S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።

“ሰላም ተጸቤና፥ ግናኸ ሰላም ኣይመጸን፥ እንሓውየሉ ጊዜ ተጸቤና፥ እነሆ ከኣ ስምባድ ኮነ” ኤር 14:19።

““ኣነ ቅዱስ’የ’ሞ፡ ቅዱሳት ኵኑ”፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከም’ቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም’ውን ብዅሉ ናብራኹም ቅዱሳት ኩኑ።” 1ጴጥ 1፡15-16 (ዘሌ 20፡26)

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።                             
ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ታቦት ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ሻርሎትን ከባቢኣን ከምቲ ልሙድ ቀዳም ዕለት 23 ሕዳር 2013 ኣ.ፈ

“ህይወት ኢየሱስ (ኣብ’ዚ መዋቲ) ስጋና ምእንቲ ኽትገሃድ፡ ኵሉ ሳዕ ሞት ኢየሱስ ኣብ ስጋና ንጸውር ኣለና። ማለት ህይወት ኢየሱስ ኣብ’ቲ መዋቲ ስጋና ምእንቲ ኽትገሃድሲ፡ ንሕና ብህይወት ዘለና ምእንቲ ኢየሱስ ኵሉ ሳዕ ናብ ሞት ኣሕሊፎም ይህቡና ኣለዉ።” 2ቈረ 4፡10,11

“ኣቱም ኣሕዋትና፡ ምእንታና ጸልዩ።” (1 ተሰ 5፡25)

“ጾም ቀድሱ፣ ኣኼባ ጸውዑ፣ ንዓበይትን ኣብታ ሃገር ዚነብሩ ዅላቶምን ናብ ቤት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ኣክቡ፣ ናብ እግዚኣብሄር ከኣ ተማህለሉ.”ዮኤል 1:14።

“እቲ ኻብ ኣምላኽ ዝተወልደ ዘበለ ርእሱ ይሕልው፡ እቲ እኩይ’ውን ኣይትንክዮን’ዩ። እቲ ኻብ ኣምላኽ እተወልደስ፡ ሓጢኣት ከም ዘይገብር ንፈልጥ ኢና። ካብ ኣምላኽ ምዃንና፡ ብዘላ ዓለም’ውን በቲ እኩይ (ድያብሎስ) ተታሒዛ ምህላዋ ንፈልጥ ኢና።” 1ዮሃ 5፡18,19

ብምኽንያት ጾመ ነነዌ ን3 መዓልቲ ዝግበር ጾምን ምህልላን: ብቐጥታ (Live Streaming) ካብ ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም ኣትላንታ ክመሓላለፍ እዩ
ዕለት:- ሰኑይ 22 የካቲት ክሳብ 24 የካቲት 2016 (ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ረቡዕ)
ሰዓት: ካብ 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ምብራቓዊ ኣሜርካ (Eastern Time)
እዚ መደብ'ዚ: ነቶም ብስራሕ ምኽንያት ኣብቲ ናይ ረፍዲ (ንጉሆ) ዝግበር ጸሎት ንዘይተሳተፉ ዕድል ንምሃብ ዝተሰርዐ መደብ እዩ።ንምክትታል ኣብዚ ጠውቕ።

“ንስኻትኩምሲ ናብ እምባ ጽዮንን፡ ናብ’ታ ኸተማ ህያው ኣምላኽ ዝዀነት ሰማያዊት ኢየሩሳሌም፡ ናብ’ቶም ብሓጐስ ዝተጋብኡ ኣእላፋት ዝዀኑ መላእኽትን፡ ናብ’ታ በቶም ኣብ ሰማያት ስሞም ዝተጻሕፈ በዅሪ ብዝዀኑ (ሰባት) ዝቘመት ቤተ ክርስትያን፡ ናብ’ቲ ንዅሉ ዚፈርድ ኣምላኽን፡ ናብ ነፍሳት ናይ’ቶም ፍጹማን ዝዀኑ ጻድቃንን፡ ናብ’ቲ ናይ ሓድሽ ኪዳን መንጎኛ ዝዀነ ኢየሱስን፡ ናብ’ቲ ኻብ ደም ኣቤል ብዝበለጸ ዚዛረብ ምንጻግ ደምን በጺሕኩም ኣለኹም።” እብ 12፡22-24 ካ.ት

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div