S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3
ብዛዕባ እዚ ሓሳብ እዚ ክለዓል እንከሎ ብዙኃት እዚ ኣብ ፖለቲካ ምእታው እዩ፡ ክብሉ ይኽእሉ እዮም። ቤተ ክርስቲያን ግን ይትረፍ ኣብ ፖለቲካ ክትኣቱ ነቲ

“ምስ ቀረበን ነታ ኸተማ ምስ ረኣያን፡ ከምዚ ኢሉ በኸየላ፡ “ኣነ ንስኺ በዛ መዓልትኺ ንሰላምኪ ዚኸውን ነገር እንተ ትፈልጢ! ሕጂ ግና ኻብ ዓይንኺ ተኸዊሉ ኣሎ።. . .  ዘመን ምሕረትኪ ስአን ምፍላጥኪስ፡ ንዓኽን ኣባኺ ንዚነብሩ ደቅኽን፡ ኪግምጥሉኺ፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ኣይኪሓድጉልክን’ዮም።” ሉቃ 19፡41-44

ምሥጢረ ክህነት

ሕድገት

ጸጋ ቅዱስ ቁርባን

  1. ዕላማ ጸጋ ምሥጢረ ቁርባን ሕይወት እዩ
  2. ዘይብላዕ በሊዕና ሞትና፡ ዝብላዕ በሊዕና ድማ ሕይወት ረኸብና
  3. እታ ሕይወት እትህብ ኦም ፈውስና ነበረት
  4. ኢየሱስ ሓቅኛ ኦም ሕይወት እዩ: ፍጹም ሊቀ ካህናት ሕይወት'ውን እዩ
  5. ትርጉም ቁርባን ዝብል ቓል
  6. ተጠራጠርቲ: ሥጋን ደምን ክርስቶስ ምስልን መዘከርታን እዩ ይብሉ
  7. ድሕረ ባይታ ምሳሌ ቅዱስ ቁርባን
  8. ኣመሰራርታ ቅዱስ ቁርባን ብክርስቶስ
  9. ምሥጢረ ቁርባን ዘድሕን ጸጋ እዩ
  10. ቅዱስ ቁርባን ሓቀኛ መሥዋእቲ እዩ
  11. ድሕረ ባይታ መዘከርታ ፋሲጋ
  12. ሥርዓት ኣከባብራ በዓል ፋሲጋ ብላዕ፡ ኣይትብላዕ
  13. መዛዘሚ

ሜሮን

  1. ጸጋ ድሕነት ብሸውዓተ ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ጥራይ ይዕደል-->7ይ ክፋል
  2. ሜሮን ህላውነት ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣባና ማለት እዩ-->-->8ይ ክፋል
  3. ምሁራት ኣቦታት ቤተ ክርስቲያን ብዛዕባ ሜሮን እንታይ ይብሉ-->9ይ ክፋል
  4. ዅሉ ኣሚኑ ዝተጠምቀ ዘበለ ብመንፈስ ክሕተም ተገብኦ-->10ይ ክፋል

ድሕነት ብጸጋ
  1. ሕጊ ሙሴን ጸጋ ክርስቶስን-->1ይ ክፋል
  2. ድሕነት ብጸጋ-->2ይ ክፋል
  3. ዓሰርተ ትእዛዛት ዘለኣለማዊ ሕጊ እግዚኣብሔር እዩ፡ ሕጊ ሙሴ ግና ጊዝያዊ ነበረ-->3ይ ክፋል  
  4. መለኮታዊ ጸጋ ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን እዩ--> 4ይ ክፋል 
  5. መለኮታዊ ጸጋ ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን እዩ-->5ይ ክፋል
  6. ሓድሽ መቓልሕ ብሉይ ኪዳን--> 6ይ ክፋል
  7. ጸጋ ድሕነት ብሸውዓተ ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ጥራይ ይዕደል--> 7ይ ክፋል
  8. ምሳሌኣዊ ድሕረ ባይታ  ጥምቀት ካብ ብሉይ ኪዳን--> 8ይ ክፋል
  9. ብሓድሽ ህይወት ምስኡ ክንመላለስ ናብ ሞት ምስኡ ተቐበርና--> 9ይ ክፋል

ጥምቀት
  1. ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ -->1ይ ክፋል
  2. ጥምቀት ኣብ ሓድሽ ኪዳን -->2ይ ክፋል
  3. ትርጉም ምሥጢረ ጥምቀት -->3ይ ክፋል
  4. ኣድላይነት ጥምቀት ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን -->4ይ ክፋል
  5. ጥምቀት ኣብ እዋን ሕጻንነትን ኣብ እዋን ዕቤትን -->5ይ ክፋል
  6. ጥምቀት ሓንሳብ ጥራይ ድኣ ይወሃብ እምበር ኣይደጋገምን-->6ይ ክፋል

ወንጌል ሓዋርያዊ ትውፊት(Paradosis)
  1. ሓዋርያዊ ትውፊት (PAR ADOSIS)-->1ይ ክፋል
  2. ሓድሽ ኪዳን ብዛዕባ ትውፊት እንታይ ይብል-->2ይ ክፋል
  3. ጽሑፋትከ ብዛዕባ ትውፊት እንታይ ይብሉ?-->3ይ ክፋል
  4. ንሓዋርያት ክንመስል ይግብኣና -->4ይ & 5ይክፋል
  5. እዋናውያን መማህራን ትውፊት--> 6ይ ክፋል
  6. ነታ ማሕበር ጐይታ ክትጓሰዩ፥ መንፈስ ቅዱስ ኤጲስቆጶሳት ገይሩ ሸመኩም--> 7ይ ክፋል
  7. ወንጌል ትውፊት ሓዋርያት እዩ--> 8ይ ክፋልን መወዳእታን

ኣብ መንግሥተ ሠማያት መን ይዓቢ
  • ኣብ መንግሥተ ሠማያት መን ይዓቢ-->1ይ ክፋል
  • ኣብ መንግሥተ ሠማያት መን ይዓቢ-->2ይ ክፋል

ጸብጻብ ጲላጦስ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ
  • ጸብጻብ ጲላጦስ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ-->2ይ ክፋል

ቅድስቲ ቤተ ክርስትያና ሰሪዓትልና ኸም ዘላ እዛ ሰንበት’ዚኣ “ገብርኄር’’ ማለት “ ሕያዋይ ባርያ” ተባሂላያ እትጽዋዕ። እቶም ኣገልገልቲ ቤተ ክርስቲያን ኰና እቶም ምእማናን፡ በቲ እግዚኣብሄር ንነፍሲ ወከፍና ዝሃበና ጸጋን ሓላፍነትን እሙናትን ሕያዎትን ኬንና ነገልግሎት እንተ’ሊናን እንተ ዘየሊናን ርእስና ኽንምርምር ዝተሰርዓትልና መዓልቲ ኽኣ’ያ። ኣብዚ ዝተነበበልና ኽፍሊ ወንጌል፡ እቲ ጐይታ ነቶም ኣገልገልቱ ኸከም ዓቕሞም፡ ነቲ ቐዳማይ ሓሙሽተ፡ ነቲ ኻልኣይ ክልተ ነቲ ሳልሳይ ድማ፡ ሓንቲ መክሊት ኸም ዝሃቦ ተገሊጹልና ኣሎ። ንኣታቶም ዝተዋህቦ ሓላፍነት ድማ፡ ተጊሆም ብምስራሕ ነቲ ዝተዋህቦም መክሊት ምብዛሕ’ዩ።

ኣዳም ዝሞተ በቲ ኣብ ኣእምሮኡ ዝተፈጸመ ምእማንን ዘይምእማንን ጥራይ ነይሩ እንተዝኸውን፡ ንሕናውን ብዘይ ግብሪ ኣሚነ ጥራይ ኢልና ምደሓንና ኔርና። እንተዀነ ኣዳም ብግብሪ ካብታ ዘይትብላዕ ኦም ስለዝበልዔ ክሕደቱ ብግብሪ ኣርኣየ። ሕጂ’ውን ሰብ ኣሚነ ክብል እንተድኣ ኰይኑ፡ ካብቲ ህይወት ዝህብ ሥጋ ክርስቶስ እንተዘይበልዐ፡ በቲ ኣብ ኣእምሮኡ ዝፍጸም ምእማን ጥራይ ህይወት ክረክብ እዩ ማለት ኣየስምዕን። ከምኡ ነይሩ እንተዝኸውንሲ ክርስቶስ ሥጋይ ዚበልዕ ደመይ’ውን ዚሰቲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ፥ … (ዮሃ፡ 6፡55-56) ኣይምበለን። Read more...

“ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፡ እንፈልጦ ንዛረብ፡ ዝረኣናዮ’ውን ንምስክር ኣሎና፡ ነቲ ምስክርና ግና ኣይትቕበልዎን ኢኹም።”ዮሃን 3፡11። እዛ ዕለት’ዚኣ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ብዛዕባ ዳግማይ ልደትና ኸነስተንትን ዚሰርዓትልና መዓልቲ እያ። ኒቆዲሞስ ዝተባህለ ኣይሁዳዊ ሊቕ፡ ሕቡእ ወደ መዝሙር፡ በለይቲ ንጐይታ ኺረኽቦ ምስ መጸ፡ ጐይታ “ ካብ ማይን ካብ መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣትው ዚኽእል የልቦን’’ ብምባል ኣገዳስነት ዳግም ልደት ብዘየማትእ መገዲ ገለጸሉ። ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ድማ ነዚ ናይ ጐይታ ቓል መሰረት ብምግባር ፡ ብምስጢር ጥምቀት ካብ ማይ፡ ብምስጢረ ሜሮን ድማ ካብ ኣብራኽ መንፈስ ቅዱስ እንውለደሉ ናይ ጸጋ ኣገልግሎት ሰርዓትልና።

ሰላም ዝኽበርኩም አዳለውቲ እዚ መደብ ነዚ መንፈሳዊ መደብኩም ምስ ረኽብክዎ ካብ መጠን ንላዕሊ ደስ ኢሉኒ’ሞ መንፈሳዊ ሰላምታይ ተቕበሉኒ ይብለኩም። ንቐፃሊ ድማ ዘሎኒ ሓበሬታን ርኢቶን ከምዝሰደልኩም ቃል ይአትወልኩም ሰላም ንህዝቢ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ኤርትራን!

ዲ/ን ብርሃነ ገ/ሚካኤል ካብ መቐለ-ኢትዮጵያ

 “ዓመጻ ስለ ዝበዝሐ ድማ፡ ናይ ብዙሓት ፍቕሪ ኽትዝሕል እያ።” ማቴ 24፡12። ቅድስቲ ቤተ ክርስትያንና፡ ነዚ ሰሙን‘ዚ፡ ብዛዕባ ምጽኣት ጐይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ከነስተንትንን ርእስና ኽንምርምርን ሰሪዓትልና ኣላ። ምጽኣት መድሓኒና ምቕራቡ ኻብ ዜመልክቱና ኣገደስቲ ምልክታት ሓደ ድማ፡ ኵነታት ፍቕሪ ሓድሕድና እዩ። ብዛዕባ ምጽኣት ጐይታ ኸነስተንትን ከሎና፡ መብዛሕትና ነዛ ኣዝያ ኸተስግኣና ዚግብኣ ወሳኒት ትእምርቲ ፈጺምና ኣይነስተብህለላን ኢና። ፍቕሪ እትዝሕለሉ ምኽንያት ድማ ብብዝሒ ዓመጻ ስለ እተዕብለል ምዃኑ ጐይታ ኣግሂዱልና ኣሎ። ፍቕሪ ሰብ ብፍቕሪ ዓመጻ እናተዓብለለ ምስ ዚኸይድ፡ ብድሕሪኡ ንሰብ ምፍቃር ዕሽነት ኰይኑ’ዩ ዚስምዓካ። ነቲ ርኹስ ረብሓ ዓመጻ ስለ እትሃርፎ፡ ነቲ ኸተፍቅሮ ዚግብኣካ ሰብ ክትዕምጾ ድሕር ኣይትብልን ኢኻ።

ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን ኣሕዋትን ወለድን። ከመይ ኣለኹም? ኣብ ስራሕኩም እግዚኣብሄር ክሕግዘኩም ናይ ወትሩ ጊዜ ጸሎተይ እዩ። ኣነ ካብ ኣብ ሰሜን ኣሜርካ ትቕመጡ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብሩህ ተስፋ ክጽበ እየ ጸኒሐ። እንሆ ብሩህ ተስፋይ ሓደ ኢሉ ጀሚሩስ ድሮ እኳ ፕሮፈሶር ብክህነት ክቕባእ ሰሚዐ ኣለኹ እሞ ሓጎሰይ ወሰን ስኢነሉ ብሓጎስ ነቢዐ። እሞ ንኹልኹም ኣመንቲ ኦርቶዶክስ እንቋዕ ሓጎሰኩም። ኣምላኽ እምነትና ይባርኽ። ንስኹም ከኣ ኣጆኹም ኣሕዋትን ወለድን እናበልኩ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።

ሰላም, ቻው።
ናትናኤል

“…እንሆ ሐዊኻ፡ ካብዚ ዚገድድ ከይረኽበካስ፡ መሊስካ ኣይትበድል፡ በሎ።” (ዮሃ 5፡14)

እዛ ሰንበት እዚኣ፡ መጋቢት 24, 2019፡ ራብዐይቲ ሰንበት ኣብዚ ኣቲናዮ ዘሎና ናይ ጾመ ኣርብዓ እዋን እያ። “መጻጕዕ” ተባሂላ ድማ ትስመ። መሰረተ ሓሳብ ናይዚ በዛ መዓልቲ ዝመሓላለፍ መልእኽቲ ድማ ካብ ታሪኽ ናይቲ ን38 ዓመት ተደኒሱ ዝነበረ ሰብኣይ እሞ ጐይታ ዝፈወሶ ዝነቐለ እዩ።

Subcategories

(ትርጉም ቤተ ክርስትያን)

(ብዛዕባ ሃገረ ስብከት)

(ትርጉም ኣገልግሎት)

(ዓምዲ ተሳተፍቲ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div