በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
ብቐዳምነት ባሕርይ ማለት እንታይ ማለት’ዩ-? ብምባል ንዝቐርብ ሕቶ፥ ባሕርይ ማለት ናይ ሓደ ነገር እንታይነት ዝገልጽ ቃል’ዩ፥ ዝብል መልሲ ክወሃቦ ዝሰማማዕ’ዩ። ቤተ-ክርስቲያን ናይ ቅዱሳን-መጻሕፍቲ መረዳእታትን፥
ሰንበት 30 መስከረም 2018: መስቀሉ የልዕል እሞ ይስዓበኒ
“ብሓርነት ምእንቲ ኽንነብር፡ ርስቶስ ሓራ ኣውጺኡና’ዩ። ስለ’ዚ ጽንዑ፡ ከም ብሓድሽ’ውን በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ። . . . ኣሕዋተይ ንስኻትኩም ሓራ ኽትኰኑ ኢኹም ዝተጸዋዕኩም። እንተ ዀነ ንሓድሕድኩም ደኣ ብፍቕሪ ተገዛዝኡ’ምበር፡ ነዚ ሓርነትኩምሲ ንሓጢኣት ምኽንያት ኣይትግበርዎ።”ገላ 5፡1,13 ካ.ት
ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ሐደ ኣምላኽ ኣሜን !!!
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ስድራ ሕያው ኣምላኽ ኩልኹም!!!
ኩነታት ሃገርና ካብ ዝበላሾ ሓጺር ግዜ ኣይኮነን። ብሰንኪ እዚ’ውን እቲ ሕይወት መሪሩዎ ንስደት ዘምርሐ ሕዝብና፥ ማንም ክግምቶ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ብዙሕ ስለ-ዝኾነ፥ ሕዝቢ-ሓበሻ ዘይበጽሖ ሃገር ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። እዚ ሕዝቢ’ዚ ከኣ ምጽንናዕን ተስፋን ዘድልዮ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ፥ ኣሓዱ ኣምላክ፥ ኣሜን።
እዚ ሓበሬታ'ዚ ንነባራትን ሓደስቲ ተመሃሮን ይምልከት
ኣብ ዝተፈላለየ ክፍለ ዓለም እትነብሩ ነባራትን ሓደስትን ተመሃሮ፡ አቦታት ካህናት፡ ዲያቆናት፡ መማህራንን ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰንበት፡ ምእመናንን ምእመናትን ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኹምን ቤተ ሰብኩምን ይኹን።
“ (ክርስቶስ) ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ተሓርየ፡ ኣብ መወዳእታ ዘመን ግና ምእንታኻትኩም ተገልጸ። ንስኻትኩም እምነትኩምን ተስፋኹምን ኣብ ኣምላኽ ምእንቲ ኪኸውን፡ በቲ (ንክርስቶስ) ካብ ምውታት ዘተንስኦ፡ ክብሪ’ውን ዝሃቦ ኣምላኽ ኣመንኩም።”1ጴጥ 1፡20,21 ካ.ት
ናብ ክቡራን ህዝበ ክርስቲያን ኣብ ርሑቅን ቀረባን እትርከቡ፥ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ኣብ ዘዘሎኹሞ ንዓኹም ይኹን።
“ቄሬኔዎስ ኣብ ሶርያ ተሸይሙ ከሎ ዝኾነት ቀዳመይቲ ጽሕፈት እያ። ሽዑ ነፍሲ ወከፍ ክጸሓፍ፣ ኩሉ ነናብ ዓዱ ከደ” (ሉቃ 2፡2)።
(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)
(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)
(ትርጉም ኣገልግሎት)
(ዓምዲ ተሳተፍቲ)
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ