ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ተካእቲ ኣብ ምፍራይ ዓሊሙ ዝፍጽሞ ዘሎ ኣገልግሎት ተስፋ ዝህብ ፍረ ይህብ ኣሎ። ህጻናትን መንእሰያትን፡ ከምቲ ብሂል “ናይ ሎሚ ዕንባባ ናይ ጽባሕ ፍረ” ስለዝኾኑ ተባሃግቲ እዮም። ካብ ዕምባባ ናብ ፍረ ዘሰጋግር መድረኽ ግን ቀሊል ኣይኮነን። ከምቲ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
ኣቐዲምና እንቋዕ ናብ ብርሃነ ትንሣኤኡ ብሰላም ብደሓን ኣብጽሓና ብምባል፣
መብዝሕትኡ ሳዕቤናት ቁጠዐ ኣዕናዊ ክነሱ ገለ ብቑጥዓ ዝውሰዱ ስጉምትታት ግን ከም ቅኑዓት ዝሕሰቡ ኣለዉ፣እቲ ቁኑዕን ዘይቅኑዕን ቁጠዐ ብኸመይ ኢና ፈሊና ክንርድኦ እንኽእል?
“ከም እዙዛት ውሉድ’ምበር፡ ከም’ቲ ኣብ ዘመን ድንቍርና ኸለኹም ዝገበርኩምዎ ናይ ቀደም (ክፉእ) ትምኒት ኣይትግበሩ። “ኣነ ቅዱስ’የ’ሞ ቅዱሳት ኩኑ፡” ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከም’ቲ እቲ ዝጸውዓኩም (ኣምላኽ) ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም’ውን ብዅሉ (ናብራኹም) ቅዱሳት ኩኑ።” 1ጴጥ 1፡14-16
እቲ ዝቕድስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ፡ “ኣነ እግዚኣብሔር ኣምላኽኩም እየ፡ ስለዚ ንስኻትኩም ተቐደሱ ቅዱሳት ድማ ኵኑ። ሕጋጋተይ ሓልዉ፡ ግበርዎ’ውን። ዝቕድሰኩም ኣነ እግዚኣብሔር እየ” (ለዋ፡ 20፡7-8) ከም ዝበለ፡ እቲ ሳልሳይ ኣካል ቅድስቲ ሥላሴ ዝዀነ መንፈስ ቅዱስ ብዝደለዮ፡
“... ንሱ ግና ደቂሱ ነበረ። ደቀ መዛሙርቱ ቀሪቦም፡ ጐይታይ፡ ጠፋእና፡ ኣድሕነና፡ እናበሉ ኣተንስእዎ...” (ማቴ 8፡24-27)
“ማርያም ድማ በለት፡ 'ነፍሰይ ንእግዚአብሔር ተዕብዮ፡' መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብሎ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ’ዩ’ሞ፡ ስሙ ቅዱስ’ዩ። እንሆ ኻብ ሕጂ ዅሎም ወለዶታት 'ብጽእቲ' ኺብሉኒ’ዮም።”ሉቃ 1፡46-49
ብመስቀሉ ነቲ ጽልኢ ቀቲሉ፡ ንክልቲኦም ብሓደ ሥጋ ምስ ኣምላኽ ኣተዓረቖም”(ኤፌ. 2፡14-17)። ኣዳምን ሄዋንን ትእዛዝ ፈጣሪኦም ጥሒሶም ህይወቶም ምስ ጎድኡ፡ ንመጀመርታ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተዋህበ ተስፋ “ዘርኢ እታ ሰበይቲ ርእሲ ተመን ኪጭፍልቕ፡ እዩ።” ዚብል ኣምላኻዊ ቃል Read More...
(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)
(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)
(ትርጉም ኣገልግሎት)
(ዓምዲ ተሳተፍቲ)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ