S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

“ዎ እስራኤል፡ ስማዕ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ሓደ እግዚኣብሄር እዩ። ንስካ ድማ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ፍተዎ” (ዘዳግም 6:4-5)

ሕቶ

ትንሳኤ ወዲ ሰብ ከመይ እዩ ክከውን? ነብሰና ጥራይ  ድያ ? ወይስ  ስጋና እንኮላይ ክትንስእ እዩ?

በዓል ጥምቀት ክርስቶስ (ኤጲፋንያ) ግልጸት ቅድስት ሥላሴ እዩ።

እዚ ኣብ ኣርእስቲ ተጠቒሱ ዘሎ ረዚን ቃል ናይ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ እዩ። እንሆ ድማ እቲ ኣብ ምድሪ ዘይወድቕ ቃሎም 

ዘረባ ህበይ እዩ።መሲለ ዝነግሮስ ክመስሎ ኢለከምዝበሃል ግን፡ ኣብዚ ዘለናዮ፡ ዘመን መሳልሶ፡-- ሓው ንሓው ኣሕሊፉ ዝወሃሃበሉ ዘሎ ህጹጽ ዘመን፡--

ፓትርያርክ ዘሃገረ ቡልጋርያ ቅዱስ ኣቡነ ማክሲም ኣብ መበል ንሚእትስ ክልተ ጐደል ዓመት ዕድሚኦም፡ ማለት ኣብ መበል 98 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም።

ንልዕልና ሕግን ሓቅን ዝተሓሰመ ሰብ ቀንዲ መሳርሒኡ ሓይልን ሓሶትን ጥራይ እየን። ጎነጻዊ ሓይልን ሓሶትን ዝተዓጥቀ ሰብ ከኣ መወዳእትኡ ውድቀትን 

ስምዒት ኣብ ደቂ ሰባት ሓደ ኣሉታዊ ባህሪ ኮይኑ ንደቂ ሰባት ናብ ግዚያዊ ውሳኔን ተርባጽን ዝመርሕ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div