S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መውስቦ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰባት ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ክግበር ዝጸንሐ መግለጺ ስልጣነ ደቂ ሰባት ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ ኢዩ።

ማህሌት ካብሃለየዝብል ቃል ዝወጸ ኮይኑ ትርጉሙ ዘመረ፡ ኣመስገነ  ማለት ኢዩ። ካብዚ ትርጉም ተበጊስና

ካብታ ብጎይታናን እታ ቅድስቲ ስድራን ዝተረገጸት ምድሪ’ቲ ዓቢ ጥንታዊ ግብጻዊ ስልጣነ፡ 

ደቂ ሰባት ኣብ ህይወትና ብቁጽሪ ዘይብሎም ፈተናታት ንሓልፍ። ፈተና ዳርጋ ንዓና ንደቂ ሰባት ናይ ምሉእ ህይወትና ቤት-ትምህርቲ ክንብሎ ንኽእል።

ሓደ መዓልቲ ብመጽሓፍ ቅዱሳዊ ኣቆጻጽራኣብ ሻድሻይ ሰዓትከባቢ ፍርቂ መዓልቲ ምኳኑ ኢዩ፡ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ጎድኒ ኣብ እግሪ ጎቦ ናይ ምድረበዳ ዘላ ናይ ቀደም ዒላ  ከዕርፍ ደው በለ። 

ብመጀመርያ ብእግዝኣብሄር ሰላምታይ ይብጻሕኩም ኽሓተኩም ደልየ ዘለኩ ሕቶ ድማ፡ ብዛዕባ ሓንቲ ስነ-ጽሕፍኹም፣ ዮፍታሄ ዚሰደዳ ኢልኩም ስለ ካተሊክ ዚሓረድዎ ስጋ ኣይትብለዑ ትብል ጽሕፍኩም፡ 

ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት” ኣብ መበል 14

ኣብ ጉባኤ [2012] ዝተዋህበ ስብከታት ብሓቂ ጽቡቕ ኔሩ ዝብል ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ ዘለኒ። ኣብቶም ዝተዋህቡ ትምህርትታት ግና ሕቶታት ክሓትት ደሪኹኒ እዩ ክብሉ ኣቦይ ቀሺ ሙሴ ገሊጾም። ስለቲ ዝለገሱልና ሓጋዚ ዝብልዎ ሓሳብን ምኽርን እናመስገንና ንዝለኣኹልና ሕቶታት ብኸምዚ ዝስዕብ ጸሚቕና ኣቕሪብናዮ ኣለና፦

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div