S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን!

ነቲ ዘይርኤስ ከም ዚርእዮ ዀይኑ ተዓጊሱ ጸንዔ እሞ፡ ነቲ ዅራ ንጉስ ከይፈርሄ፡ ብእምነት ንግብጺ ሐደጋ።ዕብ. 11:27 

"መለበምን ኣይግበርካ መለበምን ኣይኽላእካ" ከም ዝበሃል፥ ኣብ ዚሓለፈ ወርሓት ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ድሕሪ ናይ  40 ዓመት ዝቐጸለ ምግሃስ ቀኖናን ንሱ ዘስዓቦ ምፍልላይን ዕንወትን ሎሚ ኣቦታት ብሓባር ነቲ ዝፈረሰ ቀኖና ቤተክርስቲያን ተኣሚኖም ይቅረ ተበሃሂሎም ኣብ ሓንቲ ቤተ ክርስቲያን ተጠርኒፎም ሰሚዕናን ርኢናን።

ኣብ ህይወትዚኣ ጥራይ ብክርስቶስ ተስፋ እንተ ገበርናስ፡ ካብ ኵሉ ሰብ እነደንግጽ ምዀንና ኔርና።1ቈረ 1519

ክቡራት ግዱሳት ኣቦታት፣ ኣሕዋትን ኣሓትን፣ነዘን ቀሪበን ዘለዋ ሕቶታት፣ብጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ተሰንየን ንጹርን ኣዕጋብን መልሲ ክወሃበን ከሎ ብዙሕ ኣማኒ ክመሃርን ክጥቀምን ስለ ዝኽእል ግዜኹም ሰዊእኩም ምምላሽኩም ኣቐዲመ ኤመስግነኩም( ድሌትኩም እንተ ዘይኮይኑ ስም ምጥቃስ ግዴታ ኣይኮነን)

ብካህን ተክለ-ማርያም ምርካ-ጽዮን ሃገረ-ስብከት ኤውሮጳ  ጀርመን 9ይ - ክፋል

20-ታሕሳሥ 1988 / ክሳብ ዝኸውን፥ እቲ መዓልታት ካብቲ ዝተለምደ ካልእ ግዜ፥ ቀልጢፉ ክመስን ክወግሕን ዘይክእል ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ ነበረ። ብዝኾነ እዛ ፍልይቲ መዓልቲ እዚኣ ግና፥ ካብ ድቃሰይ ኣንጊሀ ድሕሪ ምትንሥአይ፥ ሰዓት-12 እየ ገና ንግሆ ከሎ ኣንጊሀ ዝገስገስኩ። ንቤተ-ክርስቲያን ክኸይድ ከሎኹ፥ እናሰጎምኩ ዘይኮነ እናተወንጨፍኩ ዝኸይድ ዝመስል ዝነበርኩ። በዚ ፍጥነት ድማ ቀልጢፈ ኣብኡ ክበጽሕ ክኢለ። እታ ናይ ክርስትና ኣደይ ክትከውን ዝነበራውን፥ ቀዲማትኒ ኣብኡ ጸንሐት። ክንደይ እተሕጉስ ብርህቲ ፀሓይ ዝነበረቶ መዓልቲ ይመስለኩም። ብልበይ ድማ ናይ ብሓቂ ዝተወለድኩላ መዓልቲ ሎሚ በልኩ።

ብፁዕ ኣቡነ-መቃርዮስ ዓቃቤ-መንበር ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኤርትራ። ኣብ ዕለት 13/10/2018 ኣብ ስዊዲን ከተማ-ኦብሳላ ተረኺቦም ቅዳሴ ብምሥራዕ፥ ንናይቲ ኣከባቢ ማኅበረ-ምእመናን፥ መልእኽቲ ወንጌል ከስምዑን ቡራኬ ክህቡን ክኢሎም። ስለ ዝኾነውን ነዚ ጉባኤዚ፥ ብዙሓት ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝመጹ ምእመናን ክሳተፉዎ ስለ-ዝኸኣሉ፥ እዚ ጉባኤ ንብዙሓት ምኽንያት ምንቕቓሕን ተስፋን ኮይኑዎም ተረኺቡ ክበሃል ይከኣል።

ሓሙስ 30 ጥሪ 2019: እቲ ስደተኛ መንእሰይ - መበል 77 ክፋል

ኣቦ! ንስኻ ከም ዝለኣኽካኒ ዓለም ምእንቲ ኽትኣምንሲ፡ ኵላቶም ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ፡ ከም ንስኻ ኣባይ ዘለኻ፡ ኣነውን ኣባኻ፡ከምኡ ድማ ንሳቶም ኣባና (ሓደ) ምእንቲ ኪዀኑ፡ እልምን ኣለኹ። ንሕና ሓደ ኸም ዝዀንና፡ ንሳቶምውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ፡ ነቲ ዝሃብካኒ ሃብክዎም። እዚ (ዝገበርኩ) ድማ፡ ከም ኣነ ኣብኣቶም ንስኻውን ኣባይ ዝዀንካ፡ ንሳቶምውን ብሓድነት ፍጹማት ምእንቲ ኪዀኑ . . .’ዩ።” ዮሃ 1721-23 .

እዚ ኣርእስቲ ንዓና ንኦርቶዶክሳውያን፥ ብዙሕ ክንዛረበሉን ክንጽሕፈሉን ዝግበኣና ኣርእስቲዩ። ከመይሲ እቲ ኣብ ውሽጢ ቤተ-ክርስቲያንና ዘሎ ጸገማት ኩሉ፥ ምስ ኣርእስት ምትሕሓዝ ዘለዎ ኮይኑ ይርከብ  ብምህላዉ እዩ። ከም-ዝፍለጥ ኣብ 1983 / (1991) እቶም ዝነበሩ ሊቀ-ጳጳስ ማለት ኣቡነ-ገብርኤል ንኣዲስ-ኣበባ ምስ-ከዱ፥ ኣብቲ መንበረ-ጵጵስና ተጸዋዒ ዝነበሩ፥ እቶም ዋና-ጸሓፊ  መጋቤ-ሥርዓት ሉቃስ ገብረ-ሚካኤል ምዃኖም ዝፍለጥ።

ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ከተማ-ማንችስተር፣ ንኽልተ መዓልቲ ዝቐጸለ ማለት ዕለት 7-8/ 10/2018 ኣብ ቤተ-ክርስቲያን መድኃኔ-ዓለም፣ ንማኅበረ-ምእመናን ዕግበት ክህብ ዝኸኣለ፥ ዕዉት ኢልካ’ውን ክግለጽ ዝከኣል፥ 2ይ-ዓመታዊ ጉባኤ ተኻይዱ። ነዚ ኣገልግሎት’ዚ ኢሎም ካብ ሃገረ-ኣሜሪካ ተላዒሎም ዝመጹ ድማ፥  ቀሲስ ዶክተር ተስፎም ገዛኢን ዲያቆን ዶክተር ብርሃነ ሥዩምን እዮም።

ሰኑይ 31 ታሕሳስ 2018: ውሉድ: ህያብ ኣምላኽ 1ይ ክፋል 

ሰንበት 30 ታሕሳስ 2018: ሕያዋይ ጓሳ 

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div