S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ገለ ሰባት ክብሪ ይደልዩ'ሞ ኣይረኽቡን፣ ብሰባት ዓበይቲ ክበሃሉ ይብህጉ'ሞ ኣይኮነሎምን። እዚ ዝኮነሉ ምኽንያት ድማ ንክርስቶስ ብልቦም ስለ ዘይተቐበሉ እዮም። ኣብዚ ናይ ሎሚ ታሪክ ግና እታ ዝተናዕቀት ኣድጊ ንጎይታ ስለዝተቐበለት፣ ንርእሳ ኣብቲ ዝተነጽፈ ጨርቂ ክትረግጽ፣ ቆጽሊ-ስየ ተወንዚፋ ክትከብር ርኢናያ More...

“ገሊኡ ኣብ እሾኽ ወደቐ። እቲ እሾኽ ድማ ዐበየ ሐነቖውን።” ማቴ 13፡7

እዚ ዕለት’ዚ ኻልኣይ ሰንበት ናይ ዘመነ ክረምትን፡ ናይ’ቲ “ዘርእ፡ ደመና፡ ጠል” ዝተሰምየ ንኡስ ክፍለ ዘመንን’ዩ። ብኣቈጻጽራ ግእዝ ካብ ሓምለ 3 ኽሳዕ ሓምለ 9 ዘሎ ዕለታት ኣብ መዓልቲ ሰንበት ምስ ዚውዕል፡ ነቲ “ይሰጠዎ ወሰምዖ ጸሎቶ” ዚብል ናይ ቅዱስ ያሬድ መዝሙር ኢና ንዝምር።

“ኣነ እቶም ደቀይ ብሓቂ ከም ዝመላለሱ ካብ ምስማዕ ዝዓቢ ሓጐስ የብለይን” (3ዮሃ 4)

“እምበኣርሲ፡ ምእንቲ ኽትፍወሱ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተኣመኑ፡ ምእንቲ ሓድሕድኩም’ውን ጸልዩ። ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ብዙሕ ተስልጥ’ያ።” ያእ 5፡16።

እምበኣርሲ እታ ወዲ ሰብ ዚመጸላ መዓልትን ሰዓትን ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ ንቕሑ (ማቴ 25፣13) ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጥቕሲ ንመበል 17 ዓመት ካብ ሓምለ 30 - ነሓሰ 02/ 2015 (ሓምለ ፳፻፯ ግእዝ)፣ ኣብ ቅድስት ማርያም ኦክላንድ (ሳን ሊያንድሮ) ካሊፎርንያ ክካየድ ዝቀነየ ጉባኤ ኤርትራዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ፥ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ብሰላም ተዛዚሙ፡፡ Read more...

ካብ ትሕዝቶታት ዓመታዊ ጉባኤ 2015 1. ተጠንቀቑ! ንቕሑ። ሓቛቑኹም ዕጡቕ ሓቛቑኹም ዕጡቕ መባርህትኹም መባርህትኹም መባርህትኹም ብሩህ ይኹን። 

2. ንቕሑ፡ ኣብ እምነት ጽንዑ፡ ሰብኡት ኩኑ፡ በርትዑ። ኲሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር

3. እምብኣርሲ እታ ወዲ ሰብ ዚመጸላ መዓልትን ሰዓትን ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ

4. ኣብ ዝተፈላለየ ዘመን ንቤተክርስቲያን ዘጋጠማ ፈተናን ጽንዓት ኣመንቲ ወለድናን

5. ምዕቃብ ግእዛዊ ዜማ

6. ቃል ኪዳን

7. መዘከርታ ጸሎት መዘከርታ ጸሎት፥ ስለ እሱራት

8. Conference Photos

ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፣ ካብ ሓሙስ 30 ሓምለ ክሳብ ሰንበት 2 ነሓሰ 2015 (July 30 – August 2, 2015) ኣብ ቤተክርስትያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ ኪካየድ እዩ።

 “ንሱ ይሓልየልኩም’ዩ’ሞ፡ ንዅሉ ሓልዮትኩም ኣብኡ ኣውድቕዎ።” 1ጴጥ 5፡7

“ዝጸበቦ እንተሎ ይጸሊ” (ያዕ 5፡13) ተባሂሉ ከምዝተጻሕፈ ቤተ ክርስቲያንና ተዋህዶ ብግዜ ጸበባ ይኹን ብእዋን ራህዋ ምስ እግዚኣብሔር ትራኸበሉን ትጠርዓሉን ጎደና-እምነት

 ሽዑ (እቲ ንጉስ) ንባሮቱ፡ <እቶም ዕዱማት ደኣ ዘይበቑዓት ኰይኖም’ምበር፡ መርዓስ እተዳለወ’ዩ። ደጊም ናብ ቀራና መገዲ ኺዱ’ሞ ንዝረኸብኩምዎ ዘበለ ናብ መርዓ ጸውዑ፡> በሎም። እቶም ባሮት (ድማ) ናብ መገዲ ወጺኦም፡ ንዝረኸብዎ ዘበለ፡ ንሕሱማትን ንሕያዎትን፡ ኣከብዎም። እቲ ዳስ-መርዓ ድማ ብተቐማጦ መልአ።” ማቴ 22፡8-10

ሰንበት 5 ጥቅምቲ 2014፡ ንዝኽሪ ቦኽሪ ዓመት ኤርትራውያን ግዳያት ላምፐዱሳ፡ ኣብ ኩለን ኣህጉረ ስብከታትና ጸሎት ፍትሓት ክካየድ እዩ።

"ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ እዮም እሞ ብፁዓን እዮም” (ማቴ 5፡9) ከም ዝበለ ቅዱስ ወንጌል ምእንቲ ሰላም ክነግሥ ኣብ ኩሉ ክሰፍሕን ክዝርጋሕን ኣበርክቶ ዝገብሩን

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div