S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

“... ካብታ ልብኻ ናብ ምስትውዓል ዘቕናዕካላ ርእስኻዉ’ን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽካ ዘትሓትካላ ቀዳመይቲ መዓልቲ ጀሚረን ቃላትካ ተሰሚዐን እየን እሞ፡ ኣይትሸበር። ምእንቲ እዘን ቃላትካ ከኣ መጺኤ እኔኹ” (ዳን 10፡12)

ካብ ዕለታት ሓደ ግዜ ምዃኑ እዩ፡ ሓደ ህርኩት ሓረስታይ ግራቱ ክሓርስ ንበረኻ ይወፍር እሞ፡ ነቲ ኻብኡ ዘይፍለ ኸልቡ ምስኡ ይማልኦ፡፡ 

እቲ ኻብ እግዚአብሔር ዝተነግረኪ ቓል ከም ዚፍጸም ስለ ዝኣመንኪ ብጽእቲ ኢኺ።ሉቃ 145 .

5 ሓምለ ብኣቈጻጽራ ግእዝ (ሓምለ 12 ዓ.ም.)፣ እቲ ብልምዲ “ሓርያ-ጉባኤ” ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሃዋርያ ጳውሎስን ሃዋርያ ጴጥሮስን ብሰማእትነት ዝዓረፍሉ ዕለት እዩ።

"እምብኣርሲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር፡ ከም ዓያሱ ዘይኰነ ኸመይ ብጥንቃቐ ኸም እትመላለሱ፡ ተመልከቱ።" (ኤፌ 5:16)

“ብዘይ ገለ ውልውል ድማ እቲ ዚንእስ በቲ ዚዓብዮ ይምረቕ እዩ።” ዕብ 7:7

ስለ ኸኣ፡ ኣቱም ፍቁራተይ፡ (ንምጽኣቱ) እናተጸበኹምሲ፡ ብዘይ ነውርን ብዘይ መንቅብን ብሰላም ኣብ ቅድሚኡ ኽትርከቡ ተጋደሉ።” 2ጴጥ 314

ኣብቲ ምስላ ትግርኛና  “ካብ የጸብቐለይ ኢልካ ምዝራብ፥ የኽፍኣለይ ኢልካ ምግዳፍዝብል ኣበሃህላ ኣሎ። እዚ ማለት ድማ ቅድሚ ክዛረብ ኢልካ

ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልኻትኩም ይኹን።

ብምኽንያት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዘመነ ጾመ ፍልሰታ፥ ካብ ሰኑይ፥ ነሓሰ ክሳብ ፲፭ ነሓሰ ፳፻፱ (7 August - 21, 2017) እዉጅ ጾም እዩ።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div