S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ነአኩተከ እግዚኦ ወንሴብሓከ ንባርከከ እግዚኦ ወንትአመነከ ንስእለከ እግዚኦ ወናስተበቁዓከ ንገኒ ለከ እግዚኦ ወንትቀነይ ለስምከ ቅዱስ። ንሰግድ ለከ ኦ ዘለከ ይሰግድ ኩሉ ብርክ ወለከ ይትቀነይ ኩሉ ልሳን። አንተ ውእቱ ኣምላከ ኣማልክት ወእግዚኣ ኣጋእዝት ወንጉሰ ነገስት ኣምላክ አንተ ለኩሉ ዘሥጋ ወለኩላ ዘነፍስ ወንጼውኣከ ንሕነ በከመ መሃረነ ቅዱስ ወልድከ እንዘ ይብል አንትሙሰ ሶበ ትጸልዩ ከመዝ በሉ።

***

We thank you O Lord, and we glorify you, we praise you O Lord, and we rely on you, we beg you and we beseech you. We worship you and we serve to your Holy name. We bow and kneel down to you; O you to whom all knees should bow and who all tongues serve. You are the God of gods and the Lord of lords and the King of kings. You are God to all flesh and to all souls, and we call you as your Holy Son taught us, saying... 

Posted on: 25 October 2012 

ንኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና ብዝምልከት፥ ብሃንደበት ሓድሽ-ንፋስ ክነፍስ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ካብ ኣሥመራ ዝብገስ ዘሎ ኣውሎ ንፋስ’ዚ፥ ነቲ ኣብ

ሓሙስ 30 ሕዳር 2017 እቲ ስደተኛ መንእሰይ - መበል 18 ክፋል

“ነቶም ህዝቢ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ ድማ በሎም፡ “ዝዀነ ይኹን ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዚደልይ እንተሎ፡ ገዛእ ርእሱ ይቕበጽ፡ መስቀሉ የልዕል’ሞ ይስዓበኒ። ንህይወቱ ኼድሕና ዚደልይ ኼጥፍኣ’ዩ። እቲ ንህይወቱ ምእንታይን ምእንቲ ወንጌልን ዜጥፍኣ ግና ኬድሕና’ዩ።” (ማር 8፡34,35) 2ቈረ 5፡15

“... ካብታ ልብኻ ናብ ምስትውዓል ዘቕናዕካላ ርእስኻዉ’ን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽካ ዘትሓትካላ ቀዳመይቲ መዓልቲ ጀሚረን ቃላትካ ተሰሚዐን እየን እሞ፡ ኣይትሸበር። ምእንቲ እዘን ቃላትካ ከኣ መጺኤ እኔኹ” (ዳን 10፡12)

ኣብዚ ቅንያት እዚ መንፈሳውያን ኣቦታት ገዳም ደብረ-ቢዘን፥ ንኣባ ሉቃስን ንኣባ ባስልዮስን ብዝገብርዎ ዘይሕጋውን ዘይመንፈሳውን ኣሰራርሓ ብትሪ ስለ ዘወገዝዎም ድሮ ክልተ መነኮሳት ብወተሃደራት መንግሥቲ ተታሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተሓይሮም ኣለዉ።

“እምበኣርሲ ኣሕዋተየ፡ ክሳዕ ምጽኣት ጐይታ ተዓገሱ። እንሆ፡ ሓረስታይ ነቲ ኽቡር ፍረ ምድሪ ይጽበዮ፡ ኣኸዛን ማይ ጽብሓትን ክሳዕ ዚረክብ’ውን ይዕገስ’ዩ። ንስኻትኩም ከኣ ምጽኣት ጐይታ ቐረባ’ዩ’ሞ ተዓገሱ፡ ልብኹም’ውን ኣጽንዑ።” ያእ 5፡7,8

5 ሓምለ ብኣቈጻጽራ ግእዝ (ሓምለ 12 ዓ.ም.ፈ)፣ እቲ ብልምዲ “ሓርያ-ጉባኤ” ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሃዋርያ ጳውሎስን ሃዋርያ ጴጥሮስን ብሰማእትነት ዝዓረፍሉ ዕለት እዩ።

ሰንበት 8 ጥቅምቲ 2017፡ ብምኽንያት ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ላምፐዱሳ፡ ኣብ ኩለን ኣህጉረ ስብከታትና ጸሎት ፍትሓት ክካየድ እዩ። እዚ ጸሎት ፍትሓት'ዚ:

“ንጽባሒቱ ድማ ዮሃንስ ምስ ክልተ ደቀ መዛሙርቱ . . . ደው ኢሉ ነበረ፡ ንኢየሱስ ኪሓልፍ ከሎ ረኣዮ’ሞ፡ ‘እንሆ፡ ገንሸል ኣምላኽ’ በለ። እቶም (ክልተ) ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ (መምህሮም) እዚ ኺብል ከሎ ሰሚዖም፡ ንኢየሱስ ሰዓብዎ። ኢየሱስ ከኣ ግልጽ ኢሉ ይስዕብዎ ኸም ዘለዉ ርእዩ፡ ‘እንታይ ትደልዩ ኣለኹም፧” በሎም። ንሳቶም ድማ፡ ‘መምህር፡ ኣበይ’ዩ ሰፈርካ፧’ በልዎ። ኢየሱስ ከኣ፡ “ንዑ ርኣዮ” በሎም። ካብቶም ንዮሃንስ ሰሚዖም ንየሱስ ዝሰዓብዎ ኽልተስ እቲ ሓደ እንድርያስ ሕው ስምኦን ጴጥሮስ እዩ።” ዮሃ 1፡35-39

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div