S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሓደ: ካብቶም: ዘይጽምሉዉ: ሓድጊ: ሰማእታት፡ ትብዓቶምን: ድምብርጽ: ዘይብል: ጽንዓቶምን: እዩ። 

ወንጌላዊ ቅዱስ ማርቆስ ኢሉ ጀሚሩ፡ ቅዱስ ኣንያኖስ፡ ቅዱስ ሜልዮስ፡ ቅዱስ ከድረኖስ… እናበለ ብዘይምቍራጽ ቀጺሉ መበል 117 ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ሺኖዳ ሳልሳይ ዝበጽሐ ሃዋርያዊ ሰንሰለት፡ 

ኣብ ግብሪ ሓዋርያት 10ይ ምዕራፍ “1 - ኣብ ቂሳርያ ቆርኔሌዎስ ዝስሙ ሰብኣይ ነበረ። ንሱ ኣብቲ ኢጣልያዊ

ታሪክ ቅድስት ቤተ ክርስትያንና ምልስ ኢልና እንተ ርኢናዮ ብኣስታት 333 ካብ መንበረ ማርቆስ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ሓዋርያ መበል 20 ፓትርያርክ ግብጺ ዝተቐበአ ቅዱስ ፍሬሚናጦስ (ናይ ኣምላክ ሰብ) ክርስትና ተቐበልና። ቅዱስ ፍሬሚናጦስ (ኣባ ሰላማ) ጵጵስና ተቐቢሎም ኣብ ሃገርናን ኣብ ኢትዮጵያን የገልግሉ ነበሩ። ካብዚ ጊዜ ኣትሒዙ ድማ ክህነት እናሃበት ጳጳሳት እናለኣኸት መንበር ማርቆስ እስክንድርያ ተገልግለናን ትጓስየናን ነበረት።

እታ ኣባኻ ዘላ፡ ልግሚ ዜብላ ቕድም ኣብ ሎኢስ ዓባይካ፡ ኣብ ኤውኒቄ ኣዴኻውን ዝሓደረት እምነት እናዘከርኩ፡ ኣባኻ ድማ ኸም ዘላ ተረዲኤ አሎኹ፡ ንብዓትካ ዘኪረ፡ ብታሕጓስ ምእንቲ ኸመልእሲ፡ ክርእየካ እናናፈቕኩ፡ ብጸሎተይ ለይትን መዓልትን ከየብኰርኩ እናዘከርኩኻ፡ ነቲ ኻብ ኣቦታተይ ጀሚረ ብንጹህ ሕሊና ዘገልግሎ ዘሎኹ ኣምላኽ ኤመስግኖ አሎኹ። በዚ ምኽንያት እዚ፡ ኣምላኽሲ መንፈስ ሓይልን ፍቕርን ቅጽዓትን እምበር፡ መንፈስ ፍርሃት ኣይሃበናን እሞ፡ ነቲ ብምንባር ኢደይ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ኣምላኽ ክትሕድሶ ኤዘክረካ አሎኹ። (2ይ ጢሞቴዎስ 1. 4-7)

ምሳሌ 4:23 "ህይወት ካብኡ እያ እትፍልፍል እሞ ልዕሊ ኹሉ ንልብኻ ሓልዎ።"

"ምስጢር ድልዱል ዝምድናን ሕጉስ ሓዳርን: ቅድሚ መርዓ ጾታዊ ርክብ ዘይምፍጻም ምዃኑ ዝተበጽሐ ሓድሽ መጽናዕቲ" ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ብሪንግሃም ያንግ - ምዕራባዊ ሸነኽ ኣሜሪካ፡ ኣብ ዘካየድዎ ሓድሽ መጽናዕቲ ቅድሚ መርዓኦም ጾታዊ ርክብ ዘወግዱ መጻምድቲ፡ ሓዳር ምስ መስረቱ ዝሓየለ ዝምድናን ሕጉስ ሓዳርን ከም ዘስተማቕሩ ሓቢሮም።

ነቲ ክፉእ ፍልጻታት እተጥፍእሉ ዋልታ እምነት ኣልዕሉ (ኤፌ 6,16) More...

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div