S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብካህን ተክለ-ማርያም ምርካ-ጽዮን ሃገረ-ስብከት ኤውሮጳ ጀርመን: መበል 14 - ክፋል

ምዕራፍ-6

ኣብ ልዕለይ ዝተጀመረ ሃድን

ኢንጅኔር-ሳሚር እቲ ኣብ ልዕለይ ዝካየድ ዝነበረ ሃድንን፥ ዝበጽሓኒ ዝነበረ ጸበባን መከራን ስለ-ዝሰምዐ፥ ማእምራናህ ናብ ዝተባህለ ካልእ ግልል ዝበለ ቦታ ክግዕዝ፥ ኃያል ጻዕሪ ይገብር ከምዘሎ ጓለይ መጺኣ ዝነገረትኒ። ብኻልእ ክሰምዓሉ ዝኽእል ዕድል ግና ኣይነበረንን። ከመይሲ ብጀካ ኣምላኸይ፥ ካልእ ኣሎኒ ዝብሎ ጸግዒ ኣይነበረንን። ስለዚ ከኣ “-ኣታ ጎይታይ-! ንፈተና ኣሕሊፍካ ኣይትሃበኒ። በይነይ ክኸውንውን ኣይትሕደገኒ። ካብዚ ቀርቂሩ ሒዙኒ ዘሎ ፈተና ዝወጸሉ መንገዲውን ባዕልኻ ኣዳልወለይ-” ብምባል ዝጸለኹ።

ክቡራት ተኸታተልቲ ሬድዮን ቲቪን ተዋህዶ፥

መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብሓድሽ ኣገባብ በዚ ዝስዕብ መገዲ ዳግም ካብ ባሕቲ ግንቦት 2019 ዝጅምር መደባት ሬድዮን ተለቭዥን ተዋህዶ ክዝርግሕ መደብ ኣውጺኡ ኣሎ።

መደብ ሬድዮ ተዋህዶ: መዓልታዊ ካብ ሰዓት 8: 30 ምሸት ክሳብ 9: 00 ምሸት ናብ ኤርትራ ከባቢኡን ይፍኖ።

መደብ ቲቪ ተዋህዶ: ዓርቢ፥ ቀዳምን ሰንበትን ካብ 9: 00 ምሸት ክሳብ 10: 00 ምሸት ናብ ኤርትራ ከባቢኡን ይፍኖ።

ዝመሓላለፈሉ ኣገባብ በዚ ዝስዕብ ይኸውን (Receiver Box Parameters)

Uplink to Eutelsat 7W degrees West, Space Segment of 1,5 Mb CBR (Constant bit rate). 

Freq: 12521 Pol: V SR: 27.500 FEC: 7/8 Modulation: DVB-S.

ብዕለት 17 ሓምለ 2019 ኣ.ፈ (፲ ሓምለ ፳፻፲፩ ዓ. ም ግእዝ) ብስም "ሲኖዶስ" ካብ ኣሥመራ ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ፥ ንብዙሓት ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝነብሩ ኦርቶዶክሳውያን ኣመንቲ ዘሕዘነ ጉዳይ እዩ። ሕጋዊ  3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ሎሚዶ ጽባሕ ናብ ሓዋርያዊ መንበሮም ይምለሱ ኢሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሃረርታን ጸሎትን እንተጸበዮም ከሎ፥ እቲ ብፖለቲከኛታት ተጎቲቱ ዝኸይድ ጉባኤ ጳጳሳት ዘስደምም ዘይሓላፍነታዊ መግለጺ ምውጽኡ፥ መምዘኒ ሕጊ-ኣልቦ ጉዕዞኡ ዘነጽር ዳግማይ ነቲ ጸሊም ታሪኹ ዝድርዕ ገበን እዩ።

 እዞም ኵላቶም (ቅዱሳንዚኣቶም) ነተን (ኣብ ምድሪዚኣ ኸለው ዝተዋህባኦም ተስፋታት ኣይረኸብወንን፡ ግናኸ (ብዓይኒ እምነት) ካብ ርሑቕ ርእዮም ተሳለምወንሞ፡ ኣብዛምድሪዚኣ ኣጋይሽን ስድደተኛታትን ምዃኖም እናተኣመኑ፡ ብእምነት ሞተ። እቶም ከም (ዚገብሩ) ኸኣ፡ (ነታ ሰማያዊት) ሃገሮም ከም ዚደልዩ፡ የርእዮ ኣለው። ነታ ዝወጹላ (ምድራዊት) ሃገር ሓስቦም እንተ ዚዀኑ፡ (ናብኣ) ኺምለሱ ጊዜ ነይሮምዩ። ሕጂ ግና (ነታ ዝበለጸት ማለት ነታ ሰማያዊት ሃገር) ይናፍቑ ኣለው። ስለ ድማ ኣምላኽ (ሰማያዊት) ከተማ ኣዳሊወሎም ኣሎሞ፡ኣምላኾምኪበሃል ብኣታቶም ኣይሓፍርንዩ።እብ 1113-16,47 .

ኢየሱስ ኣብ ሓንቲ ስፍራ ኺጽሊ ጸኒሑ ምስ ወድአ፥ ሓደ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ፥ጐይታይ፥ ከምቲ ዮሓንስ ንደቀ መዛሙርቱ ዝመሃሮም ጸሎት ምሃረናበሎ። ንሱ ኸኣ በሎም፡- “ክትጽልዩ ኸለኹም ኸምዚ በሉ፥(ሉቃ 111-2)

ነቶም ዚጽበይዎ ኸምቲ ንስኻ ዝገበርካሎም ዚገብር ካልእ ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ኣይተሰምዐን፡

መበል 90 ዓመት ዝኽሪ ዕለተ-ልደት ቅዱስ እንጦንዮስ 3 ፓትርያርክ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና፡ ብፍሉይ ክብርን ዝኽርን ክበዓል ምዃኑ ንሕብር።

እቲ ኣብ ዓመት ክልተ ጊዜ (ብድሕሪ ሓድሽ ዓመትን ብድሕሪ ትንሣኤን) ዝጋባእ ርክበ ካህናት መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ፡ ሎሚ ዓመት'ውን ንመበል 7 ዓመት ኣብቲ ኩሉ ጊዜ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ጆርጂያ ዝርከብ ገዳም ቅድስት ማርያምን ቅድስት ዲምያናን ናይ ግብጺ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ንሠለስተ መዓልታት ክካየድ ዝቐንየ ብረድኤት እግዚኣብሔር ብሰላም ተዛዚሙ።

ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት 5 መነኮሳት ገዳም ደብረ ቢዘን ኣብ ከተማ ጊንዳዕ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ተኣሲሮም ከምዝተወስዱ ካብ ኣቦታት መነኮሳት ገዳም ደብረ ቢዘን ኣረጋጊጽና ኣሎና። እዚ ዘይሕጋዊ ማእሰርቲ ገዳማውያን ኣቦታት ርኡይ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን መቐጸልታ ዕንወት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ብምዃኑ መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ብኣጽንዖት ይኹንኖ።

ወይ ከኣ ሕያውነት ኣምላኽ ናብ ንስሓ ኸም ዚስሕበካ (ኪመርሓካ ከም ዚኽእል) ሰኣን ምፍላጥካስ ሃብቲ ሕያውነቱን ጸዋር ምዃኑን ዓቕሉንዶ ትንዕቕ ኣለኻሮሜ 24-5

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div