“ቛቝኹም ዕጡቕ፡ መባርህትኹም ብሩህ ይኹን። .እቶም ጐይታኦም ኪመጽእ ከሎ ነቒሖም ዚረኽቦም ባሮት’ቲኦም ብጹኣን’ዮም፡ ተዓጢቑ ኣብ መኣዲ ኸም ዜቐምጦም፡ ቀሪቡ’ውን ከም ዜገልግሎም፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።” ሉቃ 12፡35,37
"እምብኣርሲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር፡ ከም ዓያሱ ዘይኰነ ኸመይ ብጥንቃቐ ኸም እትመላለሱ፡ ተመልከቱ።" (ኤፌ 5:16)።
ሓሙስ 31 ግንቦት 2018: እቲ ስደተኛ መንእሰይ - መበል 43 ክፋል
“ግናኸ እቲ (ኣባና ዘሎ) ዓብዪ ሓይሊ፡ ናይ ኣምላኽ’ምበር፡ ናትና ከም ዘይኰነ ምእንቲ ኺገሃድ፡ እዚ (ናይ ዓብዪ ሓይሊ) ሃብቲ’ዚ ኣባና፡ ከም ኣብ ኣቕሓ መሬት ዝተቐመጠ’ዩ)። ብዅሉ ወገን ንጽቀጥ፡ ግናኸ ኣይጸብበናን’ዩ፡ እንገብሮ ይጠፍኣና፡ ግናኸ ተስፋ ኣይንቐብጽን ኢና፡ ንስጐጕ፡ ድርቡያት ግን ኣይኰንናን። ይደፍኡና፡ ግናኸ ኣይንጠፍእን ኢና።” 2ቈረ 4፡7-9 ካ.ት + ቀ.ት.
ኣብቲ ምስላ ትግርኛና “ካብ የጸብቐለይ ኢልካ ምዝራብ፥ የኽፍኣለይ ኢልካ ምግዳፍ“ ዝብል ኣበሃህላ ኣሎ። እዚ ማለት ድማ ቅድሚ ክዛረብ‘የ ኢልካ
ሰኑይ 30 ሚያዝያ 2018: ቃልኪዳን ኣብ ግብራዊ ናብራ - መበል 34 ክፋል
“ኣምላኽ ዚባላዕ ሓዊ’ዩ። ስለ’ዚ ንሕና ዘይተንቀጥቅጥ መንግስቲ (ኻብኡ) ‘ንቕበል ካብ ኰንናስ፡ ንኣምላኽ ብዜሐጕሶ ቅዱስ ኣኽብሮትን ብፍርሃት (ኣምላኽን) እና’ገልገልና (ንእግዚኣብሄር) ነመስግን።” እብ 12፡28,29 (መዝ 146፡2)
ኣብ ቅዱስ ወንጌል “ንሓድሕድኩም ኣይትተሓሳሰዉ! ” ምስ በለ፥ (ቆላ 3፡9) ቀጺሉ “ ነገርኩምሲ እወ፥ እወ“ ወይ “ኣይኮነን፥ ኣይኮነን ደኣ ይኹን“ ካብዚ እንድሕሪ በዚሑ ግና ካብቲ ክፉእ እዩ“ ይብል (ማቴ 5፡37)።
ቀዳም 31 መጋቢት 2018: ዕረፍቲ እግዚኣብሔር 7ይ ክፋል

“መሪር ቅንእን ሻራን ኣብ ልብኹም ካብ ዚህልወኩም ግና፡ ንሓቂ እናተጻረርኩም ኣይትመክሑን ኣይትሓስዉን። ኣብ’ቲ ቕንእን ሻራን ዘለዎ፡ ኣብኡ ምፍራስ ስርዓትን ኵሉ እኩይ ግብርን ኣሎ’ሞ፡ እዛ ጥበብ’ዚኣ ምድራዊትን ስጋዊትን ሰይጣናዊትን’ያ’ምበር፡ ካብ ላዕሊ እትወርድ ኣይኰነትን።” ያእ 3፡14-16 (ቲቶ 3፡10,11)
(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)
(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)
(ትርጉም ኣገልግሎት)
(ዓምዲ ተሳተፍቲ)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ