S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

እንተትምለሱ’ኮ ናብ ልብኹም

ካብ ሰነ 26 ክሳብ መስከረም 25 ኣቆጻጽራ ግእዝ (July 9 to October 4) ዘሎ እዋን ቤተ ክርስትያን ዘመን ክረምቲ፣ ዘመን ኣፍላግ፣ ጥሉል ወርሓት፣ ወርሓት ደበና፣ ወርሓት ነጎዳን መብረቕን ... እናበለት ትጽውዖ።

ግናኸ ከምቲ ኣባና ዚገብር ሓይሊ፡ ካብቲ ንሕና እንልምኖን እንስቦን ዘበለ እምብዛ ኣዕዚዙ ኺገብር ዚከኣሎ፡ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ንዅሉ ውሉድ ወለዶታት ኣብታ ማሕበር ብክርስቶስ የሱስ ንእኡ ኽብሪ ይኹኖ። ኣሜን። (ኤፌሶን 3:20-21)

ኦርቶዶክስ ዝብል ቃል ካብ ክልተ ናይ ግሪክ ቃላት ዝተረኽበ ኮይኑ ትርጉሙ ድማ “ኦርቶ” ማለት  ቅኑዕ፥ ሓቀኛ፥ ትኽክል ክኸውን ከሎ “ዶክስ” ከኣ እምነት (ሃይማኖት) እዩ። ስለዚ ኦርቶዶክስ ክንብል ከሎና ቅኑዕ፥ ትኽክል፥ 

ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ 2005 . ብጭዋ ዮፍታሄን ገለ ሰዓብቱ ጳጳሳትን ዝጀመረን ገና ሕጂውን ዝቕጽል ዘሎ ምክሳስን ባእስን ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብሓቂ ንኣምላኽ ዘጉሃየን ንኹሉ ቅኑዕ ሰብ ዘሕዘነን ሕማቕ ፍጻመ እዩ።

ሓደ: ካብቶም: ዘይጽምሉዉ: ሓድጊ: ሰማእታት፡ ትብዓቶምን: ድምብርጽ: ዘይብል: ጽንዓቶምን: እዩ። 

ወንጌላዊ ቅዱስ ማርቆስ ኢሉ ጀሚሩ፡ ቅዱስ ኣንያኖስ፡ ቅዱስ ሜልዮስ፡ ቅዱስ ከድረኖስእናበለ ብዘይምቍራጽ ቀጺሉ መበል 117 ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ሺኖዳ ሳልሳይ ዝበጽሐ ሃዋርያዊ ሰንሰለት፡ 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div