ዘደቅስ ከይተረኽበ ደቂስካ ክሕደር ዝከኣል ኣይኮነን። ኩሉ ነገር ዘይስምዖም ኮይኖም፥ ደቂሶም ዝሓድሩ እንተተረኽቡ እውን፥ ዘገርም ኣይኮነን።
Weariness is like the weather-it affects everyone, and there's no escape from it. It hits us all, at least occasionally, and sometimes it enshrouds us like a wet blanket. It's rarely any fun, but it can have a redemptive value. It doesn't have to be utterly frustrating, for it can be sanctifying.
“ንስኻትኩም ግና እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ይንበር። እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ዚነብር እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ንስኻትኩም ኣብ ወልድን ኣብ ኣቦን ኽትነብሩ ኢኹም። እታ ክርስቶስ ዝተስፈወና ተስፋ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት’ያ።” 1ዮሃ 2፡24,25
መዓልታዊ ፈነወ ራድዮ ተዋህዶ
ሓሙስ 31 ነሓሰ 2017
ንኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና ብዝምልከት፥ ብሃንደበት ሓድሽ-ንፋስ ክነፍስ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ካብ ኣሥመራ ዝብገስ ዘሎ ኣውሎ ንፋስ’ዚ፥ ነቲ ኣብ
ድሕነት ዝብል ሓሳብ ቅድሚ ምርኣይና፣ ነቲ ቅድሚኡ ዘሎ ነገራት ምድህሳስ ብዛዕባ ድሕነት ምሉእ ስእሊ ስለዝህብ ሃዲእኩም ክትከታተሉኒ ተስፋ እገብር። ጽሑፈይ ካብቲ ኣብ ኮለጅ ቅ.ኣትናቴዎስ ንመምሃሪ ክኸውን ዝተዋህበ ጽሑፍ ምርኩስ ብምግባርን ካብቲ ንመጽናዕቲ ዘዳለኽዎ ዳህሳሳዊ ጽሑፍን (term paper) ዝተዳለወ እዩ። እዚ ጽሑፍ'ዚ ሕጽር ብዝበለ መልክዑ’ውን ኣብ መበል 11 (2009) ጉባኤ ቤ.ክ ተዋህዶ ቀሪቡ ነይሩ። ኣርእስቲ ጽሑፈይ ኣርባዕተ ክፋላት ኣለዎ ንሎሚ ግና ኣብቲ 1ይ ክፋል ከድህብ እየ።
"We have heard with our ears, O God, our fathers have told us, what deeds You did in their days, in days of old.” (Ps 66:1)
“ኣነ ኸኣ ነቦ ኽልምኖ’የ፡ ንሱ ድማ ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዚነብር ካልእ መጸናንዒ ኺህበኩም’ዩ። ነቲ መንፈስ ሓቂ’ቲ፡ ዓለም ዘይትርእዮን ዘይትፈልጦን ስለ ዝዀነት ክትቅበሎ ኣይኰነላን’ዩ። ንስኻትኩም ግና ‘ምሳኻትኩም ዚሓድር፡ ኣባኻትኩም’ውን ዚነብር ስለ ዝዀነ ትፈልጥዎ ኢኹም።” ዮሃ 14’16,17 ካ.ት + ቀ.ት
መግለጺ ብዛዕባ ቅዱስ እንጦንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት 3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ኤርትራ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ