S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መበል 18 ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ - Conference 2016

ካብ ትሕዝቶታት ጉባኤ 2016

1.ብሕታዊ ወይ ውልቃዊ ንስሓ

2.ቄናን ይቕናዕ

3.ጸሎት

ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላም ምስ ኵላትና ይኹን። መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ብዘውጽኦ መደብ መሠረት፡ መበል 18 ዓመታዊ መንፈሳዊ ጉባኤና ካብ ሓሙስ 28 ክሳብ 31 ሓምለ 2016 (July 28 to July 31, 2016) (ካብ ፳፩ ክሳብ ፳፬ ሓምለ ፳፻፰ ዓ.ም ግእዝ) ኣብ ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ-ዓለም ከተማ ሮቸስተር ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ።

እዚ ንኣርባዕተ መዓልታት ብተኸታታሊ ክካይድ ተመዲቡ ዘሎ ዓመታዊ ጉባኤ፡ ኩሉኹም ግዱሳት ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ናብ ከተማ ሮቸስተር ብምጉዓዝ ተኻፈልቲ ቡራኬን መንፈሳዊ ምንቕቓሕን ክትኾኑ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ከምቲ ሓዋርያ ጳውሎስ "እምነት ካብ ምስማዕ እያ፥ እቲ ዝስማዕ ድማ ቃል እግዚኣብሔር እዩ’’ (ሮሜ 10፡17) ክብል ዝጸሓፈልና፡ ብዛዕባ ተስፋ-እምነትና ብጳጳስ-ዲበኩሉ ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ብካህናት፡ ዲያቆናት፥ ኣገልገልቲ ትምህርቲ ሰንበትን ሰብ ሞያ ደቂ ቤተ ክርስቲያንን ዝወሃብ ሰፊሕ ትምህርቲ ወንጌልን ትምህርቲ ብዛዕባ ማሕበራዊ ናብራን ክወሃብ እዩ።

እግዚኣብሄር ብሰላም የራኽበና። ኣሜን።

ክፍሊ ርክበ-ህዝብ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ-ዓለም ከተማ ሮቸስተር ኒው ዮርክ።

Address: 1600 Mt Hope Ave, Rochester, NY 14620

Sunday's Liturgical Service - ቅዳሴ:-

St Peter & St Paul Coptic Church

Address: 720 W Main St., Rochester, NY 14611

ዕለተ ጉባኤ /Conference Date:-

July 28 to July 31, 2016

ሓሙስ 28 ክሳብ 31 ሓምለ 2016

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

ዝኸበርኩም ምእመናን፥ ዋጋ ሆተል ዝውስኸሉ ዕለት ሰንበት 26 ሰነ 2016 ስለዝኾነ ቅድሚ'ዚ ዝተጠቕሰ ዕለት መዕረፊ ቦታኹም ብዝሓሰረ ዋጋ ክትሕዙ ንላቦ። The deadline to reserve your hotel is July 26, 2016. To get the discount, please reserve your hotel before the deadline.

Lexington Hotel, Rochester Airport (link)

Address: 911 Brooks Avenue, Rochester, NY 14624

Reservation deadline: June 26, 2016

Phone: (585) 295-0953

Email:  This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

Group Name: Eritrean Tewahdo Orthodox Church

Arrival Date: 07/27/2016 to 07/30/2016 (Wednesday Thursday Friday Saturday)

Rate per Night: $88.00 + tax

Reminder: The hotel will provide transportation from the airport to the hotel and from the hotel to the conference venue.

ሓበሬታ ንነጋድያን፥ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ናብ ሆቴል ከም'ኡውን ካብ ሆቴል ናብቲ ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ ዘመላልሳ መጎዓዝያ ተዳልየን ኣለዋ።

ትሕዝቶ (ዝርዝር) መደብ - Program Detail

ሓሙስ 28 ሓምለ 2014

7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ

9፡00 – 10፡00 ቁርሲ

10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ

10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ

10፡25 –10፡55 ስብከት

11፡00 – 11፡15  መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን

11፡20 – 11፡45 ስብከት

11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ

12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ

2፡05 – 2፡20  መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት

2፡20 – 3፡00  ትምህርቲ ንካህናት

3፡05 – 3፡45  ትምህርቲ

3፡50 – 4፡10  መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት

4፡10 – 4፡35  ስብከት

4፡40 – 4፡55  መዝሙር ብህዝቢ

5፡00 – 5፡25  ኣስተምህሮ

5፡30 – 6፡00  ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

6፡05 – 6፡15  ሓበሬታ

5፡30 – 6፡30  ጸሎት መዛዘሚ

6፡30 – 8፡00  ድራር

ዓርቢ 29 ሓምለ 2014

7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ

9፡00 – 10፡00

10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ

10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ

10፡25 –10፡55 ስብከት

11፡00 – 11፡15  መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን

11፡20 – 11፡45 ስብከት

11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ

12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ

2፡05 – 2፡20  መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት

2፡20 – 3፡00  ትምህርቲ ንካህናት

3፡05 – 3፡45  ትምህርቲ

3፡50 – 4፡10  መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት

4፡10 – 4፡35  ስብከት

4፡40 – 4፡55  መዝሙር ብህዝቢ

5፡00 – 5፡25  ኣስተምህሮ

5፡30 – 6፡00  ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

6፡05 – 6፡15  ሓበሬታ

5፡30 – 6፡30  ጸሎት መዛዘሚ

6፡30 – 8፡00  ድራር

ቀዳም 30 ሓምለ 2014

7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ

9፡00 – 10፡00 ቁርሲ

10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ

10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ

10፡25 –10፡55 ስብከት

11፡00 – 11፡15  መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን

11፡20 – 11፡45 ስብከት

11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ

12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ

2፡05 – 2፡20  መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት

2፡20 – 3፡00  ትምህርቲ ንካህናት

3፡05 – 3፡45  ትምህርቲ

3፡50 – 4፡10  መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት

4፡10 – 4፡35  ስብከት

4፡40 – 4፡55  መዝሙር ብህዝቢ

5፡00 – 5፡25  መልእኽቲ ካብ ኣካያዲት ቦርድ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ ሰሜን ኣሜሪካ ይመሓላለፍ።

5፡30 – 6፡00  ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

6፡05 – 6፡15  ሓበሬታ

5፡30 – 6፡30  ጸሎት መዛዘሚ

6፡30 – 8፡00  ድራር

ሰንበት 31 ሓምለ 2014

6፡30 – 12፡00 ቅዳሴ

ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ - Previous Conferences

 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div