ናይ ሎሚ ዓመት ጾመ ሓዋርያት ካብ ፲፮ ግንቦት ክሳብ ፭ ሓምለ ፳፻፪ ዓ.ም ግ፡ ወይ ከኣ (24 May -- 12 July 2010) ስለዝኾነ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ
ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church
ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንና ብኣቈጻጽራ ግእዝ ካብ ነሐሴ 8 ክሳዕ ነሐሴ 14 ንዘሎ ቕንያት “ዛቲ ይእቲ ማርያም” ኢላ’ያ ትጽውዖ። ማለት “ዛቲ ይእቲ ማርያም። ማኅደረ መለኮት እንተ ተሰምየት፡ ሰንበተ ክርስቲያን። በከመ ይቤ ዳዊት በመዝሙር፡ አንሣእኩ አዕንቲየ መንገለ አድባር። አድባረ ድኁኃን ተሰምየት ዛቲ ይእቲ ቅድስት ድንግል። ተዓቢ እምኵሉ ፍጥረት፡ ኢያውዓያ እሳተ መለኮት።” ትርጉሙ ከአ ንሳ ማርያም እያ። መሕደሪ መለኮት ዝተባህለት ሰንበት ናይ ክርስቲያን። ከምቲ ዳዊት አብ መዝሙሩ ዝበሎ “ኣዒንተይ ናብ ኣኽራን ኤልዕል ኣሎኹ።” መዕቆቢት ኸረን ድሑናት ዝተባህለት ንሳ ቅድስት ድንግል ማርያም እያ።
እቶም ክዳውንቶም ብደም እቲ ገንሸል ዘይሓጸቡ “ንዘለኣለመ ኣለም ኪሳቐዩ እዮም” (4ይ ክፋል ነቲ ዚመጽእ ዘለዓለማዊ ሕይወት ንጽበ) እዚኣቶም ስራሕ ክርስቶስ
ብጹዕ ኣቦና ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣብ እስራኤል፡ ጀርመን፡ ስዊትዘርላንድ፡ ስዊድንን ዓድ እንግሊዝን ሓዋርያዊ ዑደት ንምክያድ ጉዕዞኦም ድሮ ብሃገረ እስራኤል ፈሊሞሞ ኣለዉ። ከም
ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን - From the pulpit of the Church
ዮም ንወድሳ ለማርያም። በእንተ ዘተወልደ እምኔሃ። መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ። ፆረቶ በከርሣ ውእቱኒ ቀደሳ። መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ፡ እግዚአ ለሰንበት ወአቡሃ ለምሕረት። መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ። አማን መላእክት ይኬልልዋ። ትርጉሙ ከኣ “ሎሚ ንማርያም ነመስግና፡ ምእንቲ እቲ ካብኣ ዝተወልደ ። እቲ ሓያል ልዑል ኣምላክ ኣጽለላ። ኣብ ማህጸና ጸረቶ ንሱውን ቀደሳ። እቲ ሓያል ልዑል ኣምላክ ኣጽለላ፡ እቲ ጐይታ ሰንበትን ኣቦን ምሕረትን። እቲ ሓያል ልዑል ኣምላኽ ኣጽለላ። ብሓቂ መላእክቲ ይኸብዋ።) እንዳበሉ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ዝዝምርዎ መዝሙር እዩ።
ዓሚ ከምዚ ሎሚ ብሕጋውን መንፈሳውን ኣገባብ መበል 118 ፓትርያርክ ሃገረ ግብጺ ፖፕ ቴድሮስ 2ይ ዝተመርጽሉ ክቡር ወርሒ ሕዳር እዩ። እቲ ብመትሮፖሊታን ብፁዕ ኣቡነ ባካምዮስ መሪሕነት ዝተኻየደ ወግዓዊ ምርጫ ፓትርያርክ ከኣ ብዲሞክርሲያውን ሓዋርያውን ሕጊ (ዕጫ) ሰብን እግዚኣብሔርን ዝተሓጎስሉ መንፈስ ቅዱስ ዝሠመሮ፥ ንዓለም ዘደነቐን ምርጫ እዩ ነይሩ እንተ ተባህለ ምግናን ኣይኮነን። እዚ ማለት እቲ ዝነበረ ሥነ-ሥርዓትን ሕጋዊ ኣገባብን ካብ ምቕራብ ሕጹያት
ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ሃገረ እስራኤል ብቡራኬ ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብዕለት 12 ሰነ 2010 ኣ.ፈ (5 ሰነ 2002 ዓ.ም ግእዝ) ብወግዒ ፈላሚ ኣገልግሎቱ ካብ ዝጅምር ንደሓር ብዙሕን ሰፊሕን መንፈሳዊ ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ። ኣብዚ ቅንያት እዚ’ውን ብምኽንያት በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ምእታው ሓድሽ ዓመት 2003 ዘመነ ሉቃስ መሠረት ብምግባር፥ ኩሎም ውሉደ ክህነትን ብዙሓት ምእመናንን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም
ብዛዕባ ሕጊ ሙሴን ጸጋ ክርስቶስን ኣልዒልና ክንጽሕፍ ከሎና: ሕግን ጸጋን ዝብሃሉ ቓላት፡ ንእዝንና ሓደሽቲ ቓላት ከም ዘይኰኑ ዝተፈልጠ እዩ። እንተ ኰነ ሕግን
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ