S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብብዝሒ ምእመናን ብክብ ዝበለ ፍስሓን ሓጎስን ዝተጸንበለ በዓል ቅዱስ መስቀል ኣብ ቀዳምን ሰንበትን

ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን-----------> በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን
ኣሰሮ ለሰይጣን-----------------------> ኣግዓዞ ለኣዳም
ሰላም---------------------------------> እምይእዜሰ
ይኩን---------------------------------> ፍስሓ ወሰላም።
ሽዑ እግዚአብሄር ከም ደቂሱ ዝነበረ፣ ከምቲ ብወይኒ ሰኺሩ ዚጭድር ጅግና ዀይኑ ተንስኤ። ንጸላእቱ ድማ ኣብ ድሕሪኦም ወቕዖም፣ ንዘለአለማዊ ነውሪ ሀቦም (መዝ 78: 65-66)።

“ስለ’ዚ እቲ ኣብ ጸልማት ንዝተሓብአ ናብ ብርሃን ዜምጽእ ንሓሳባት ልቢ ኸኣ ዚገልጽ ጐይታ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ቅድሚ’ቲ ምዱብ ጊዜ ሓንቲ’ኳ ኣይትፍረዱ። ሽዑ (እቲ ምዱብ ጊዜ-ፍርዲ ምስ መጸ) ነፍስ ወከፍ (ሰብ) መምስጋናኡ ኻብ ኣምላኽ ኪቕበል’ዩ።” 1ቈረ 4፡5 ካ.ት።

“ሎሚ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣሎኻ” (ሉቃስ 23፡43) ኣብ ገነት፡ ካልእ ካብዛ ኣቐዲምና ዝጠቐስናያ ሞት እተምጽእ ኦም፡ ኣዝያ ዝተፈልየት 

ካብ ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም ኣትላንታ ዝተመሓላለፈ መንፈሳዊ ኣገልግሎት Video

ብንብዓት ዝተሰነየ መልእኽቲ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ (10 ሚያዝያ 2011) ብምኽንያት እቶም ኣብ ቀላያት ማልታ ዝሓለቑ ግዳያት ዝተገብረ ጸሎት ፍትሓት {audio}images/stories/mp3/diocese/FithatByAMekarius04102011.mp3{/audio}

“ኢየሱስ ከኣ፡ “ሓደ’ኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ። “ኣነ ክርስቶስ’የ” እናበሉ ብዙሓት ብስመይ ኪመጹ’ዮም፡ ንብዙሓት’ውን ኬስሕቱ’ዮም።..... ሽዑ ብዙሓት ኪኽሕዱ (ኪዕንቀፉ)፡ ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ኪወሃሃቡ፡ ንሓድሕዶም’ውን ኪጻልኡ’ዮም። ብዙሓት ሓሰውቲ ነብያት ኪትንስኡ፡ ንብዙሓት’ውን ኬስሕቱ’ዮም።” ማቴ 24፡4,5,10,11 ካ.ት።

ብልዒ ከም ዝቐትል ብልዒ ድማ ሕይወት ከም ዝህብ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ እዩ። ከመይሲ እከለ ዝተበላሸወ

 “ኣብ ማእከልኩም ዝጸበቦ፡ እንተ’ሎ፡ ይጸልይ። ሕጒስ እንተ’ሎ ድማ ይዘምር። ኣብ ማእከልኩም ዝሓመመ እንተ’ሎ ንመራሕቲ ቤተ ክርስትያን ይጸውዕ፡ ንሳቶም ከኣ ብስም ጐይታ ብዘይቲ እናቐብኡ ይጸልዩሉ። እታ ብእምነት ዝተገብረት ጸሎት ድማ፡ ነቲ ሕሙም ከተሕውዮ’ያ። ጐይታ’ውን (ካብ ዓራቱ) ኬተንስኦ’ዩ። ሓጢኣት ገይሩ እንተ ዀይኑ’ውን ኪሕደገሉ’ዩ።” ያእ 5፡13-15 ካ.ት

መእተዊ: ጽሑፍ “ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፥ ጸጋን ሓቅን ግና ብኢየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div