S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ መራሕቲ መንግሥቲ ኤርትራ፥ መራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ጳጳሳት፥ ካህናት፥ ምእመናንን ምሉእ ሕዝቢ ኤርትራን ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ ቦታኦም ክምለሱ እጃሞም ከበርክቱ ጸዊዖም።

ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብቲ ናይ 45 ደቓይቕ ዝወሰደ ናይ video መልእኽቲ፥

1. መንግሥቲ ኤርትራ ንተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ናጻ ክገድፋ ካብ ቤተ ክርስቲያን ኢዱ ከውጽእ።

2. ጳጳሳት ኤርትራ ምሒሎም ንዝተሰከምዎ ሓላፍነት ክሳብ ሞት መስዋእቲ ክኸፍሉን ኣቦኦም ክመልሱን ዳግማይ ኣብ ጌጋ ከይወድቁን።

3. ፖለቲከኛታትን ግሩሃት ሰባትን ብስም ስእሊ ቅድስት ሥላሴን፥ ጥንተኣብሶን ካልእን ዝብል ምኽንያት ንቤተ ክርስቲያን ዝኸፋፍሉሉ ዘለዉ፥ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ መንበሮም ተመሊሶም፥ ብሲኖዶስ ክሳብ ዝውሰን፥ ኣብ ዘለዎ ተዓሊቡ ክጸንሕ ኣብ ዝኾነ ቦታ ከም መካትዕን መዘራረብን ከይለዓል ኣዚዞም።

4. ኩሎም ኤርትራውያን ክርስቲያን ይኹን ኣስላም፥ እዚ ኣብ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ተጀሚሩ ዘሎ፥ ናብ ኩሉ እምነታት ዝልሕም፥ ጽባሕ ንግሆ ነታ ሃገር ጺሙ እምነትን ሃገራውነትን ኅውነትን ጒጉ ዘጥፍእ ስለ ዝኾነ ብሕብረት ዓገብ ክበሃል ሓዋርያዊ ጸዋዒት ገይሮም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ እዚ video ተኸታተሉ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div