ኣስተንትን
1. ንሓቂ ክሳብ ክንደይ ትቖመላ፧
2. ኣብ ህይወትካ ዝተለማመድካዮ ሓሶት ይህሉዉዶ፧
3. ሰባት ብሓቂ ክመላለሱ ክትርኢ ከሎኻ ክሳብ ክንደይ ትሕጐስ፧
በቲ ዝፈለጥናዮ ሓቂ ክንመላለስ ክንክእል ኣምላኽ ክረድኣና ንጸሊ።
ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ ኣበዊነ።
መህ
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ