S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣርባዕተ መንእሰያት አብ ከተማ ሲንሲናቲ መዓርግ ዲቁና ተቐቢኦም

ደንጉዩ ዝበጽሓና  ዜና:

ኣርባዕተ መንእሰያት አብ ከተማ ሲንሲናቲ፣ ክፍለ ግዝኣት ኦሃዮ ሕቡራት መንግስታት አሜርካ፡ ብ12 ጥቅምቲ 2008 ዓ.ም መዓርግ ዲቁና ተቐቢኦም።

ነዚ መዓርገ-ዲቁና ብኢድ ብፁዕ ኣቡነ  ዊሳ አብ ምስራዊት ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚናስ ሲንሲናቲ እዮም ተቐቢሎሞ።

 እዞም መዓርገ-ዲቁና ዝተቐብኡ መንእሰያት: ንእግዚኣብሔር ብምሉእ ልቦም ከገልግልዎ ምእመናን ብጸሎት ክዝክርዎም ሓደራ ንብል። ኣብዚ ምፍራስ ሕጊ ዝገነነሉ ጊዜ: ሓዋርያዊ ሕግን እምነት ቤተ ክርስቲያንን ክትሕልዉ: ነታ ብደም ክርስቶስ ዝተዓደገት ቤተ ክርስቲያን ከተገልግሉ እግዚኣብሔር ሓርዩኩም እዩ'ሞ ብእምነት ንበሩ። ኣብ ኩሉ ኣገልግሎትኩም ድማ እግዚኣብሔር የሰንኹም።

ክብርን ስግደትን ነዚ ነገር'ዚ ክውን ዝገበረ እግዚኣብሔር ይኹን። ኣሜን።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div