S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዲያቆን ሙሉጌታ ወልደገብራኤል እተባህለ ኢትዮጵያዊ፥ ብዛዕባ ኣመሥራርታን ኣመዓባብላን ማሕበረ ቅዱሳን ዝበሃል ማሕበር ኣብ ኢትዮጵያ ዝመሠረቱ፥ ናብ ኤርትራ መሓውሩ ከመይ ገይሩ ከም ዝዘርግሐ፥ ዝገልጽ ብኣምሓርኛ ዘውጽኦ ጽሑፍ፥ ዝረኸብናዮ ከም ዘለዎ ነቕርቦ ኣሎና፡ብተወሳኺ፥ ዲያቆን ሙሉጌታ: ሠለስተ ተኸታተልቲ መጻሕፍቲ “ማሕበረ ቅዱሳን ወይስ ማሕበረ ሰይጣን?” ዝብል ዝጸሓፎ መጻሕፍቲ ኣምላኽ እንተ ፈቒድዎ ብትግርኛ ተርጒምና ክንዝርግሖ ከነቅርቦ ኢና። ንሕጂ ግን ብቐጥታ ምስ ቤተ ክርስቲያንና ዝተተሓሓዘ ጽሑፍ ስለ ዝኾነ ከም ዘለዎ ቋንቋኡውን ከይቀየርና ናብ ተኸታተልትና ንቕርቦ።

“ኣምላኽ ሰላም ግና ነቲ ብናይ ዘለኣለም ደም ኪዳን ዓብዪ ጓሳ ኣባጊዕ፡ (ዝዀነ) ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ካብ ምዉታት (ኣተንስኦ)። (ኣምላኽ ሰላም) ብኢየሱስ ክርስቶስ (ገይሩ) ኣብ ቅድሚኡ ባህ ዜብሎ ኣባኻትኩም እናገበረ ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ዅሉ፡ ፍቓዱ ኽትገብሩ የብቅዕኩም። ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ንእኡ ኽብሪ ይኹኖ። ኣሜን።” እብ 13፡20-21።

ዕለት 11 ሓምለ 1997 ዓ.ም ግእዝ (18 ሓምለ 2005 ኣ.ፈ) ኣብ ታሪኽ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብፍሉይ ፈተና ትዝከር መዓልቲ እያ። ቁሩብ ዓመታት ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተ ዘኪርና እቲ በዛ መዓልቲ

ቅዱስ-ሲኖዶስ ቤተ-ክርስቲያን ናይ እስክንድርያ ዘመንበረ ማርቆስ ሓዋርያ፡ ብ30 ግንቦት 2012 ኣብ ዘሕለፎ ውሳኔ፡ እቲ ብብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ-እንጦንዮስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኤርትራ ዚምራሕ

“ንግዙኣት ነቲ ትምህርቲ እግዚኣብሔር መድሓኒና ምእንቲ ኺስልምዎ፡ ብዅሉ ደኣ ሕያወይቲ እምነት ኬርእዩ እምበር፡ መደሃሃቕቲ ኸይኰኑ ንጐይተቶም ዝግዝኡ ዳርግዳርጋ ዘይመልሱ ብዅሉ ባህ ዜብሉ ኪዀኑ ምዐዶም።” (ቲቶ 2፡9-10)

"ሓጢኣት የብልናን’ እንተ በልና፡ ንርእስና ንጥብራ ኣለና፡ እታ ሓቂ’ውን ኣባና የላን። ሓጢኣትና እንተ ተናዘዝና ግና፡ ንሓጢኣትና ይቕረ ኺብለልና፡ ካብ ኵሉ ዓመጻ’ውን ኬንጽሃና እሙንን ጻድቕን’ዩ።” 1ዮሃ 1፡8,9

ሕይወት ደቂ ሰባት ኣብዛ ምድሪ ብግዜ ዝተወሰነት ስለ ዝኾነት ኣምላኽ ንዝህበና ውሱናት ዓመታት ብተገዳስነትን እምነትን ከነሕልፈን ሠናይ እዩ። ነፍስ ወከፍ ሰዓትን ዓመትን ከኣ ኣብ ጉዕዞ ሕይወት ናይ ነፍሲ ወከፍና ዝተፈላለየ

“ከምኡ ድማ ንስኻትኩም ካብ ሓጢኣት ከም ዝሞትኩም ብክርስቶስ ኢየሱስ ግና ንኣምላኽ ህያዋን ከም ዝኾንኩም ርእስኹም ቁጸሩ” (ሮሜ 6፡11)

“እምበኣርስኸ ሓጢኣትኩም ምእንቲ ኺድምሰሰልኩም፡ ካብ ገጽ እግዚአብሔር ከኣ ዘመን ዕረፍቲ ምእንቲ ኺመጻልኩም፡ ነቲ ቕድም ንኣኻትኩም እተሓርየ ክርስቶስ ከኣ ምእንቲ ኺሰድደልኩምሲ፡ ተነስሑን ተመለሱን።” ግብ 3፡19,20

ኩልና ከም ንፈልጦ ዝኾነ ሰብ ኣብ ዝመረጾ ቦታ ክህሉን ክነብርን እግዚኣብሔር ነጻ ምርጫ ሂቡና ከም ዘሎ ዘጠራጥር ኣይኮነን። ይኹን እምበር እቲ ዝጠቕመናን መንፈሳዊ ረብሓ ዘለዎ ስፍራን ግና ኣብ ቤት ኣምላኽ ምዃኑ

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div