማ ጀነቫ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን እንቋዕ ደስ በለኹም እናበለ በቲ እግዚኣብሔር ዝገበረልኩም ሰናይ ነገር ንኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።

ሰይጣንን መሳርሕቱን ኩሉግዜ ሰለዘይዕርፉ ግና፣ ነቲ ዝሃነጽኩሞ ቤተ ክርስትያን ከፍርሱ፣ ንሕብረትኩም ክብትኑ፣ ለይትን መዓልትን ላሕ ዝብሉ ኣይክሰኣኑን እዮም። ነዚ ተረዲእኩም፣ መጀመርያ ብጸሎት ክትነቕሑ፣ ከምኡውን ከምቲ ቅዱስ ጽሑፍነቲ ዚመጸካ መከራ ኣይትፍርሀዮ። ክሳዕ ሞት እሙን ኩን፡ ኣነውን ኣኽሊል ህይወት ክህበካ እየ።” (ራእይ 2.10) ዝብሎ፣ ኣብቲ ዝተጸዋዕኩምሉ እምነት ደው ክትብሉ ይግባእ። እግዚኣብሔር እሙን እዩ'ሞ፡ ኣብቲ እዋን ፈተና ኣይክሓድገኩምን እዩ። 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div