ኣብዚ ቀረባ እዋን፥ ኣባ ባስልዮስ ዝበሃሉ ኣቡን ብፓትርያርክ እንጦንዮስ ዝተሸሙ ግናኸ ኣንጻሮም ዝተዓጥቁ ምስ ሓደ መነኮስ ናብ ሰሜን ኣሜርካ ኣትዮም
“For though we walk in the flesh, we do not war according to the flesh” 2 Corinthians 10:3
The whole purpose of Unseen Warfare is to give the Orthodox Christian teaching concerning perfection in virtue and the "unseen warfare" necessary to accomplish this: "I will tell you plainly: the greatest and most perfect thing a man may desire to attain is to come near to God and dwell in union with Him.
“ፍቕሪ ንኣምላኽ ትእዛዛቱ ኽንሕልው’ዩ’ሞ፡ ትእዛዛቱ’ውን ኣይከቢድን’ዩ።” 1ዮሃ 5፡3
ኣብዚ እዋን እዚ፥ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕልፎ ዘሎ መከራን ስቓይን ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ብዙሓት ሰባት ዝሓትዎ ሕቶ ድማ "ንሕናዶ ካብ ዓለምና ዝተፈለየ ኣበሳን ሓጢኣትን ጌርና
“ንሕና’ውን ነታ ኣምላኽ ኣባና ዘላቶ ፍቕሪ ፈሊጥናያን ኣሚንናያን ኣለና። ኣምላኽ ፍቕሪ’ዩ፡ እቲ ኣብ ፍቕሪ ዚነብር (ሰብ) ከኣ ኣብ ኣምላኽ ይነብር፡ ኣምላኽ’ውን ኣብኡ ይነብር።” 1ዮሃ 4፡16
ጾመ ኣርብዓ ዝጅመረሉ ዕለት ሰኑይ 20 ለካቲት 2017 (12 የካቲት 2009 ዓ.ም ግእዝ) እዩ። ዝያዳ ሓበሬታ
ሰሉስ 27 መስከረም 2016 ዓ.ም በዓል ቅዱስ መስቀል እዩ።
ኣምላኽ ቅዱስን ብሩኽን በዓል መስቀል ይግበረልና። ኣሜን ።
መሰቀል ጽንእነ
መሰቀል ቤዛነ
መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ
ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ