ቀዳም 14 መጋቢት 2015 (March 14, 2015) ብክፍሊ ትምህርትን ስብከትን መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካ ዝተዳለወ ንሰብ ቃል-ኪዳን ዝምልከት ኣዝዩ ዕዉት ዝኾነ ናይ ሓደ መዓልቲ ትምህርታዊ መደብ ኣብ ደብረ ሰላም መድሃኔ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ተኻይዱ። እቲ ንንውሕ ዝበለ እዋን ምድላዋት ዝተገብረሉ
“ንጐይታና ክርስቶስ ብልብኹም ቀድስዎ’ምበር፡ ብዛዕባ’ታ ኣባኻትኩም ዘላ ተስፋ ምኽንያት ንዚሓትተኩም ዘበለስ ምላሽ ንምሃብ ኵሉ ሳዕ እተዳለኹም ኩኑ፡ ግናኸ ብዓቕልን ብፍርሃት (ኣምላኽን) ደኣ ይኹን።” 1ጴጥ 3፡15
መዓልታዊ ፈነወ ራድዮ ተዋህዶ
ሰኑይ 31 ሓምለ 2017
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ‘መስቀሉ ጸይሩ…ንዓይ ኣይበቅዕን” /ማቴ 10፡38/ ዝብል ኣቕሪበ ነይረ። መስቀል ምጻር ማለት ድማ እንታይ ምኻኑ ጽሒፈ ነይረ። ሎሚ ድማ “መስቀል ንዓና እንታይ እዩ” ዝብል 2ይ ክፋል እንሆ። ኣብዚ ጽሑፍዚ’ዚ እቲ ቀንዲ መልእኽቱ
During the period of fasting it is appropriate that you practice self-control as well as the control of your body.
“እቲ ዘለኽዎ ግና ብጸጋ ኣምላኽ’የ ዘለኹ። ካብ ኵላቶም ዚበዝሕ ደኣ ጸዓርኩ’ምበር፡ እቲ ንኣይ እተዋህበ ጸጋኡ ኸንቱ ኣይኰነን። እቲ ምሳይ ዘሎ ጸጋ ኣምላኽ ደኣ’ዩ’ምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን።” 1ቈረ 15፡10
ቅድሚ ሕጂ መንግሥቲ ኤርትራን ውሑዳት ጳጳሳትን ንሕጊ ቤተ ክርስቲያን ግሂሶም፡ ንኣቡን ዲዮስቆሮስ 4ይ ፓትርያርክ ኢሎም ምሻሞም ይፍለጥ። እንሆ ሕጂ’ውን ዳግም ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ይሸባሸቡ ኣለዉ።
ከም-ዝፍለጥ መሠረት ክርስትና ወንጌል ስለ-ዝኾነ፥ ክርስትና ብዘይ ወንጌል ትርጉም ዘለዎ ኮይኑ ክርከብ ኣይምኸኣለን። ስለዚ ድማ’ዩ እቲ
ካብ ዕለት 1/30/2015 ክሳብ 2/12015 ክብረ በዓል ኦርቶዶክሳዊት ቤክ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ በይ ኤርያ ብድምቀት ተኸቢሩ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ