S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ኣዝያ ዝተባረኸት:

ጉንበት ሐደ ኣብ 16 ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ኣብ ገሊላ ዝተወልደት:

ካብ ኣቦኣ ያቄምን ኣዲኣ ሃናን ዝተባረኹ ስድራ ቤት:

ኣብ ሰለስተ ዓመት ዕድሚኣ ንቤት መቕደስ ዝተዋህበት:

 "ኬድኩም ድማ፡ መንግስተ ሰማያት ቀሪባ’ላ፡ ኢልኩም ስበኹ። ማቴ 10:7።

ንስኻ ግና ብዅሉ ተጠንቀቕ፡ መከራ ጽገብ፡ ግብሪ ወንጌላዊ ግበር፡ ኣገልግሎትካ መልእ። 2ጢሞ 4:5። 

ሰኑይ መጋቢት 15 (March 15th) 2010 ዓ.ም፣ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ ንክልተ ሰዓታት ዝኣክል ካብ ኣገልግሎት ከተቋርጽ እያ። እዚ ምቍራጽ ኣገልግሎት'ዚ ካብ ሰዓት 1:00 ክሳብ 2:00 ናብ ሰኑይ ዘውግሕ ለይቲ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ማእከላይ ሰሜን ኣሜርካ (US Central standard time) ዝትግበር ኮይኑ፣ ተክኒካዊ ምትዕርራይ ንምግባር ዝዓለመ እዩ።
ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም!
ኣገልገልትኹም፣ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ

ንህጻናት ብኸመይ ንቐርቦም / ንርድኦም?

ብቅዱስ ፖፕ ሺኖዳ ሳልሳይ ዝተጻሕፈ መጽሓፍ

ትርጉም፡ ዲያቆን ሓበን ደጀን

ሓሙሽተ መነኮሳት ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ኣብዚ ቀረባ እዋን ተኣሲሮም። ንሳቶም፡

1. መምህር ዕንቈ-ብርሃን ተወልደ

2. ኣባ የማነ ብርሃን

3. ኣባ ተክለብርሃን

4. ኣባ ኣብርሃም

5. ኣባ ዮናስ ዝተባህሉ መነንቲ መነኮሳት ክእሰሩ እንከለዉ፥ ድሒሮም’ው ሓደ መነኮስ ተወሲኾምዎም ኣለዉ።

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን።

ክቡራት ኣገልገልቲ ካህናትን ድያቆናትን ኩላትኩም ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን።

ኣምላኽ ረዲእና፡ መመዝገቢ መሕተት (ፎርም) ናይ 1ይ ክፍለ ዓመት ዓመተ ትምህርቲ 2025 ንሰደልኩም ኣሎና። ምዝገባ ካብ ሰንበት 08 ክሳብ ቀዳም 21 ታሕሳስ 2025 ዓም ክካየድ እንኮሎ፡ ትምህርቲ ድማ 05 ጥሪ 2025 ዓም ክጅምር እዩ።

መላግቦ መመዝገቢ፥ https://forms.gle/FgFzNThmFciDwZzZ9

ክፍሊ ጉዳያት ተመሃሮ

ኮለጅ ስነመለኮት ተዋሕዶ

ትዕግስቲ (ምጽማም) ኣብ ልዕሊ ቅንኣትን ቅብጥሮትን ናይ ቤተሰብን ዘመድን:ፍቕሪ ኢያ። ትዕግስቲ ኣብ ልዕሊ ኩራን ቆይቁን ናይ ካልኦት ሰባት: ክብረት እያ። ትዕግስቲ ኣብ ልዕሊ ዓቅምን ዓቕሊን ናይ ገዛእ ርእስኻ፡ ነብሰ ተኣማንነት ኢያ። ትዕግስቲ ኣብ ልዕሊ  ትጽቢት ንረዲኤት ካብ ልዑል ኣምላኽ: እምነት ኢያ። ትዕግስቲ  ግብረ-ሰናይ ናይ ደቂ ሰባት ስነ-ልቦና ኢያ። ትዕግስቲ ከም መንፈሳዊት ልጓም ወይ ቀፊር ናይ ስነ-ምግባር እያ:: ትዕግስቲ መዝሓሊት ናይ ህውከት መቐረት ናይ ሂወት ኢያ። ትዕግስቲ ዝገብር ሰብ ኣብ ሂወቱ ይኸብር።

 

"በተን ኣምላኽ ኪሕስወለን ዘይክኣል ክልተ ዘይልወጣ ነገር (ተስፋኡን ማሕላኡን) ጌርና፡ ንሕና፡ ነታ ኣብ ቅድሜና ዘላ ተስፋ ንምሓዝ ሃዲምና ዝወጻእና፡ ብርቱዕ ምጽንናዕ ክንረክብ ኢና።" እብ6፡18

እዚ ኣብ ኣርእስቲ ተገሊጹ ዝርከብ ዘሎ ቃል፣ ነቶም ኣብ ምጉሳይ ከብቲ ዝሓደሩ፣ ጓሶት ቤተ-ልሔም ዝተነግረ ናይ ብሥራት ቃል`ዩ። ከመይሲ ንሳቶም እቶም ጓሶት፣ ምድሪ ደሓን ኣሎ ኢሎም ደቂሶም ኣብ ዝነበሩሉ ከውታ ለይቲ። ክብሪ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያኦም በርሀ፣ በቲ ኩነት ከኣ ኣዚዮም ፈርሁ። መልኣከ-እግዚኣብሔር ብሃንደበት ናብኣቶም መጺኡ ከኣ “-እንሆ ንኹሉ ሕዝቢ ዝኸውን፣ ዓቢይ ሓጎስ አበሥረኩም ኣሎኹ`ሞ ኣይትፍርሁ። ምኽንያቱ ድማ ሎሚ መድኃኒ-ክርስቶስ ጎይታ ተወሊዱልኩም ኣሎ-” ተባሂሉ`ዩ ዝተነግሮም። እቶም ጓሶት ግና ዝፈልጡዎ ነገር ኣይነበሮምን። ስለዚ ድማ በቲ እቲ መልኣኽ ዝበሎም ተሓቢሮም፣ ንቤተ-ልሔም ኣቢሎም ኣቕኒዖም`ዮም ዝኸዱ። (ሉቃ-2/6)

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div